My File PDF

You might also like

Download as pdf or txt
Download as pdf or txt
You are on page 1of 2

ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ብሓደ ኣምላኽ፣

ኣሜን።
ርእሰ ነገር መንፈሳዊ ኣኼባ፣
ካብ ሰበኻ ጉባኤ ቤተ ክርስቲያን ኤዎስ ጣቴዎስ ናብ ኣቶ/ወይዘሮ/ሪት
____________________________________።
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኹን እንዳበልና፣ንዕለት 4/1/2020 ብጠለብ ናይ ኣባላትን ብሰናይ
ድሌት ናይ ሰበኻ ጉባኤ ቤተ ክርስቲያን ኤዎስ ጣቴዎስን መንፈሳዊ ኣኼባ ክንገብር ስለ ዝኾንና፣ከም ኣባል
ቤተ ክርስቲያን መጠን ኣብዚ ዕለት ክትሳተፍ/ፊ ብትሕትና ንሓትት።
መዘራረቢ ኣርእስትና
1. ዓመታዊ ጸብጻብ ቤተ ክርስቲያን
2. ህልው ኩነታት ቤተ ክርስቲያን፣ ከም ዝኾነ ከነዘኻኽር ንፈቱ።
ምስጋና ንኣብን ንወልድን ንመንፈስ ቅዱስን ይኹን ኣሜን።
ኣኼባ ንገብረሉ ቦታ ኣብ ኣዳራሽ ቤተ ክርስቲያን ኤዎስጣቴዎስ።
2

You might also like