Download as pdf or txt
Download as pdf or txt
You are on page 1of 1

ቤትትምህርቲሄርማንግማይነርመቐለ

ኣብ 2012ዓ/ም ካልኣይ መንፈቕ ዓመት ንጥፈት ትምህርቲ ሕ/ሰብ ን6ይክፍሊ ዝተዳለወ።


ዕለት- ግንቦት ቁፅሪ ንጥፈት፡ 03 ዝሕዞ ነጥቢ 10%

ሽም________________________________ ከፍሊ_______ተ.ቁ________

ቀዳማይ ክፋል፡ ሕቶታት መልስ

ቀዳማይ መምርሒ፡ ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ሓፂር ወይድማ ትኽክለኛ መልሲ ሃቡ።( ሕድ ሕድ ሕቶ .42
ነጥቢ ይሕዝ)

1. ምኸንያታት ኣድልዎ ፥ምግላልን ምፅያፍን ሕሙማት ኤች ኣይቪ/ኤድስ ካብ ዝኾኑ ክልተ ፀሓፉ ?

2. ካብ ሓፈሻዊ ዕላማ ፖሊሲ ስነ -ህዝቢ ኢትዮጰያ ክልተ ፀሓፉ ?

3. ካብ ሳዕቤናት ቕልጡፍ ዕብየት በዝሒ ህዝቢ ክልተ ፀሓፉ ?

4. ኣብ ሕገ መንግሰቲ ኢትዮጰያ ካብ ዝተቐመጡ መሰላት ህፃናት ክልተ ፀሓፉ ?

5. ኣብ ልዕሊ ህፃናት ካብ ዝበፅሑ ሓደጋታት ክልተ ፀሓፉ?

6. ናይ ኢጋድ ቀንዲ ስራሕቲ ዘርዝሩ ?

7. ኣባላት መድረኽ ሃገራት ተፋሰስ ናይል ካብ ዝኾና ክልተ ፀሓፍ?

ናይ ወላዲ/ሓብሓቢ መረጋገፂ We Teach Children Not Subjects! Page 1


ስም____________________ ዕለት________________ ፊርማ _________________

You might also like