Download as pdf or txt
Download as pdf or txt
You are on page 1of 1

ክቡራት ወለዲ፦

ሓፂርቲ መዘክራት፣ ፈተናታትን ፣ንጥፈታን


ራብዓይ ርብዒ ዓመት ካብ ጉንበት 8/2012 ዓ.ም
ጀሚሩ ብቴሌግራም ዝላኣኽና ምዃና ዝፍለጥ
ኾይኑ። ስለዚ ክቡራት ወለዲ ነዚ ፈሊጥኩም
ተምሃሮና ጊዚኦም ብኣግባቡ ክጥቀሙ ምእንታን
፤ንኸፅንዑ ክተበረታትዑልና ፈተናታት ንጥፈታት
ዝሰርሕሉ ትልሚ ንኽዳልው ትሕብብርኩም
እንዳሓተትና
ፈተናታትንንጥፈታት ተሰሪሑ ዝምለሰሉ ዕለት
ድማ ጉንበት 26/2012 ዓ.ም ምዃኑ ክንሕብር
ንፈቱ።

ሓፂር ፈተናታት ፣ንጥፈታት፣ሚድ ፈተና ሳልሳይ ርብዒ


ዓመት ተምሃሮና ምዉሳዶም ዝፍለጥ ኾይኑ። ውፅኢት
ተምሃሮ ሓፂር ፈተናታት ፣ንጥፈታት፣ሚድ ፈተና
ስለዝተጠቓለለ ካብ ዕለት ጉንበት 10/2012 ዓ.ም
ጀሚሩ ክሳብ ጉንበት 14/2012 ዓ.ም ንጉሆ ልክዕ ሰዓት
2፡30 ጀሚሩ ክሳብ 6 ፡30 ናብ ቤት ትምህርቲ
ብምምፃእ ካብ ዘምህርዎም መምህራን ክትወስዱ
ክንሕብር ንፈቱ።

You might also like