Professional Documents
Culture Documents
Haddas Ertra 12012019
Haddas Ertra 12012019
00 ናቕፋ
ገጽ 3 ገጽ 5 ገጽ 6 ገጽ 7 ገጽ 9
ፍረ ቃልስን ጽንዓት ኣፍጋኒስታን ኣብ ምብጽጻሕ ኣብያተ- ቀለቤት ኪዳን ቶማስ ሙለር
- ሰላም ‘ዓዘቕቲ ግጭት’ ትምህርትን. . . ተቐጺዑ
ክሳብ መዓስ?
ስ/
ሳ
ል
ሕ
ዓ
/
ቃ
ድ
ር
ፖሊስ ኤርትራ፡ ብ10 ጥሪ ኣብ ስራሕ ኣካዪዱ። 2018 ምስ ኩሉ ዝነበረ ብድሆታትን ምውጋድ ተኽእሎታት ሓደጋታት፡ ኮሎኔል መሓሪ ኣስዒቡ፡ ምኽፋት
ማእከላይ ቤት-ጽሕፈቱ ኣብ ዝርከብ ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ሕጽረታትን፡ ኣብ ምውሓስ ጸጥታን ውጽኢታዊ ዕማም ዝተሰላሰለላ ዓመት ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ምስ’ቲ
‘ኣዳራሽ ሰላም’፡ ዓመታዊ ገምጋም ጸጋይ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ዓመተ- ሰላምን ዜጋታት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ምንባራ ገሊጹ። ብዙሕ እወታዊ ሸነኻቱ - ብድሆታት
እውን ስለዘለዎ፡ ብውህደት ህዝብን
ፖሊስን ዕቱብ ስራሓት ይካየድ ከምዘሎ
ኣቑርደት - ኣገልግሎት ቀረብ ማይ ንምስፋሕ ይሰራሓሉ ኣብሪሁ።
ኣብ’ቲ ኣኼባ፡ ንንጥፈታት ፖሊስ
ክፍሊ ማይ ከተማ ኣቑርደት፡ ኣብ ውሽጢ ብርሃነ መሓሪ ሓቢሩ። እተረጋገጸ፡ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ኢንገርነ ኣቑርደት ቦጣት ተመዲበናሉ ብርትዓዊ ትራፊክ፡ መርመራ ገበን፡ ቊጽጽራዊ
ከተማ ተሓጺሩ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ቀረብ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዓደርደ - ኣርባዕተ እውን ኣርባዕተ ባስካታት ተሰሪሐን ኣገልግሎት ዋጋ ኣገልግሎት ይረክብ ከምዘሎ ድሕሪ ስራሓት፡ ባህርያዊ ሓደጋታት፡ ጐስጓስን
ዝስተ ማይ፡ ናብ ከባቢ ዓድታት ንምስፋሕ ባስካታት ተዋዲደን ቈጸርቲ ተዘርጊሑ ናይ ኣብ ምጅማር ከምዝርከባ ኣቶ ብርሃነ ገሊጹ። ምሕባር ከኣ፡ ዝኣረገ ሻምብቆታት ማይ ሓበሬታን፡ ዝምድና ህዝብን ፖሊስን፡
ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ሓላፊ’ቲ ቤት-ጽሕፈት ኣቶ 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ቀረብ ማይ ከም መስመር ዘይበጽሖ ከባቢታት ከተማ ክቕየር ተላብዩ። ምጽራይን ምውጋንን ሰነዳት፡ ጉዳይ
ወዲቑ ዝተረኽበ ገንዘብን ንብረትን፡
መልሰ-ግብሪ ፖሊስ ንህጹጽ ጻውዒት
ሓረስቶት ዋዲ-ላባ፡ ዘራእቶም ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ህዝቢ፡ ውህደት ፖሊስ ምስ ኣኽባር
ሕጊ፡ ኣብያተ-ፍርድን ካልኦት ኣካላት
ከምዝበጽሐ ሓቢሮም መንግስትን፡ ምቊጽጻር መሸጣ ኣልኮላዊ
መስተ ንትሕቲ ዕድመ፡ ኣብ ዝብሉን
ሓረስቶት ዋዲ-ላባ - ንኡስ ዞባ ሽዕብ፡ ብሩባታት ማይኡለ፡ ላባ፡ ግርግር፡ ካልኦት ፖሊሳዊ ዕማማትን ዘተኰረ
ማይ-ኣዋልድን ገርሰሊን ንዝወረደ ወሓይዝ ናብ ሕርሻታቶም ንምእላይ ጸብጻባት ቀሪቡ።
ብዝተወስደ ስጉምቲ፡ ዘራእቶም ብግቡእ ሰትዩ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ዝደጋገም ጠንቂ ሓደጋ ተግባራት
ከምዝበጽሐ ገሊጾም። ኣሽከርከርቲ፡ ምጽራይ ውንዙፋት
ዝሓለፈ ዓመት ካብ ከበሳ ዝኣክል ውሕጅ ብዘይምውራዱ፡ በቲ መዛግብቲ፡ ተኽእሎታት ፍጻመ
ዝወረደ እውን ብሰንኪ ምስባር ዓግማትን ሕጽረት ማሽነሪታትን ግራውቲ ገበናት ኣቐዲምካ ምክትታልን ሓበሬታ
ስለዘይሰተየ - ዝረብሕ እቶት ከምዘይረኸቡ ዝሓበሩ’ቶም ሓረስቶት፡ ሎሚ ምእካብን - ኣብ’ዚ መዳይ’ዚ ካብ ህዝቢ
ዓመት ግና ግራውቶም ብምድልዳልን ዓግማት ብምጽጋንን ብኣጋ ሳላ ንዝወሃብ ሓበሬታ ብግቡእ ምስማዕ፡
ዝተዳለዉ፡ ርቡሕ እቶት ክረኽቡ ዘለዎም ተስፋ ገሊጾም። ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ድማ ተዘትዩ።
ጥሪቶም እውን ዘተኣማምን ምንጪ ማይን ዝብላዕን ከምዝረኸባ፡ እዚ ኣብ መወዳእታ፡ ኣብ ሞያ ፖሊስ
ኹሉ ድማ፡ ድምር ውጽኢት ናይ’ቲ ብመንግስቲ ዝተገብረሎም ደገፍን ኣብነታዊ ስራሕ ንዝዓመሙን ትግሃት
ኮማዊ ወፈራታትን ምዃኑ ሓቢሮም። ንዘርኣዩን፡ ከምኡ’ውን ገበን ኣብ
እቶም ሓረስቶት፡ ምስ ምሕያል ክራማት፡ ባልዓት ተቐላቒሎም ምክልኻል - “ኩሉ ዜጋ ፖሊስ ሃገሩ
ምንባሮም፡ ዛጊት ግዳ ዘውረዱዎ ጉድኣት ከምዘየለ ብምሕባር፡ ተርእዮ እዩ” ንዝብል መትከል ዘመስከሩ
ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒን ኣንበጣን ንምግታእ ሚኒስትሪ ሕርሻ ንዝወሰዶ ኣብነታውያን ዜጋታት፡ ኣፍልጦን
ቅልጡፍ ስጒምቲ ሞጒሶም። ሽልማትን ተዋሂቡ።
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.115 12 ጥሪ 2019 - ገጽ 2
qȠÌ
ÚΎÃıĮpΎ`Ύá@ΎÁp
ƅęĉDŽġĜúĊŶ
ňñęDŽƤôƧǸ
k ĉġǸę Ŵdž ƶƝű ĉġ űŊġƙ
ƆŚƄŚƨĄŊȓƭĉĉȑƆňñęDŽƤ
ƄŊÍƴÿnjġƭĄŚ ƭľĉƙ ĉñǹę ćôŚ Ɔǂȳ ôƧǸ Ɔǂȳ ƆĉŅę ǻę ƃùƌ
ƆĉŅęƶĔƖŊƌDŽÌıęĦÍþƶƌDŽ ƶĄȓƆ ôƧǸ ǁôŶȳ ňñęDŽƤ
ÍŘdžƄĉĞôÍƯĄŚ
ŴŊ ňŶƎ ƱŊƱŊ ĉňù ćôŚ ôƧǸ ǎć Ɖĉ įù ljƄÍǂ
ĄġŕǁôĩǤė ƄdžƑűŶȳ ǻľĉŘŚ ĉńǹŊ Ĭöù ƶĄġù ƆĉŅę Ɖĉ Ƅĉę
ǻƯDŽűŊĞÕŕĹǃė ǡŶƱŊ ĉƶęƴę ƄǡnjĞ ƄdžƑűŶȳ ƄƶǂƄƶǂ ƉŇǎŶ ƶŕÿ÷ôƖŶ
ĉƛŶDŽŖȲĉġĴùƫƱdžƑŶŴĉġ Ɔǂȳ ĉƛŶDŽŖȲ ňñędžƙ ĉľDŽę
ƄŅdžƉűdžĔÕƆŗĹljĉ
ĄŶƆĜDŽŚƃŴűƯùùƱôŴȳ ćôŚ ŊǻĖƂ ƌùƆ ĜŊ ĉƟŶ
ňƯùƙǏŶĊŚŚĬnjljĉ" ćôŚƆǂȳƌùƆĜŊĉƟŶćôŚ
***
āǛÍƧŶƎĉŊùŅôÍĉŅęÕ ǎć ïŶljŅŚ ƶĄȓƆ ƎġŕŚ
ĩǤėŶ ĄġŕŶ ĉĸėȓ ĉġ ƄdžƑűŶȳƥǤŚƖȣôõƄĉęƆǂȳ
ƎùƢǻÍǁǡŴÕƎŅėŅę ǡŶƱŊ ĉńǹŊ ǻėdž ƆŶŕ ġĉƬŘŚƌ ĉľŘù Ƅúȵ ŊȔŚƌ
ƄŕÿþƶŴLJȲ Ɗõ ïŊŘĉ ĉƛğę Ƅúȵ ŊĜŊ ĉŶȑù Ƅúȵ
ƉŚƎƛŶ ƎĜŚŶ Ƅúƨ ƉġĉƯ ƎğƯŚôćĄǏƄŊȎľǻŶŶƂġ
ƄŊ ÿǎĩ ƭĄŚ ĄŊȓƭ džƛƆù Ɔǂȳ ġôƳȲ ÿǎĩ ƭĄŚ ĄǶŶ ȃŶĬŚŶ ĉƆŘƧ ƄúÕ
ĉƆŘƧǁǎöǎǂ"ÿǎĩƭĄŚ ĉƛŶDŽŚŊĉǦňęĄġŕŶĩǤėŶ ƎŶljdžÍĊ ƎŶŊúȳ ġôƳ ŚŊƭŚ
ƶŊïù Ƅú ǎǂ" űȣĞƢƉȣ ƉĶęȓ Ɔǁ ƆŶŕ ƃùŴȲ ŊĹŶNJ džÿŚŚȳƆĉŅęĝľƃùƌÌęýġ
Ąƭùŗ ŶňƯ÷ ÿnjġ ƆŶǎDŽÕ ƉĉƂ ŊĉǦňęŴ ƆŶĔƛŋ ĔŊÿ ÿǎĩ ƭĄŚ džǦŅĔùŴÍ ǻėdž
ŶĉŶŘdž ƃŴ ŶƛŶùƢǻ ÿǎĩ ƎġƢǶŴdžǦňƆȳƆŗƧğűǎć ƆŴŕŅïïùƌŕƴųƙƶĄȓƆôƧǸ
ƭĄŚŶȓŅƢƱŕƶŊõȲŶŊƲā ŴŚŴÍǂȳŊǻƯŴŴNjŴŶǦljġƱôŴ ǁúŶȳ
ƭĄŘŚƄŊƎŚƯƶȎŶýƴƯňŘŚ ƥ÷ġ ŊǡŶƱŊŴ" ƢdžÍƧŶ Ąġŕ
ġôƶƝŲȲ ŊƴƯňƇĉ ƄdžƑŶŴŶ ĉŊƴā Śęǭĉ Ɖĉ ƱdžŊõŶ ŚćùĉĤŚĜŘdžƶűŅĔ
ƎŶƴŕȳ ƥ÷ ÿŶŗ Ɖĉ ƱdžǶĹĄŴŶ ǎǂ ƄħŊljƄúĆŕĹǁĔ
ƆŶŘdž ljƄ ȣùġȣŴƤ ŕĔNjƂŴƢƱŕƆŗĉġǸęƌŊ
ŴdžÿĮdžǦŅĚ
ŚāƶśŘŚ ŴdžÍƳ ƎŚƯ Ŷǩǎų ƧĩǻŴƶŕŅǡĜƎƖƧŶdžǦňƆȳ
ǡNjȣŴȲ űśĉ ÿǎĩ ƭĄŚ ƆĉŅęȲ ĜŊǡŅĚ ƃùŴ ĄŊȓƭ
Ɖĉ ĄƢƉĞ ôƧǸ ƎƝűùŴ ÿǎĩ ƭĄŚ ĉƆŘƧ Śęǭĉ ŚćùŚćùƆŶǎǂĬǹȠűdžĕ
ƶĄĔȓŴLJĉ ĜňŚ ùŊŘŚŴ ǁŊõŶ ǻėdž ƱdžƑű ƆŶŕ÷dž
ǁĉƶűŴƆǂȳ Ư÷ćƙŶȓęƶŅô ƆƥdžȞǸęõÕŕĹǃĕ
ŶȞŚĩȳ
ƄŊ ňę ƔŶƌȲ Ąġŕ ƆŴĜŕƙ ĄljŊƌƧęȓȓƱô
ÏƌŊ ȓňā ŶŶLJ Ąġŕ ƆŶŕƝdžŲÕ ƆƳljƄƭĆǏïƌdžƄdžűŅĔŶ
ĉǞćęŶĉĸėȓŶ ƄdžǻƯćŶÍǁÐ ƃùƌ ĄôƎDŽ
ŚƯƢŚÍĄġôų ƄȑŊƯŖÍĉŅƄęġėāǙĆĕôŶ
ÏƢùȣŘŚ ƉĶęȓ ƆǁÐ ƄĔĮ ŴŊ ĄĘŚ ĉġ ƄȣĜġƌDŽȲ
ƶāĄĔśĉ ĄŊȓƭŘŚ ÿǎĩ ŶĄljŊƌ ƶŕĹŅõ ĄğŚdžŚƙ ƆŶǎƬƖƄŶġƗĉŚŊõų ƆƥdžŕƭNjõ
ƭĄŚ ƄƶLJĉ ŊƲÿŚ ƆLJĉȳ ĩƭŶħƭÌşęġŶĄljŊƌÍƃúĉ
ÌǦŴdžÍ ƢùȠ ƉĶęȓ Ɔǁ ĄljŊ Ƕėąƶ ƄŴǪưĉ Ąġŕ ƆLJĉ
ƱĹȓõƙȳ ƧǻŶŶŚǦňĔŶ ƊġśƭęƉdžÕ
Ɔǂȳ ÌǻƫdžÍ ƢùȠ Ǝȣùĉ Ɔǁ
ƆƧŶƉĉƂęƆĝƶƖƄôĄljŊ ŶĉŶŘdžƉÍňĄġŕdžƗŶĩǤė ĄljňŚ ŊȎǤŘŚ ƆLJĉ ƶŚǦŅĕȳ ȎǤŘŚ ǎć ƱƧƭúƶƧƯùȲƄŊƱĉĜLJƶÿǎę
Ɔǂȳ ÌǦŴdžÍ űǡę ĉĸėȓ ƆŶŕ ŕĶęȔ" ňñ ƶŊôƌ ƆŶŕƝdžŲ ƶȃŅǷŶƱdžȃŅǷŶƑdžŷĉƄƶLJĉŊƲÿŚƆLJĉȳ ƆNJŊƑdžŲƃúĊȲŊĄljŊƶƢȣę
ƃùŴȲ Ɔŗ ƙùƆ ǡȏȲ ƶÿĤ ǾùǼƆĉŅęƄŊñdžƢŚƌƥ÷ ĉŶȀǡŶƱŊƱdžŊùƌƎŶġƙŊǡŶƱŊƶŚǦŅęĄljŊ
ñdžƢŚĉĉėāƎǞĉęƆǁǁġĉƯ ƄĜdžƄĜdž
ÿlj Ȏǡĉ ƄĉȐƂùƌ ƱdžȞùǻ ƄdžŕƧȓƆŶƃƙȳĄljŊƌǡŶƱŊĉęƌŊƆŶŕƝdžŲ
ƆǂȳǦŴƖƄćƯĔÍŗÿǎĩűǡę ƆŶŕƝdžŲȲ Ɖĉ ƱǁĉȓƄùƌÍƧŶ ǎćǢùŅŚƌȲƄƆĉĚƙȲǦƵƙŶƌùƇŚŶƆśĉĬŶNj
ĉǞćędžġėƯćôŚƄdžƑűŶȳ ŚŕƄćĄŶ ƆŶŕƠŶƌ ȎǤŘŚƌƆLJĉȳŊƶƝűĄljňŚƧùĬĜňŚƄƶLJĉ ŶġƙƖƄƄŘƄŶňŇ
ÿǎĩƭĄŚŶƢNjÿljƭĄŚ ŕŊŚŋÍĉŅę ÍŘdž ǡNjĝƌ ƆĊ ŊƲÿŚ ġô ƶƝŲȲ ƆƶŶ ƆŚŶ ƃùƌ ĉŚŶŘŷĉ
ƄĤǡęŗƆLJĉȳƆƳƝdžŲƆŗǦŴıǎĆƶƝűűǡę ŶƆġƃùƌNjƙƥ÷ƭŇ"
ñȑŶ ǻėdž Ɔǂ ÿǎĩ ƶƝŷ ŚǡǎȤȳ ǻėdž Ɖĉ ƶǶľĄƌ
ƆĉŅęȲ ƌŊƂ ŶŶLJ Ȳ Ȳ Õ ęǦȎżƗŶȳƆĉŅęĜŊĜŘdžġô ĉƧǹŶŴȎǤŘŚŴŊǦņƆƎŶĄƶŶdžǦňƆȳ ŶǡĔŴÍňŴdžÌųƧǁęÍĄljŊƌ
ƆŴŅôȲƭĜęŕŘŚÿǎĩƭĄŘŚ ƶŅôƌƢdžÍƧŶǡŶƱŊġôƶĜƄŶƌ ƭľĉŴŴdžȞĔġƎŶĝȲŊȑȎƎġėāƶƛƆùƧǻŶ ŶƭĄŘĄŘŶƎŶÿŕƌ
ęƆdžŴƃŴȳƆĊƆŶŘdžǥęŴ" ƎŚǡǎȤƄdžǦňƆŶȳĉƛŶDŽŖȲĜŊ ĉƧȑƆǥǤƆǂȳĉƛŶDŽŖȲȎǤŘŚŴŶƖŶŖdžňƛŶ
ƆǂƆŗńĉűǡęȳ ljƄƆŶŘdžƉƱdžŊùȳǡŶƱŊǎć ŶƭƙƃŴÕÍŘdžljƄƄġǣùƌ
ƄúćôŚƆǂȳŊƄŶȑĕÍƧŶŶÿŶŗôdžŗƱǁāǎęġŶĮ
úĆŚġƆŶȓňāǎćŚĔƎŊȳ þƶƌŶƭĄŚƄdžǦǁĩŶƆǂȳÏŅǁŴdžƄƆǤęƄĜǤǤęÐ
ƭĆ ŊĉƛŶDŽŚ ÿǎĩ ƭĄŚ
Ŋȣ÷džÏŶĄġŕŶĩǤėŶƶƖƧŶ ƆǂűǡĕȳġôƳȎǤŘŚŴŶƧǻŴŚŴŶƎĜććƯƄúƨȳ
Ŵdž ňŶƎ āğŊ ņƎ ƶƖȞŕ
ǡŶƱŊƄdžĜƄŶŶƆǂÐƆLJĉƶŊõ
ƭęƎŴȲ ƄŊÍƳ ľŶDŽŚ ÿǎĩ ƌùƆǎćȑƯĮƱƖŚúĄƱƶƆǂȳŶȟƯĜŊĩā
ƆśĉĉƕėŚ
ƭĄŚĔƘŅLJȳÏĉƧñ÷ùǡŶƱŊ ǦƵdžŶȡƯĜŊĉƟŲƄdžŕęȤŶƆǂȳĜŊġôƶƝű
ĬȐùƌLJǏ"Ð ÿŗŕLJȳ ÌǎāĖÍŗ *** džljƎĉȵ ĜŊ ġô ƶƝű džƯŶĬȣȵ ĜŊ ġô ƶƝűÕ
ȞôćƶƖǎƊƨȲŴŊňŶƎǡȎdžÍƓ ƄŊƶÿôȞƭĄŘŚ ƭľąǎĕŚƆǂȳġôƳŊƱdžĄǶŶŊƲÿŚĄljňŚ
ǶĆŕƄdžȞùǻŶÍƃõųȳǡŶƱŊ ĉƧȑƆ ƭľùƙ ƄȓŇņ Ɖĉ ƱdžŕǎĉƯ džǡŊę
ġô ƱdžĔƖŅ ƄdžƑűŶ ŴŊ ňŶƎ ƶűŅĔÕƧǻŴŚ
Ɔǂȳ ġôƳ ƄŊƳÍƧŶ ǻŶįĹ ĉǦňęȳ ĉƛŶDŽŖȲ
ƱdžƉljȲ ƆŶŘdž ljƄ ňñędžƂ ġô ǥǤǦNjűdžĕ ÿǎĩ ƭĄŚ úĆ ǻėdž ƄdžƑűŶȳ ŶƭĄŘ Ƅúȵ
ƱdžôƢǶ ƆĉŅęȳ ŶĝȲ ņƎ Ŵdž ǎāĖƂÍƧŶ Ƅúȳ ƆĉŅę űŕŶ ŊƖŶŖ ƶÿôȡƙ
ĬùǸȟŕĜdžĕ
ƌȞŘŚƄġĄėĉñǹęƆǂĹŶNj ÌÿljġŗÍƭĄŘŚŶƛŚŚƎƆƎŚǡŊĚƄŊƱdžŚƛƆù
ĊDŽƂȳ ƆŶǎƬÕĉƟŶƄŊǂų ȑƯĮ ĄljňŚ ƄdžŚƢÿǻȳ ƄŊƳ ƭĄŚ ƎŚǡŊĚ
ǡŶƱŊ ƄŊ ňŶƎ ĉƧñ÷ù āǛǦŶÕŕĔNjƂų ƶĄljŊƌLJ ŊĄŶȓę ĬnjĉűŘŚƌ ŚĜęưÍĊȲ ŚǡŊĚ
ćôŚȲ Ŵdž ĉāħĩ ňñędžƙ ǎćȳĉƛŶDŽŖȲñdžƢŚƄŊÿljÿǎĩƭĄŚŶƆôŖ
ƄŊƎŶNjĄljňŚĉŊƴā
ĉùƥǻƢdžƆƧŶŴdžĉńǹŊ ƄdžıǁęŶƆǂȳŊęǦȓǦŴĉľDŽęŚǞĉęƃƙȳ
ùƯöƭľĉƙĉƶęǤā
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.115 12 ጥሪ 2019 - ገጽ 5
ገርግስ ፍቓድ
ምብጽጻሕ ኣብያተ-ትምህርትን ተመሃሮን ኣብ ሳዋ
ሳዋ ዋሕስን ምስልን ናይ ጽባሕ ክፍልታት ከማልእዎ ዚግባእ ዚነበረ
ኤርትራ ኢያ። ናይ ኤርትራ ኣሎ ኪዓምም ዘኽእል ኣይኮነን። ስለዚ ዓወትን
ዚበሃል ዋሕስ መጻኢ ዝኾነ ብሉጽ ውጽኢትን ናይ ነፍሲ-ወከፍ ተመሃራይ/
ዓቕሚ ሰብ ኣብ ሳዋ ኣሎ። ናይ ጽባሕ ተመሃሪት በቲ ኣዋህሊልዎ ዝጸንሐ
መራሕቲ ሃገር ሚኒስተራት፡ ፕሮፈሰራት፡ ሓፈሻዊ ፍልጠትን ድሕረ-ባይታኡን
ዶክተራት፡ ተመራመርትን መሃዝትን ኢዩ ዚጽሎ። ኣቐዲሙ እኹልን ግቡእን
ስነ-ፍልጠተኛታት፡ ሃነጽትን ሰናዕትን ስንቂ ዘይጸንሖ ተማሃራይ፡ ብናይ ኣዋርሕ
ክኢላታት ሞያውያን፡ ዋሕስ ልምዓትን ትምህርቲ ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ
ዕቤትን ናይ’ዛ ሃገር ሕሉባን ንጹፋን ጥራይ ጸብለል ኪብልን ኪዕወትን ፈጺሙ
ዝኾኑ መንእሰያት ኣብ ሳዋ ኣለዉ - ሳዋ ዚከኣል ኣይኮነን። በዚ መንጽር፡ ኣብያተ-
ዋሕስ መጻኢ። ብርግጽ ሳዋ ቀላሲት ትምህርቲ ከቢድ ሓላፍነት ኣለወን።
መጻእን መርኣያን ሃገር ኢያ። ከም ልሙድ ኣብ ሳዋ ኣብ መጀመርያ
ስለዝኾነ፡ ካብ ኩለን ዞባታትን ወርሒ ታሕሳስ ዚካየድ ውዱብን ስሩዕን
ኵርንዓትን ሃገር ዝመጽኡ ንሕብረ- መደብ ምብጻሕ ወለዲ ንተመሃሮ
ብሄራትና ዝውክሉ ናይ ካልኣይ ኣሎ። ብዘይካ’ዚ፡ በብቑሩብ እናተለምደ ብዝመጽኡ ተመሃሮ ዚቐረበ ሓጸርቲ ዚነበሮ ውጽኢት ኣመዝጊባ። ብሓፈሽኡ ኣጋይሽ ዚኸውን ቦታ ካብ ምድላው
ደረጃ ትምህርቶም ዛዚሞም ንኮሌጃት ዚኸይድ ዘሎ ምብጻሕ ብደረጃ ኣብያተ- ድራማታት፣ደርፍታትን ግጥምታትን ኪረአ እንከሎ ከኣ፡ ተርታኣ ቀጻሊ ምስተን ጀሚሩ ኣብቲ ሓባራዊ ናይ ርክብ መደብ
ዘቋምቱ ብሉጻት መንእሰያት ዘዕርፉላ፡ ትምህርቲ እናተበራኸተ ይኸይድ ኣሎ። ነቲ መደብ ኣዛናዪን ሕብራውን ገይርዎ ቀዳሞት ሰለስተ ብሉጻት ኢዩ ዚስራዕ። ንጹር መብርሂ ብዛዕባ ህልው ኵነታት
ብልዑል ዲሲፕሊን ተሃኒጾም ብኣካልን ምብጻሕ ወለዲ ነቶም ንኣዋርሕ ብኣካል ውዒሉ። ነዚ ብደረጃ ሃገር ዘሐብን ውጽኢት ውጽኢትን ገስጋስን ቤት-ትምህርቶም
ኣእምሮን በሲሎም ሓቀኛ መንነቶም ተፈላልዮም ዚጸንሑ ወለድን ተማሃሮን ኣዛዚ ማ/ስ/ሃ/ኣ ኮሎኔል ደበሳይ ግደ፡ ንምምዝጋብ እታ ቤት-ትምህርቲ ከቢድ ብምንጽጻርን ብዝርዝርን ይሕብር። ዚረአ
ኣነጺሮም ዚሰጋገሩላ ድንድል ኢያ። ብዓይነ-ስጋ ዘራኽብ፣ተሃን ናፍቖት ኣብቲ ኣጋጣሚ ኣብ ዘመሓላለፎ ኣባታዊ ወፍርን ጻዕርን ኢያ እተካይድ። ብፍላይ ኣወንታዊ ብልጫታትን ኪማላእ ዚግብኦ
ሳዋ ሎም-ዘበን፡ ኣባላት መበል 32 ዙርያ ኣብ ምውጻእ ይኹን ሓፈሻዊ ሃለዋት ምኽሪ፡ ተመሃሮ ቤ/ት ቅዱስ ዮሴፍ ንሳዋ ቅድሚ ምምጻኦም ኣብ ዘላ ዓመት፣ ጕድለታትን ድኽመታትን ይትንተን።
ሃገራዊ ኣገልግሎትን ኣባላት መበል 17 ጥዕናን ኣካዳምያዊ ኵነታትን ንምፍላጥን ብትምህርቲ ይኹን ብዲሲፕሊን ኣዝዮም ኣብ 11 ክፍሊ ብዘይ ዕረፍቲ ኣብ ክልቲኡ ኣብ ቀጻሊ ንዝያዳ ምምሕያሽ ኪገብርዎ
ዓመት ተመሃሮ ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ንምግምጋምን ሓጋዚ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ንኡዳትን ዘዅርዕ ውጽኢት ዘመዝግቡን እብረ ንግሆን ምሸትን ብምምሃር ሰፊሕ ብዛዕባ ዚግባእ ኣተሓሕዛ ከኣ፡ ተመኵሮ
ይከኣሎን ዝኾኑ - ብደረጃ ሃገር ካብ ንተመሃሮ ኣተባባዕን ሓዲሽ ሞራል ከምዝኾኑ፡ ብፍላይ ንዞባ ዓንሰባ ሓበን ምድላዋት ኢዮም ዚገብሩ። ካልኦት ብምንጽጻር ምኽርን ማዕዳን
103 ኣብያተ-ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ዘስንቕን ክስተት ኢዩ። ምብጻሕ ቤት- ምዃኖም ገሊጹ። ይኹን’ምበር እዚ ኣብ መንጎ እቲ ናይ ምዝንጋዕ መደብ ይልግስ። እዚ ብጋህዲ ዚግበር ዘተን
ዝመጽኡ 13,559 መንእሰያት ሓቚፋ ትምህርቲ ከኣ ዝያዳ ሓለፋ - ውጽኢትን ብቕዓትን ጸብለልታን’ዚ ብመንፍዓት ብተመሃሮ ዚቐርብ ክፉት መድረኽ ምምኽኻርን’ዚ፡ ኣብቲ ብደረጃ ሃገር
ኣላ። ጽልዋን ኣለዎ። ምኽንያቱ፡ ምስ’ቲ ተመሃሮ ጥራይ ዘይኮነ፡ ብቐንዱ ብቤት- ገምጋምን ሃናጺ ነቐፌታን ኣሎ። ተመሃሮ ዚግበር መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን
በብዓመቱ እናተተኻኽአ ዚኸይድ ተዓጢቖምሉ ዘለዉ ኣብ ወሳኒ መድረኽ ትምህርትን ኣለይቶምን ብዝተገብረ ኣብ 11 ክፍሊ ዝተማህርዎ ትምህርትን ኣወንታዊ ጽልዋ ኣለዎ።
ወሪሱ ዘውርስ መንእሰያዊ ማሕበረሰብ ዚርከብ ደረጃ ትምህርቲ ብመማህራንን ኣተሓሕዛን ኰስኳስን ዚምዝገብ ዘሎ ኣብ ሳዋ ዘጋጠሞምን፣ ዝያዳ ከም እዚ ብኣብያተ-ትምህርቲ ዚግበር
ሳዋ፣ ሃገር ኣሎኒ እትብሎ ዓንዲ ዋሕስ ክኢላታትን ምምኽኻርን ገምጋምን ውጽኢት ስለዝኾነ፣ ተማሃሮ ነዚ ዚዕወቱ ዚገበሮም ዓይነት ትምህርትን ውዱብ መደብ ምብጻሕ ንተማሃሮ፡
መጻኢ ስለዝኾነ፡ መንግስትን ህዝብን ስለዚግበር፡ ኣወንታዊ ውጽኢት ኣለዎ። ተገንዚቦም ንቐጻሊ’ውን ኣብ ኮሌጃት ዘለዎም ሃጓፋትን፣ ጸቒጦም ከተኵሩሉ በብእዋኑ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ።
ኤርትራ ብዘለዎም ዓቕሚ ኣዝዩ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት መጨረሻ ወርሒ ንዘለዎም ብቕዓት ብምዕቃብን ዝያዳ ዚግባእ ዓይነት ትምህርትን ኪዕመም ወይ እቲ ብውሑዳት ኣብያተ-ትምህርቲ
ልዑል ወፍሪ፡ ዕቱብ ኣቓልቦ፡ ጭቡጥ ታሕሳስ ቤት-ትምህርቲ ቅዱስ ዮሴፍ ብምድራዕን ንወለዶም፡ ንመማህራኖምን ኪማላእ ኣለዎ ዚብልዎን፣ ብቕዓቶም ዚጀመረ መደብ ብኩሉ እናተራዕመ
ተስፋን ትጽቢትን ዚግበረሉ ኢዩ። ስለዚ ከረን ንተመሃሮኣ ናይ ምብጻሕ መደብ ንሃገርን ዘዅርዕ ውጽኢት ከመዝግቡን ኣብ ዝተፈላለያ ዓይነት ትምህርቲ ምስ ስለዝኸደ፡ ካብ ኵለን ዞባታትና ዋላ ኣብቲ
ከኣ ንይምሰል ወይ ንዋዛ-ዋዛ ዘይኮነ፣ ኣካይዳ ኣብ ዝነበረትሉ ኣጋጣሚ ተረኺበ ተሰከምቲ ሕድሪ ኪኾኑን ተላብዩ። ካልኦት ተመሃሮ ብምንጽጻር ብዝርዝር ርሑቕ ገጠራትን ካብ ሳዋ ኣብ ዚረሓቐ
መንእሰይና ከም ወርቂ ብሓዊ ተፈቲኑ ስለዝነበርኩ፡ ነቲ ፍጻመ ብኣካል ብምዕዛበይ ሓላፊ ኣሃዱ ኣካዳምያዊ ጉዳያት ስለዚሕብሩ፡ ነቶም ኣብ ቀጻሊ ንዝመጽኡ ዞባታትን ዚርከባ ኣብያተ-ትምህርቲ
ንኩሉ መሰናኽላት በዲሁ ብዓወት ፍሉይ ተምሳጥ ኢዩ ፈጢሩለይ። ኣባላት ቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ መምህር ተመሃሮ ሓጋዚ ተመኵሮ ብምዃን እውን ንተማሃሮአን ናይ ምብጻሕ ተበግሶ
ብምስጋር ብሉጽ ሃገራዊ መንነቱ እታ ቤት-ትምህርቲ ነዚ ናይ ሳዋ መደብ ምሕረተኣብ ገብረስላሴ፡ ኣብቲ ኣጋጣሚ ብዝተኻእለ መጠን ኣድላዪ ምምሕያሽ ይወስዳ ኣለዋ። ብኣብነት ንምንጽጻር፣
ዚቐርጸላን ዘረጋግጸላን መሰጋገሪት ምብጻሕ ተማሃሮ ብዘለዎም ዓቕሚ፣ ንሓፈሻዊ ኣካዳምያዊ ኵነታት ቤት- ይግበር። እቲ መደብ ምብጻሕ ከኣ፡ ነቶም ኣብ 2013 ናይ ዝበጽሓ ኣብያተ-
ማእከል ኢያ - ሳዋ። ካብ ስድራኦም ምምሕዳር ቤት ትምህርቲ፡ መማህራንን ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ ዚገልጽ ኣብ ሳዋ ዘለዉ ተመሃሮ ንምትብባዕ ጥራይ ትምህርቲ ቍጽሪ 17 ዚነበረ ኣብ ዚሓለፈ
ተፈልዮም ዘይፈልጡ መንእሰያት፡ ኮሚቴ ወለድን ብምውህሃድ ዕቱብ ዝርዝራውን ንጹርን ጸብጻብ ኣቕሪቡ። ዘይኮነ፡ ነቶም ኣብ ቀጻሊ ዚስዕቡ’ውን ዓመተ-2017 ናይ ዝበጽሓ ብዝሒ 34
ኣብ ሳዋ ኣብ ሓባራዊ ህይወት ምድላዋት ኢዮም ዚገብሩሉ። ዓመታዊ ብመሰረት’ቲ ዚቐረበ ጸብጻብ፡ ተመሃሮ ሓጋዚ ተመኵሮ ንምቕሳም ዓቢ ኣበርክቶ በጺሑ። ሎምዘበን ከኣ ተመሳሳሊ ወይ
ብምጽንባር ሓዲሽ ተመኵሮ የጥርዩ፣ ዘተግብርዎ ልሙድ መስርሕ ከም ቤ/ት ቅዱስ ዮሴፍ ምስተን ብደረጃ ስለዘለዎ፣ መማህራንን ምምሕዳር ቤት- ልዕሊኡ ኪበጽሓ ትጽቢት ይግበር።
ብስሩዕ ዲሲፕሊን ተቐይዶም ኣንፈት ምዃኑ መጠን፣ ነቲ መደብ እተዳሉ ሃገር ዘለዋና ናይ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርትን ነቲ ብተማሃሮ ሳዋ ዚወሃብ ይኹን’ምበር ገለ ገለ ኣብያተ ትምህርቲ፡
መጻኢኦም ይቕይሱ። ኮሚቴ ተመዚዛ ናይ ድግስ እኽለ-ማይ ትምህርቲ ተመሃሮ ብምንጽጻር፡ ኣብ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ብዕቱብ ኢዮም ካብቲ ዝረሓቐ ከባቢታት - ካብ ገልዓሎ፡
እዞም ናይ መባእታን ማእከላይን ከምኡ’ውን ነቶም ተመሃሮ ንምንቕቓሕን ቅድመ መርመራን መንፈቓውን ዚከታተልዎ። ናቕፋ፡ እማህሚመ . . . እናመጻ ከለዋ
ደረጃታት ትምህርቶም ብዓወት ሰጊሮም ንምዝንጋዕን ዝተፈላለየ ኣዛናዪ፡ መሃርን መርመራ ዘመዝገብዎ ውጽኢት ሓቢሩ። ርእሰ-መምህር ቤ/ት ቅዱስ ዮሴፍ ሓው ንሳዋ ተጐዝጒዘናኣ ኣብ ቀረባ ዚርከባ
ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቶም ንምዝዛም ኣዘናጋዕን ስነ-ጥበባዊ መደባት ኢዩ ዚዳሎ። ብዘይካ’ዚ፡ ኣብ ውሽጢ’ዚ ዚሓለፈ ዓዋተ ፍሰሃ፡ “እዚ መደብ’ዚ ዓመታዊ ኣብ ሓደ ረፍዲ በጺሐን ከይሓደራ
ኣብ ድርኵዂት ዚርከቡ ተመሃሮ፣ ኣብቲ ብዕለት 23/12/2018 ካብ ሰዓት 8፡ ሓሙሽተ ዓመታት ብቤት-ትምህርቲ እነካይዶ ከም ውጥን ዚተሓዝ ባህሊ ቤት- ኪምለሳ ዚኽእላ ኣብያተ-ትምህርቲ ዞባ
እቲ ቀንዲ ረቛሒ ዓወትን ውጽኢትን 00 ቅ.ቐ ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት 6፡00 ድ.ቐ ቅዱስ ዮሴፍ ኣብ ሃገራዊ መርመራ ትምህርትና ኢዩ። ናይ ተመሃሮና ርእሰ- ጋሽባርካ፡ ክሳብ ሎሚ ዘይበጽሓ ምህላወን
ትምህርቶም፣ ከካብ’ቲ ዚመጽኡሉ ዝተኻየደ ናይ ምሉእ መዓልቲ መደብ፣ (ማትሪክ) ንዝተመዝገበ ውጽኢት ምስተን ምትእምማን ንምብራኽ፡ ዘስነቕናዮም ኣዝዩ ዘተሓሳስብ ኢዩ። ኣብ ትምህርቲ
ኣብያተ-ትምህርቲ ዓጢቖምዎ ብመሰረት’ቲ ዝተሰርዐ ውጥን፡ ብድሕሪ ካልኦት ኣብያተ ትምህርቲ 2ይ ደረጃ ትምህርቲ ንምግምጋም፡ እንጥቀመሉ ዚግበር ወፍሪ መጻኢ ሃገር ኣብ ምውሓስ
ብዝመጽኡ ስንቂ ኢዩ ዚውሰን። እቲ ናይ እንቋዕ ገጽ-ንገጽ ኣረኣኣየና መእተዊ ብምንጽጻር ብመልክዕ ሰሌዳ ኣቕሪቡ። ቅሉዕን ዕቱብን መድረኽ ኢዩ። ዚግበር ወፍሪ ስለዝኾነ ብኩሉ ዚምልከቶ
ኣብ ሳዋ ንውሱናት ኣዋርሕ ዚመሃርዎ ቃል - ምዕዶ ኣዛዚ ማ/ስ/ሃ/ኣ፣ ምኽርን ከም ኣብነት ኣብዘን ዚሓለፋ ክልተ ተመሃሮና ብዘይዕቃበ በቲ ቤት-ትምህርቲ - ዕቱብ ኣቓልቦ ኪግበረሉ ይግባእ።
ናይ 12 ክፍሊ ትምህርቲ፡ ኣብ ልዕሊ’ቲ መልእኽትን ርእሰ-መምህር፣ ኮሚቴ ዓመታት ኣብ ዓመተ 2017 ብምሉኦም ንዝነበረና ብልጫታትን ድኽመታትን ብዕለት 23 ታሕሳስ፡ ኣመሓዳሪት
ዚነበረ መቐጸልታን ድርዒን ዚኸውን ወለድን መማህራንን ቤት-ትምህርቲ ተማሃሮ 100%፣ ኣብ 2018 ከኣ ሓደ ስለዝነግሩና፣ ብዝተኻእለና መጠን ኣገባብ ንኡስ ዞባ እትርከቦም ንኩለን ኣተግበርቲ
ክለሳ ደኣ’ምበር ነቲ ኣብ ሕሉፍ ቅዱስ ዮሴፍ፣ ከምኡ’ውን ካብ ከረን ተማሃራይ ብምትራፉ 99.2% ጸብለልታ ኣመሃህራና ብምስትኽኻል ነዞም ሕጂ ኣባላት ጨናፍር ሚኒስትሪታትን ወከልቲ
ኣብ 11 ክፍሊ ዘለዉን ንዝስዕብዎምን ሃገራውያን ማሕበራትን መራሕቲ
ዝሓሸ ባይታን ዕድላትን ከነጣጥሓሎም ሃይማኖትን ዘጠቓለለት ጕጅለ ካልኣይ
ንጽዕር” ይብል። ደረጃ ቤ/ት ንኡስ ዞባ ሓጋዝ እውን
ብመሰረት መግለጺ መምህር ንተማሃሮኣ በጺሓ ነይራ። ነቶም ተመሃሮ
ምሕረተኣብ ገብረስላሴ፡ እዚ ብኣብያተ- ድሕሪ ምርካብን ምትብባዕን ከኣ፡ ነቶም
ትምህርቲ ዚግበር መደብ ምብጻሕ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ 3 ብምምጻእ
ንተማሃሮ ኣነቓቓሒ፡ ኣተባባዕን ብዲግሪ ዝሓለፉ ተመሃሮ ሓጋዝ ንነፍሲ-
ውጽኢታውን ኢዩ። ብመማህራንን ወከፎም ናይ ሓሙሽተ ሽሕ ናቕፋ
ኮሚቴ ወለድን ዚግበር ምትብባዕ መተባብዒ ተወፍዩሎም። ኣዝዩ ዚምስገንን
ንተማሃሮ ዘሐድስ፣ ሞራል፡ ኒሕን ሓቦን ብኣብነት ዚጥቀስን መደብ ኢዩ።
ዜስንቕን ዝያዳ ዘትብዕን ብምዃኑ፡ ስለ’ዚ ኣብያተ-ትምህርቲ - ኣብ ሳዋ
ከም ፍረ ውጽኢቱ ብግብሪ ዚምስከር ብምብጻሕ፡ ድኽመታትን ብልጫታትን
ምምሕያሽ ከምዚረአ ይገልጽ። ተመሃሮአን ፈሊጠን፡ ንዝሓሸ ውጽኢት
ስለዝኾነ ከኣ፡ እዚ ተበግሶ’ዚ ሃናጽን ኪተግሁ ኣብ ምምካር ኣገዳሲ ስለዝኾነ፡
ውጽኢታውን ብምዃኑ ቤ/ት ዋርሳይ ብዝተኻእለ መጠን ናይ ምብጻሕ መደብ
ይከኣሎ ብዝከኣሎ ከም ዚተሓባበር፣ እናተሰርዐ ብዝሓየለ ክቕጽል ጽቡቕ
ኣብ ዝመጽእሉ እዋን ከኣ፡ ንመቐበሊ እመስለኒ - ዝግባእ እውን እዩ።
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.115 12 ጥሪ 2019 - ገጽ 7
ከመዘይፈጸሞ ብኸመይ ከምዘረድኣ ኣቕለበትሉ። “ናሆም ወደይ ብላዕባ ሎሚ “ማማ ጉዖይ’ኳ እቲ መፍትሕ ናይ
ክሓስብ ወዓለ። እንተዀነ ግን ዝዀነ ኣይከምቀደምካን እንታይ ኴንካ ኣለኻ?” ገዛአን ኵሉ ግዜ ኣብ ፍኒስትራ’የን
ብልሒ እቲ ቈልዓ መልሲ ክረክብ ኣይከኣለን።
ናይ ምሳሕ ሰዓት ኣኺሉ ክምሳሕ ናብ
ሓተተቶ ዓይኒ ዓይኑ እናጠመተት።
ኣዒንቱ ቀይሐን ርኣየተን፡ ናሆም ገለ
ገዲፈንኦ ዝወጽኣ። ነዚ ድማ ኵሉ ሰብ
ይፈልጦ እዩ” ናሆም ዝፈልጦ ተዛረበ።
ቤቱ ኣተወ። ድሕሪ ሓሙሽተ ደቒቕ ከምዝዀነ ጠርጠረት። ክሳብ ሽዑ “ሕራይ ስምዓኒ ናሆም ወደይ፡ እሞ
ካልኣይ ክፋል፦ ብዛዕብኡ ክዛረባ ድሌት የብሉን። ማማ ናይ ናሆም ናብ ገዛ ምእታው፡ ኣቦ ናሆም ዘይምስትብሃላ ድማ ገረማ። ንስኻ ወሲድካ ዲኻ?” ኣቦ ናሆም
ጉዖይ ጌጋ መረዳእታ ከምዝህልወን እውን ካብ ስራሕ መጽአ። ድሕሪ ምዉቕ “እበልዕ ኣለኹ።” ሓጺር መልሲ ሃበ። ሓተተ።
“ከምኡ ኣይትበላ ማማ ጉዖይ ሰብ እኳ ገበረ። ሰላምታ ድማ ክምስሑ ኣብ መኣዲ ከበቡ። ከቕልቡሉ ድሌት ኣይነበሮን። “ወሪዱዎ፡ ወደይ ዘይናቱ ዘየልዕል”
ኣይፍለጥን እዩ። ክገርመክን ከይትነግራለይ “ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ምስ ዋላ ሓደ ሰብ ናሆም ከምቲ ኵሉ ግዜ ዝገብሮ ብኣቦኡ “ገለ ነገር ግን ኴንካ ኣለኻ?” ኣቦ ናሆም ኣደ ናሆም ተዛረበት።
ደኣ እምበር ንሱ ዝገብሮ ምነገርኩኽን” ኣየዕልልን እየ እዚ ወደይ። እዚ ናሆም ጀሚሩ ንኹሎም ኣእዳዎም ኣሕጸቦም። ናይ ወዱ ኩነታት ተዓዚቡ ሓተቶ። ካብ “ደሓን ባዕሉ ይዛረብ ግደፍዮ” ኣቦ
ንናሆም ኵሉ ሰብ ስለዝፈትዎን ንፉዕ ስለ ጻቕጣን እንድዩ። ክገብሮ ይኽእል እዩ። ተሓጺቦም ምስ ወድኡ ድማ ክበልዑ ኩነታቱ ድማ ሕማቕ ነገር ተዓዘበ። ናሆም ንበዓልቲ ቤቱ ተዛረባ። “እስከ
ዝዀነን ይቐንኡሉ እዮም። በል ኪድ ብሩኽ ወደይ።” ኢለን ከም ጸሎት ገበሩ። ዝተቐረበሎም መኣዲ ምስ “ዋላ ሓንቲ ኣይኰንኩን” ኣብ መንጎ ናሆም ወደይ መልሰለይ” ኣቦ ናሆም፡
“እንታይ እዩ ንገረኒ። ኣነ ደኣ ቈልዓዶ መማኽርቲ ዝረኸበ ሰብ ኣፋነዋኦ። ተባረኸ ከኣ ክበልዑ ጀመሩ። ዘረባ ንብዓት ክመልቆ ስለ ዝጀመረ ዘረባ ናሆም ክዛረብ ኣተባብዖ።
ኮይነ ክነገረልካ” ምስጢር ንኽሰምዓ በቲ ዘረብኡ ድማ ሓቂ ዘለወን ኰይኑ ናሆም ዘይከምቀደሙ መግቢ ምብላዕ ኣቋረጸ። “ኣነ ፈጺመ ኣይወሰድኩን። እንታይ
እዝነን ጸለዋ። ተሰመዐን። በቲ ዝተዛረብኦ ድማ ጣዕሳ ኣበዮ። ውሽጡ ሕርቃን ስለ ዝነበሮ “እሂ ናሆም ሓወይ እንታይ ኴንካ?” ክዀነኒ እየ እሞ ዝሰርቕ” ናሆም ብርእሰ
“ንሱ ብዙሕ ግዜ ኩዕሶ ናይ ደቂ ከምዘይብለን ምስ ነብሰን ተረዳድኣ። መግቢ ኣጽልኦ። ኣብ ሓሳብ ድማ ምዕባይ ሓብቱ ሕቶ ኣስዓበት። ተኣማንነት መለሰ።
ገዛውትና ሰሪቑ ጸኒሑ። ደቂ ገዛውትና *** ኣተወ። ኣብ ዓይኒ ሕልናኡ ማማ ጉዖይ “ማማ. . ጉ. .ዖ. . ይ ኣነ ዘይሰረቕኩ “ጽቡቕ ናሆም ወደይ ኣነ ዘይናትኩም
ድማ ‘ሰላሕታ’ ኢና እንብሎ። ትምህርቲ ናሆም በቲ ዘይተጸበዮ ዘረባ ናይ ማማ ይርኣያኦ ነበራ። ብኣካል እንተዘይኰይኑ ሰሪቕካ ኢላትኒ” እናተነኽነኸ ተዛረበ። ንብረት ከምዘይተልዕሉ ርግጸኛ’የ።
ኣዝዩ ንፉዕ ስለዝዀነ ኢና ሕማቕ ዘይገብር ጉዖይ ተሰሚዑዎ በይኑ ኣብቲ ገዛውቲ ምስ ስድራኡ ኣይነበረን። “ማማ ጉዖይ ሰሪቕካ ኢላትኒ?” ኣደኡ ምናልባት ንስኻ ኣብ ቀረባ ጸኒሕካያ
ዝመስለና።” ነቲ ካብኡ ብኵሉንትናኡ ዕንይንይ ክብል ወዓለ። እቲ ስርቂ ንሱ ኣደ ናሆም ወይዘሮ ሂወት፡ ንናሆም እንደገና ሓተተት። ትኸውን ድማ ተዛሪባትካ። ስለዚ፡ በቲ
ንፉዕ ዝዀነ ቈልዓ ኣጸለሞ። በቲ ዝሰምዑዎ ዘረባ ኩሎም ተገረሙ። ዝተዛረበቶ ክስመዓካ ናይ ግድን እዩ።
“እንታይ ትብል ወደይ! እሞ በዚ “እንታይ” ሓብቱ ደጊመ ሓተተት። ግን ኵሉ ዝተባህለ ሓቂ ማለት ኣይኰነን።
ዝተዛረብኩዎ ዘጣዕስ የብለይን።” ከም “ሰልዲ 10 ናቕፋ” መለሰ ህድእ ኢሉ። ስለዚ ተረጋጋእ። ቀስ ኢሉ ድማ ሰራቒ
ዓቢ ከማኽረን ሓተታ። ንስድራቤቱ ክርኢ ድፍረት ሰኣነ። እቲ ክርከብ እዩ።” ንውላዱ ከህድእ ፈተነ።
“እንታይ ዘጣዕስ ኣለክን። ብዘይካ ንሱ ዘይገበሮ ስርቂ ዝገበሮ ኰይኑ ተሰመዖ። “ደሓን ኣነ ከይደ ክዛረባ እየ፡ ሕጂ
ኣብ ገዛ ዝውዕል መን ኣሎ?” ዓይኒ ነብሱ ድማ ጸልአ። ግን መጀመርታ ምሳሕና ንብላዕ።” ኣደ
ዓይነን እናጠመተ ተዛረበ። “ዓሰርተ ናቕፋ ደኣ ካበይ ተሰሪቑዋ?” ናሆም ምሳሕ ክበልዑ ሓበረት።
“ዋላ ሓደ” መለሳ ዓቢ ነገር ከም ኣቦ ናሆም ህድእ ኢሉ ሓተተ። ትምህርቲ “ሕራይ ሓቅኺ ሕጂ ምሳሕና ንብላዕ
ዝተዛረበ። ሓቂ ዝዛረብ መሲሉወን ዝቐሰመ ኣቦ ስለ ዝዀነ ህዉኽ ኣይኰነን። ደሓር ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ንዘራረብ።”
ፈተዋኦ። ንጉዳያት ሃዲእካ ምዝርራብ እዩ ዝፈቱ። ኣቦ ናሆም ክበልዑ ኣዘኻኸሮም። ህድእ
“እሞ ርኢኽን ካልእ ሰብ ንስርቂ “ካብ ገዛ” መለሰ ናሆም። ነቦኡ ኢሉም ድማ ክምገቡ ጀመሩ። ናሆም ግን
ኣየርክበሉን እዩ። ናሆም ኣብ ኵሉ እናጠመተ። ኣይከምቀደሙን - ሸውሃቱ ተዓጽወ።
እዩ ንፋዕ። ገጽ ጥራይ ኣይትሃብኦ። “ካብ ገዛ ደኣ ከመይ ገርካ ክትሰርቕ?” ይቕጽል. . .
ምሳይ ከምዘዕለልክን ድማ ኣይትዛረባ።” ኣቦ ናሆም ሕቶኡ ቀጸለ። መም/ ያቆብ መርሃዊ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.115 12 ጥሪ 2019 - ገጽ 9
መደብ ጸወታ
እንታይከ ይበሃል ኣሎ? ሎሚ
መራኸቢ ብዙሃን፡ ትማሊ ኣማስያአን ብዛዕባ ምስግጋር ተጻወትቲን ካልእን ኣብ ዝዘርግሓኦ ዜና . . . ፕሪመር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ
+ ቸልሲ፡ ንኣርጀንቲናዊ ኣጥቃዒ ክለብ ዛጊት፡ መነ መን ክለባት ነዚ ብራዚላዊ ዌስት ሃም - ኣርሰናል 3፡30
ጁቬንቱስ ጎንዛሎ ሂጕየን ብመልክዕ ልቓሕ ከምዝጠመታ ብወግዒ እኳ ኣይተሓበር፡ ብራይተን ኣልብየን - ሊቨርፑል 6፡00
ከተሰጋግሮ ኣብ ጥርዚ ምብጽሓ ተሓቢሩ። ባርሴሎና ንመፋነዊኡ ክኽፈላ እትሓቶ በርንለይ - ፉልሃም 6፡00
ኢጣልያዊት ዓርሞሸሽ ክለብ ጁቬንቱስ፡ መጠን ገንዘብ ግና ኣዝዩ ልዑል ብምዃኑ ካርዲፍ - ሃደርስፊልድ 6፡00
ነዚ ወዲ 31 ዓመት ኣጥቃዒ ብቐዋምነት ክሪስታል ፓላስ - ዋትፎርድ 6፡00
እቲ መስርሕ ግብራዊ ናይ ምዃኑ ተኽእሎ
ኤርምያስ ገብረልዑል ermileul@gmail.com ሌስተር ሲቲ - ሳውዝሃምፕተን 6፡00
ከተፋንዎ ከምእትደሊ ይንገር። ሂጕየን፡ ጸቢብ ምዃኑ ይነግር። ባርሳ፡ ኣብዚ ሕጂ
ቸልሲ - ኒውካስል 8፡30
ኣብዚ ሕጂ እዋን ምስ ሚላን ብመልክዕ እዋን ንናይ ቅድም ተጻዋታያ ነይማር ካብ
ቶማስ ሙለር ተቐጺዑ ልቓሕ ኣብ ምጽዋት ይርከብ። ምንጪ - ፒኤስቪ ክትመልሶ ከምእትደሊ ብተደጋጋሚ ላ’ሊጋ እስጳኛ
ቴለግራፍ ይግለጽ። ምንጪ - ስታንዳርድ ሌጋንስ - ሄስካ 3፡00
ኣጥቃዒ ባየር ሙኒክ ቶማስ ሙለር፡ ኣብ ናይ ምድብ ጸወታታት ሻምፕዮንስ
+ ብዓመጽ ጓል- ኣንስተይቲ ዝተኸሰሰ + ባየር ሙኒክ ንኣከፋፋሊ ፒኤስጂ ቫለንስያ - ሪያል ቫላዶሊድ 6፡15
ሊግ ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ተጻዋታይ ኣያክስ ብዝፈጸሞ በደል ናይ ክልተ ጸወታታት
ሮናልዶ፡ ናብ ፖሊስ ላስ ቬጋስ ቀሪቡ ኣድርየን ራብየት ኣብ ራዳራ ምእታዋ ጂሮና - ዲፖርቲቮ ኣላቨስ 8፡30
መቕጻዕቲ ተበይኑሉ።
‘ዲ.ኤን.ኤ’ መርመራ ከካይድ ብፖሊስ ተገሊጹ። እዚ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ቪያሪያል - ገታፈ 10፡45
ወዲ 29 ዓመት ሙለር፡ ጋንታኡ ምስ ኣያክስ 3ብ3 ኣብ ዝተፈላለየትሉ ግጥም
ናይታ ከተማ ተሓቲቱ። ሒዝናዮ ዘሎና ዓመተ ስፖርት ብናጻ ናይ
እዩ፡ ንኒኮላስ ታሊፊኮ ኣብ ርእሱ (ኣብ ታሕተዋይ ስእሊ ረአ) ብምህራሙ እዩ እዚ ኮፓ ኢጣልያ
+ ባርሴሎና ንዊልያን ካብ ቸልሲ ምስጋግር መስርሕ ካብ ፒኤስጂ ክፋኖ
መቕጻዕቲ ተበይኑሉ። ሻቡ ካብ ሜዳ ዝተባረረ ሙለር፡ ብሓያለ ደገፍቲ ኣያክስ ኣብ ላዝዮ - ኖቫራ 5፡00
ንምስግጋር ዘቕረበቶ ጻውዒት በታ ዝኽእል ተጻዋታይ፡ ኣብ ክረምቲ ናብ
ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ክንቀፍ ጸኒሑ እዩ። ሳምፕዶርያ - ሚላን 8፡00
ለንደናዊት ክለብ ተነጺጉ። ኣብ’ዚ መስርሕ ባርሴሎና ከቕንዕ ከምዝኽእል ይሕበር።
በዚ ድማ ኣብ ግጥም ኣውዲቕካ ምሕላፍ (ዙር 16) ምስ ሊቨርፑል ዝበጽሓ ባየር ቦሎኛ - ጁቬንቱስ 10፡45
ምስግጋር፡ ካልእ ብራዚላዊ ማልኮም እውን ምንጪ - ሬድዮ ሞንቴካርሎ
ሙኒክ፡ ኣብቲ ናይ ክልተ እግሪ ጸወታ ከተሰልፎ ኣይትኽእልን።
ኣንጻራዊ ምስግጋር (ካብ ባርሳ ናብ ቸልሲ) + እንግሊዛዊ ናይ ክንፊ ተጻዋታይ ጃዶን
ኣብ 107 ጸወታታት ሻምፕዮንስ ሊግ ኤውሮጳ 42 ሸቶታት ዘቑጸረ ሙለር፡ ነዚ ጽባሕ
ከካይድ ባርሳ ጠሊባ ነይራ። ምንጪ - ሳንቾ ኣብ ቦሩስያ ዶርትመንድ ክጸንሕ
መቕጻዕቲ ይግባይ ሓቲቱሉ ኣሎ። ፕሪመር ሊግ እንግሊዝ
ስታንዳርድ ከምዝደሊ ይሕበር። ይኹን እምበር ናይ
ኤቨርተን - ቦርንማውዝ 5፡15
+ ባርሴሎና፡ ንፊሊፕ ካውቲኖ ናብ ካልእ ቅድም ክለቡ ማን ሲቲ ተጣይቐሉ ምህላዋ ቶተንሃም - ማን ዩናይትድ 7፡30
ክለብ ክትሸጦ ከምእትኽእል ተሓቢሩ። ይንገር። ምንጪ - ደይሊ መይል
ቶተንሃም - ማን ዩናይትድ ላ’ሊጋ እስጳኛ
ኣትለቲኮ ማድሪድ - ለቫንተ 2፡00
ጽባሕ፡ ኣብ ሜዳ ወምብለይ ንማን ዩናይትድ እተአንግድ ቶተንሃም፡ ኣብ ዝሓለፈ
ኣትለቲክ ቢልባኦ - ሰቪያ 6፡15
ናይ ኤፍ ኤ ካፕ ጸወታኣ ኣንጻር ትራንመር ዕረፍቲ ንዝሃበቶም ሸሞንተ ቀወምቲ
ባርሴሎና - ኤባር 8፡30
ተጻወትታ ከተሰልፎም እያ። ሙሳ ደምበለን ያን ቨርቶገንን እውን ናብ ልምምድ ሪያል ቤትስ - ሪያል ማድሪድ 10፡45
ምምላሶም ይግለጽ ኣሎ። እንተ ኤሪክ ዳየርን ሉቃስ ሞራን ግና ነዚ ግጥም
ኣይከርክቡን እዮም። ኮፓ ኢጣልያ
ብወገን ማን ዩናይትድ፡ መጠናዊ ማህሰይቲ እግሪ ዝገጠሞ ፖል ፖግባ ድልዊ ቶሪኖ - ፊዮረንቲና 5፡00
ምህላዉ ይግለጽ። ኤሪክ በይሊ ብመቕጻዕቲ፡ ክሪስ ስሞሊን ከኣ ብማህሰይቲ ጽባሕ ኢንተር ሚላን - በነቬንቶ 8፡00
ዘይስለፉ ተጻወትቲ እዮም። ናፖሊ - ሳሱሎ 10፡45
ሎም መዓልቲ
መበል 22 ሰሙን ግጥማት ፕሪመር ሊግ ሓቢሩ። ኣሰልጣኒ ኣርሰናል ኡናይ ኤምረ ኣብ ሜዳ ዌስት ሃም ተረቲዓ ኣይትፈልጥን። ብራይንን እውን እቶም ኣብዚ ግጥም’ዚ ሓንሳብ እውን ክትዕወት ኣይከኣለትን።
ዓዲ እንግሊዝ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ከኣ፡ ከም ኣንደርሰን ዝኣመሰሉ ተጻወትቲ ኣብ ሸሞንተ ጸወታታት ክትዕወት እንከላ እጃም ዘይህልዎም ተጻወትቲ ብራይተን ብፍላይ ሰለስተ ግዜ ኣብ ዝተራኸባሉ
ቐትሪ ብዝካየዱ ጸወታታት ክፍልም እዩ። ዌስት ሃም ኣተኩሮ ከምዘድልዮም ገሊጹ። ኣብ ሰለስተ ድማ ማዕረ ተፈላልያ። እዮም። ውድድር ፕሪመር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ፡
ኣርሰናል ናብ ሜዳ ዌስት ሃም - ለንደን ብኻልእ ወገን፡ ኣብ ምጥቃዕ ዘድሃበ ኣብ ካልእ ጸወታታት ውድድር ፕሪመር ብወገን ሊቨርፑል፡ ብሰኑይ ኣብ ዝተኻየደ ሊቨርፑል እያ ተዓዊታ - ብድምር 10
ተጓዒዛ እተካይዶ ናይ ለንደን ደርቢ ጸወታ ጸወታ ዝጥቀም ማኑኤል ፐለግረኒ፡ ተጻወትቱ ሊግ ዓዲ እንግሊዝ፡ መራሒት ዘላ ሊቨርፑል ግጥም ኤፍ ኤ ካፕ ዘይተሰለፈ ቫን ዳይክ፡ ነዚ ሸቶታት ብምምዝጋብ። ብመንጽሩ፡
ድማ እቲ ብቐዳምነት ዝተሰርዐ ግጥም ንመስመር ምክልኻል ኣርሰናል ተወሳኺ ናብ ስታድዩም ኣሜክስ ተጓዒዛ ምስ ጸወታ’ዚ ድልዊ ምህላዉ ቢቢሲ ይሕብር። ብራይተን ሓንሳብ ጥራይ እያ ንልዳት
እዩ። ስራሕ ክፈጥሩ ከምዝኽእሉ ይግመት። በዚ ብራይተን ኣልብየን እተካይዶ ጸወታ እውን ይኹን እምበር፡ መስመር ምክልኻል ሊቨርፑል ደፊራ።
ሓይሊ ዝህብ መድሃኒት ወሲዱ ብምጽንሑ ድማ፡ ኣርሰናል ኣብ መስመር ምክልኻል እቲ ኻልእ ተጠማቲ ግጥም ናይ ሎም ሊቨርፑል፡ ሕጂ እውን እቲ ዝጸንሖ ሃጓፍ እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ፡ ኣሰልጣኒ ክለብ
ንሓያለ ኣዋርሕ ተቐጺዑ ዝነበረ ተጻዋታይ ብዝገጠማ ነቓዕ፡ ተጻወትቲ ዌስት ሃም መዓልቲ እዩ። ከምዘሎ ይንገር። ደጃን ሎቭረንን ጆ ጎመዝን ሌስተር ሲቲ ክላውድ ፑዮል፡ ኣንጻር እታ
ዌስት ሃም ሰሚር ናስሪ፡ ኣብ ፈላሚ ናይ ጸብለልታ ጸወታ ክህልዎም ከምዝኽእል ንሻምፕዮን ማን ሲቲ ብኣርባዕተ ነጥቢ ብሰንኪ ምጭብባጥ ጭዋዳ ኣብዚ ግጥም’ዚ ኣብ 2017 ዝዕልማ ዝነበረት ሳውዝሃምፕተን
ፕሪመር ሊግ እንግሊዝ ጸወታኡ (ድሕሪ ዝግምቱ እውን ኣይተሳእኑን። ማሕዲጋታ ብ54 ነጥቢ ኣብ ኮረሻ መሪሕነት ዘይስለፉ እዮም። በዚ ድማ ፋቢኖ ንማእከል ዘካይዶ ግጥም እውን ሎሚ ክካየዱ ካብ
መቕጻዕቲ ምዃኑ እዩ) ኣንጻር ናይ ቅድም ብሓፈሻ ግን፡ ዌስት ሃምን ኣርሰናልን እትርከብ ሊቨርፑል፡ ተጻዋታያ መሓመድ ናይ መስመር ምክልኻል ክሽፍን ከምዝእዘዝ ዝተሰርዑ ጸወታታት ይጥቀስ።
ጋንታኡ ምግጣሙ እቲ ዝዓበየ ዜና ግጥም ዋላ’ኳ ናይ ደረጃ ጋግ እንተሃለወን፡ ኣብ ሳላሕ ከም ወትሩ ተጠማቲ ኮይኑ ክቐርብ ይግመት። ፑዮል፡ ኣብ ዌስት ሃም ብመልክዕ ልቓሕ
ዌስት ሃምን ኣርሰናልን እዩ። ዝሓለፈ ጸወታታት ኣታዊን ወጻኢን ዝኾነ እዩ። እዚ ምስራዊ ኮኾብ፡ ኣንጻር ብራይተን ኣብዚ ዓመተ ስፖርት’ዚ፡ ክልተ ግዜ ጥራይ ይጻወት ንዝነበረ ሃርቨይ ባርነስ ሎሚ
ኣርሰናል፡ ካብ 21 ጸወታታት 41 ውጽኢት ብምምዝጋበን፡ ዘካይዳኦ ጸወታ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ክልተ ሸቶታት ዝተሳዕረት ሊቨርፑል፡ ብብራይተን ክትፍተን ከሰልፎ ከምዝኽእል ቢቢሲ ይውስኽ።
ነጥቢ ኣዋህሊላ ሓሙሻይ ተርታ ትርከብ። ተመጣጣኒ ክኸውን ከምዝኽእል ሓያለ ኣብ ርእሲ ምምዝጋቡ ክልተ ንሸቶ ዝኾና ከምእትኽእል ይሕበር። ምኽንያቱ፡ ተጻወትቲ ንዳንኤል ኣማርተይ ግና ብሰንኪ እቲ ኣብ
መጋጥምታ ዌስት ሃም ድማ ካብ ተመሳሳሊ ተንተንቲ ይሰማምዑ። ኰዓሳሱ እውን ንደቂ ጋንታኡ ብምቕባሉ ሊቨርፑል ኣንጻር ዎልቭስ ዘይተጸበዩዎ ዓንካር ዓንካሪቱ ዝገጠሞ ማህሰይቲ ከሰልፎ
ብዝሒ ጸወታታት 28 ነጥቢ ብምምዝጋባ ኣብ ዝሓለፈ 21 ርክብ ግጥማት ፕሪመር ንተኸላኸልቲ ብራይተን ሕማም ርእሲ ስዕረት ብምምዝጋቦም ሞራሎም ብመጠኑ ኣይክእልን እዩ።
ዓስረይቲ ኣላ። ኣርሰናል ዋላ’ኳ ካብ ዌስት ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ክለባት ዌስት ሃምን ክኾኖም ከምዝኽእል ይግመት። ብምንካዩ፡ በቲ ኻልእ ሸነኽ ድማ ብራይተን ኣብ ታሕተዋይ ደረጃ ሰሌዳ ፕሪመር ሊግ
ሃም ብ13 ነጥቢ ተፈንቲታ ኣብ ቅድሚት ኣርሰናልን፡ ዌስት ሃም ሓንሳብ ጥራይ እያ 2 ጥሪ ኣንጻር ዌስት ሃም ኣብ ዝተኻየደ ኣብ ሜዳኣ ኣንጻር ዓበይቲ ጋንታታት ኣብ እንግሊዝ እትርከብ ሳውዝሃምፕተን፡ ኣብ
ትሃሉ፡ ናብ ሜዳ ለንደን ስታድዩም ተጓዒዛ ተዓዊታ - ኣብ ነሓሰ 2015። ዌስት ሃም፡ ግጥም፡ ንተኸላኻሊኣ በርናንዶ ብምጭብባጥ ዘካየደቶ ግጥም ፈታኒት ኮይና ብምቕራባ። መስመር ምጥቃዕ ዝስለፉ ሰለስተ ተጻወትታ
እተካይዶ ግጥም ብምዃኑ ክብድሃ ኣብ 16 ጸወታታት ብኣርሰናል ክትሰዓር ጭዋዳ ዝኸሰረት ብራይተን፡ ሎም መዓልቲ ይኹን እምበር፡ ብራይተንን ሊቨርፑልን ኣይክህልዉን እዮም። ዳኒ ኢንግስን
ከምዝኽእል ይግመት። እንከላ ኣብ ኣርባዕተ ድማ ማዕረ ተፈላልያ። እውን ከምዘይስለፍ ብኣጋኡ ኣፍሊጣ ኣቐዲመን ኣብ ዝነበረን ሽዱሽተ ርክባት ሚካኤል ኦባፌሚን ብምጭብባጥ ጭዋዳ፥
ብወገን ዌስት ሃም፡ ናብ ክለባት ቻይና ብተወሳኺ፡ ኣርሰናል፡ ድሕሪ ሕዳር 2006 ትርከብ። ጃሃንባክሽ፡ ኢዝኰርዶን ማት (ኣብ ኩሉ ውድድር ምዃኑ እዩ)፡ ብራይተን ቻርሊ ኣውስቲን ድማ ብሰንኪ መቕጻዕቲ
ምንቃሉ ዝንገረሉ ዘሎ ማርኮ ኣርናቶቪች፡ ኣይክስለፍን እዩ።
ሎሚ ማልያ ጋንታኡ ናይ ምውዳዩ ተኽእሎ ዝኾነ ኮይኑ፡ ዛጊት ተኻዪዱ ኣብ ዘሎ
ኣብ ምልክት ሕቶ ኣትዩ ይርከብ። እዚ 21 ጸወታታት ፕሪመር ሊግ እንግሊዝ፡
ተጻዋታይ’ዚ ካብ ቻይናውያን ክለባት ነፍስ ወከፈን 39 ጸብለልታ ሸቶ ዘለወን
35 ሚልዮን ፓውንድ ተሰሊዑሉ ኣሎ። ሊቨርፑልን ማንቸስተር ሲቲን ብ54ን
ፋብየን ባልቡና ድማ ኣብ ብርኩ ብዘጋጠሞ ከምኡ ድማ ብ50 ነጥቢ ቀዳመይትን
ማህሰይቲ ንኣስታት ሸሞንተ ሳምንቲ ካብ ካልኣይትን ይርከባ። ቶተንሃም ብ48 ነጥቢ
ጸወታ ከምዝርሕቕ ብኣጋኡ ብምሕባሩ፡ ሳልሰይቲ ክትስራዕ እንከላ፡ ቸልሲ ብ44፡
ኣብዚ ግጥም’ዚ እጃም ኣይክህልዎን እዩ። ኣርሰናል ብ41፡ ማንቸስተር ዩናይትድ
ኣብ መጉዳእቲ ዝጸንሑ መሱት ኦዚል፡ ብ38፡ ሌስተር ሲቲ ብ31፡ ዋትፎርድ ብ29፡
ላውረን ኮሸንሊን ሄክቶር በለሪንን ኣንጻር ዎልቨርሃምፕተን ብ29 ከምኡ ድማ ዌስት
ዌስት ሃም ካብ ዝስለፉ ተጻወትቲ ኣርሰናል ሃም ብ28 ነጥቢ ክሳብ ዓስራይ ተሰሪዐን
እዮም። ሙስታፊን ሞንሪያልን እውን ነዚ ዘለዋ ጋንታታት እየን። ኣብ ታሕተዋይ
ግጥም ከርክቡ ልዑል ግምት ዝተወሃቦም ሰሌዳ ድማ ሳውዝሃምፕተን፡ ፉልሃምን
ተጻወትቲ ኣርሰናል እዮም። ሃደርስፊልድን ካብ 18 ክሳብ 20 ኣብ ዘሎ
ኣሰልጣኒ ዌስት ሃም - ማኑኤል ፐለግረኒ፡ ደረጃ ብተኸታታሊ ይርከባ።
ጋንታኡ ናብ ጽቡቕ ቆመና ትመጽእ ምህላዋ ** ** **
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.115 12 ጥሪ 2019 - ገጽ 10
ምልክታ
ወላዲተይ ነ/ፍ ኣብርሁ ደጀነ ገብሩ ብ1973 ብውህብቶ ዝሃበትኒ ገዛ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ
ከተማ ዓዲ ዃላ ዞባ 02 ቁ.ገዛ 045 ዝርከብ 3 ቀንዲ ክፍልታትን 2 ሓገዝቲ ክፍልታት ምስ
ካንሸልኡ ዝሓዘ ኣብ ኮምሽን ኣብይቲ ብቁጽሪ ምስክር ወረቐት 410163 መወከሲ ቁጽሪ
410178/410179 ዝተመዝገበ፡ ናብ ስመይ ከመሓላልፎ ስለዝደለኹ፣ ዝቃወም እንተሎ፡ እዚ
ምልክታ እዚ ካብ ዝወጽኣሉ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት ካብ ዝምልከቶ ቤት ፍርዲ ናይ መአገዲ
ትእዛዝ ሒዙ፡ ናብ ቤት ጽሕፈት ፓብሊክ ኖታርን ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ካዳስተርን ይቕረብ።
ተቓዋሚ እንተዘይቀሪቡ ግን፡ ሰነዳተይ ኣቕሪበ ዋነንቱ ናብስመይ ከሰጋግር ምዃነይ የፍልጥ።
ኑኤል
ቤተልሄም ታደሰ - እምነት ኣማ ወ/ሮ ንግስቲ ገበየሁ ደስታ
ምልክታ ሓራጅ
ትካልና ትካል ሳባርጉማ መፍረ ማዕድናዊ ማይ-ጋዝ ኣብ ፍርያቱ ናይ ዋጋ ምጉዳል ገይሩ ኣብ መንጎ ብፍ/በ/መሰል ኣቶ ዓንደማርያም ዘርኡ +1 ብፍ/በ/ዕዳ ወረ/ነፍ ስቲ ዓብደላ ሙባረክ
ከምዘሎ እናሓበርና፡ ፍርያትና ኣብ ታሕቲ ኣብ ሳንዱቕ ተዘርዚሩ ኣብ ዘሎ ዋጋ ካብ ዕለት ዝነበረ ናይ ሲቪል ክርክር፡ ኣብ ላዕለዋይ ቤ/ፍ ኣስመራ ገዛ ብሓራጅ ተሸይጡ መኽፈሊ ዕዳ ክኸውን
9/1/2019 ተግባራዊ ይኸውን። ስለዝኣዘዘ፡ እዚ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ኣኽርያ ኣብ ዚፕ 1A168 ጎደና ሻምብቆ ቁ/ገዛ 54 (ከባቢ
ድኳን ሕድሪ 06) ዝርከብ ገዛ፡ ኣብ 150 ት/ሜ ዝተደኮነ ሰርቪስ ኮይኑ፡ ሸውዓት ቀንዲ ክፍልታትን
ተወሳኺ ናይ 330 cc ጠራሙዝን ፕላስቲክ ሳንዱቕን እኹል ንመሸጣ ዝኸውን ስለዘሎና፡ ሓንቲ ዓይኒ ምድርን ሓንቲ ክሽነን ዝሓዘ ኮይኑ፡ ብክኢላ መበገሲ ዋጋ 143,538.31 (ሓደ ሚእትን
ንዕዳጋ ቀሪብና ከምዘለና ንሕብር። ኣርብዓን ሰለስተን ሽሕን ሓሙሽተ ሚእትን ሰላሳን ሸሞንተን 31%) ናቕፋ ተገሚቱ። ስለዚ ኣብዚ
ዝተጠቕሰ ገዛ ዝግበር ሓራጅ ክሳተፍ ዝደሊ ናይቲ መወዳደሪ ዝረቑሖ መጠን ገንዘብ ብቑጽርን
ዓቐን ጥርሙዝ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ዋጋ ናይ ፋብሪካ መሸጣ ምስ መሸጣ ግብሪ ብኣሃዝን ብምጽሓፍ ብዕሹግ ሰታሪት ኣዳልዩ ቅድሚ ዕለት ሓራጅ ዘሎ 5 ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ
650 cc 8.00 ናቕፋ 6.50 ናቕፋ
500 cc 8.00 ናቕፋ 5.50 ናቕፋ ላ/ቤ/ፍ ቁ/62 ኣብ ዝተዳለወ ሳጹን የእቱ። ኣብ ዕለት ሓራጅ ድማ ¼ ናይቲ ዝተዋህበ ግምት ብኣካል
330 cc 6.00 ናቕፋ 4.50 ናቕፋ ወይ ብሕጋዊ ወኪሉ ብስሙ ዝተመዝገበ ናይ ባንክ ቡክ ወይ ድማ ብስም ፈጻሚ ፍርዲ ሲ/ፒ/ኦ
(C.P.O) ኣስሪሑ ብምቕራብ ክወዳደር ይኽእል።
ስለዚ ወሃብቲ ኣገልግሎትን ትካላትን ኣከፋፈልትን ንተጠቀምቲ (ንህዝቢ) ብርትዓዊ ዋጋ
ዕለት ሓራጅ፦ 18/2/2019
ክሸጡ ንሕብር። ሰዓት ሓራጅ፦ 3፡00 – 4፡00 ድ/ቀ
ቦታ ሓራጅ፦ ላዕለዋይ ቤ/ፍ ኣስመራ ቁ/27
ተወሳኺ ሓበሬታ ዝደሊ ኣብ ላ/ቤ/ፍ ቁ/65 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታት ቀሪቡ ይውከስ። ነዚ
ሓራጅ ዝቃወም እንተሎ፡ ካብ ዝምልከቶ ቤ/ፍ መአገዲ የቕርብ። መአገዲ እንተዘይኣምጺኡ ሓራጅ
ኣየቋርጽን።
ቤ/ጽ ዋ/ፈ/ፍርዲ
ምልክታ
ብስም ኣቶ ሳሙኤል ዳዊት ሃብቶም ዝተመዝገበ፡ መለለዪ ገዛ ASD00042583 ዝፍለጥ፡ ኣብ ከተማ
ኢንዱስትሪ ዓለባ ኤርትራ ሓ.ዝ.ብ.ት ብምኽንያት በዓል ሓድሽ ዓመትን ልደትን ካብ ኣስመራ ምም/ከባቢ ዚፕ ኮድ ገጀረት ዓቢ 1A751 ጎደና 751-17 ቁ/ገዛ 4 ፕሎት 27 ፓርሰል C1
01 ጥሪ 2019 ክሳብ 31 ጥሪ 2019 ዝጸንሕ ኣብ ኩሎም ፍርያትና ክሳብ 45% ዝርከብ፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት ፓብሊክ ኖታሪ ብቁጽሪ ውዕል 5,772 ዝተመዝገበ ገዛ፡ ንኣባ ገብረህይወት
ኣረጋይ ኪዳነ ስለዝሸጥናሉ፡ ናብ ስሙ ከነመሓላልፎ ስለዝደለና፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ኣብ ውሽጢ 30
ዝበጽሕ ዓቢ ምጉዳል ዋጋ ከምዝገበርና ነበስር!!
መዓልታት ሕጊ ብዝእዝዞ መሰረት፡ ካብ ዝምልከቶ ቤ/ፍ ናይ መአገዲ ትእዛዝ ሒዙ፡ ናብ ቤት ጽሕፈት
ፓብሊክ ኖታርን ካዳስተርን ይቕረብ።
ፍርያትና እንሸጠሉ ቦታ፡ ወኪል ኣቶ ጸጋይ ተስፋይ
Examiner
eligibility, status determination, durable solutions and social needs assessment. ዘጽናዕኩምዎ ዘበለ ንምፍታሽ፡ ፍልጠትኩም 6, 7 & 8
• Contribute to measures to identify, prevent and reduce statelessness. ንምግምጋም፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ንዝዀነ ፈተና (Junior)
(test/exam) ንምድላው ዝሕግዛኹም፡ Mathematics
• Contribute to a country-level child protection plan as part of the protection ኣሽሓት ሕቶታት ምስ መልስታቱ ዝጠርነፋ፡ English
strategy.
3 መጻሕፍቲ Essential Examiner፡ Science
• Contribute to a country-level education plan for persons of concern as part of ኣብ ስተሺነሪታት ኣለዋኹም። Social Studies
the protection strategy.