Professional Documents
Culture Documents
Haddas Ertra 19012019
Haddas Ertra 19012019
Haddas Ertra 19012019
00 ናቕፋ
ገጽ 3 ገጽ 5 ገጽ 6 ገጽ 8 ገጽ 9
ኣደናቒ ጥዕናዊ ረብሓ ዲፕሎማስያዊ ክርክር ክብርታትን ዕላማታትን ብልሒ እቲ ቈልዓ ሃገራዊት ጋንታ
ሽጉርቲ ቻይናን ካናዳን ኣብ ህይወት ቅድድም ብሽክለታ ናብ
ጋቦን ኣቕኒዓ
ኣስፍሃ ተኽለማርያም
ናቕፋ - ኣብ መደባት 22:30 ዜና እንግሊዝ
تب
ጆሜ/ደጀን ተኽለ
ክብርታትን ዕላማታትን ኣብ ህይወት
ቅኑዕነትን ዘይቅኑዕነትን ክብርታትና፡ ኣብ’ቲ ብዛዕባ
ህይወት ዘለና ኣጠማምታ ዝተመርኰሰ እዩ። ክብርታት፡
ንህይወትና ደገፍቲ ወይ ኣማእዘንቲ እዮም ኢልና
እንኣምነሎም ነገራት የጠቓልል። ስለ’ዚ፡ ንክብርታትና
መሰረት ብምግባር፡ እንኽተሎም ጐደናታት ህይወት፡
ናብ ምዕባለ ክመርሑና ግድን ይኸውን። ስለዚ፡ ድማ
እዩ ክብርታትና ምስ ዕላማታትና ከነዛምዶምን ከም ናይ
ሓንቲ ሳንቲም ገጽ ከነመሓዝዎምን ዝድለ።
እዚ ዝዀነሉ ምኽንያት፡ ኣብ ዝበጻሕና ንብጻሕ፡
ዝወነንና ዓወት ንጨብጥ፡ ካብ’ቲ እንነብረሉ ሕብረተ-
ሰብን ክብርታቱን ክንወጽእ እንተ ደኣ ፈቲንና እውን፡
ክሳራ’ምበር መኽሰብ ከምዘይብልና ግድን ብምዃኑ
እዩ። ውድቀት’ምበር ዓወት ኣይናትናን እያ ሻቡ።
ሰባት ኢና፡ ምስ ሰባት ኢና ድማ እንነበር። ካብቲ
ሰባት ዝድግፉዎ ክብርታት ኣንደልሂጽና ‘ንዓይ ጥራይ
ይጥዓመኒ ወይ ደስታ ይሃበኒ’ምበር፡ ናይ ካልእ ሰብ
ዘገድሰኒ ኣይኰነን’ ዝብል እምነት እንተ ደኣ ወሪሩና፡ ብጾትናን ከም እምኒ ኣንጐሎ ብኹሉ ሸነኻት ገላቢጥና ባእታታት እዮም። ካብዚኦም ስነ-ምግባር፡ ጥበብን እነብጽሖ ብዙሓት ኣማራጺታት እዮም ክቀላቐሉና።
ምስቶም ኣብ ከባቢና ዘለዉ ሰባት ክንጐዓዝ ክንጽገም ንጥምት ሰባት፡ ብተግባራትና ፈጺምና ኣይንህሰን። ሰፊሕ ኣጠማምታን፡ ጣዕሚ ህይወት፡ ፍቕሪ፡ ሓልዮትን ከም’ቲ፡ “ኣብ ሸውዓተ እጐድ’ሞ ኣብ ዘሞቐካ ስሓን”
ኢና። ነቶም ንሳቶም ዝከናኸኑዎምን ዝሕብሕቡዎምን ብሰሪ ሸለልትነትና፡ ነብስናን መቕርብናን ኣይነሕዝንን። ምንክብኻብን፡ ሓበሬታን ጸላዊ ተመኵሮን ፍልጠትን ዝተባህለ ድማ፡ ንኹሎም እቶም ኣማራጺታት በብሓደ
ክብርታት እናጥሓስናን እናጐሰናን፡ ውልቀ-ዕላማና እኳ ደኣ ኩርዓት ስድራ-ቤትናን ከባቢናን ንኸውን። ክንረክብ ንኽእል። ንፈልጦምን ንሓድሕዶም እናኣነጻጸርና ንምርምሮምን።
ንምጭባጥ ጥራይ እንተዀይኑ መንገድና፡ ሜላ ስለ’ዚ፡ ግዜ ከይሓለፈ፡ ወርቃዊ ዕድመ ንእስነትና ኣብ ንክብርታት ዘማእዝኑን ዝጻብኡን ባእታታት ብዙሓት ኣብ’ታ ናይ መርዓ ኣብነት እንተተመሊስና፡ ቊጠባዊ
ኣነባብራናን ተግባራውነት ዕላማናን ምስ ክብርታት ዘይረብሕ ተግባራት እንከይተመርቀፈ፡ ነቲ ዘርብሓና ካብ ምዃኖም ዝተበገሰ፡ ንሓድሕዶም ዘይቃደዉን ትሕዝቶና ብኸመይ ነካውኖ? ኣብ ሆቴል ድዩ ኣብ
ሕብረተ-ሰብና ክሳነን ክመሓዞን ብዘይምኽኣሉ - ክብርታት ነለልዮ። ነቶም ኣብ ዓለምና፡ በቲ ዘበርክቱዎ ተገራጨውትን ክዀኑ ዘሎ ተኽእሎ ድማ ብኣኡ ዳስ ክሓይሽ? ብዝሒ ዝዕደሙ ሰባት? ኣብ ጨርቀ-
እንኸዶ ጉዕዞ ካብ መኽሰቡ ክሳራኡ እዩ ክዛይድ። ኣገዳስነትን ጠቓሚ ነገራትን ወትሩ እናተዘከሩ ዝነብሩ መጠን እዩ። ዘስተውዕል ኣእምሮ ኣቕኒዕና ብዕምቈት መርቅን ስልማትን ዘለዉና ኣማራጺታትከ? ብደቂቕ
ክብርታት፡ ካብ ሰብ ናብ ሰብ፡ ካብ ሕብረተ-ሰብ ናብ ኣብነታውያን ውልቀ-ሰባት ንኽንመስል፡ እቲ ናብ’ቲ ክንምርምሮም እንተ ደኣ ክኢልና ግዳ፡ ነቶም ናብ ይረአ።
ሕብረተ-ሰብ፡ ዋላ እውን ካብ ሃገር ናብ ሃገር ዝፈላለዩን ናታቶም ደረጃ ብጻዕሪ ንምብጻሕ ክንሓልፎ ዝግበኣና ጽቡቕ ኣርኣያ ዝመርሑ ክብርታት ፈሊና ዘይንስዕበሉ 3. ብቕንዕና ምስራሕ፡- ብድሕሪ’ዚ፡ ነቲ ኣብቲ
ብዙሓትን እዮም። ልክዕ ከም መልክዕ ደቂ-ሰብ መስርሓት ክንሓልፍን ግዜና ብግቡእ ክንጥቀመሉን ምኽንያት የለን። በቲ ቅቡልን ኣማእዛንን ክብርታት መጽናዕትታትን ተኽእሎታትን ተደጊፍና፡ ከም
በበይኖም እዮም። ንኣብነት፡ ገሌና ብግዝያዊ ጣዕምን የድሊ። ናይ’ቲ እንነብረሉ ሕብረተ-ሰብ ተኾስኲስና - መተካእታ ዘይብሉ ኣማራጺ ዝተቐበልናዮ - መንገዲ
ዘብለጭልጭ ነገራትን ተሳሒብና፡ ቀልጢፉ ዝሓልፍን ጽልዋ ክብርታት ምስትብሃልን ምግምጋምን ህይወትናን ዕላማናን ንምምራሕ ኣብ እንኽተሎ ጉዕዞ፡ ወይ መዐወቲ ዕላማ ብቕንዕና ንስርሓሉ። ዕላማና
ዘጣዕስን ተግባራት ንፍጽም። ገሌና ድማ፡ ንግዝያዊ ኣመና ኣገዳሲ እዩ፡፡ ክብርታት፡ ድምርን ጽልዋን ብዙሕ ሰብ ክስዕበናን ዓወት ናባና ገጻ ክትመጽእን ምዉቕ ሓዳር ምምስራት ክሳብ ዝኾነ ከኣ፡ ምስ’ታ
ጸገማት ዕሽሽ ብምባል፡ ናብ ናይ ነዊሕ ረብሓን ጥቕምን ናይ ዝተፈላለዩ ነገራት ስለዝኾኑ። ለባማት ወለዲ፡ ግድነት ይኸውን። ንሓዋሩ ዝበልናያ መጻምድቲ፡ ዳሕራይ ኣየጣዕሰናን’ዩ
ዝዓለሙ ተግባራት ንዛዙ። ገሌና፡ ብፈንጠዝያ ሓደ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ንፉዓት ዓርከ- ዕላማ፡ ሓደ ካብቶም ንህይወትና ውሕስነት ዝህቡን ብእንብሎ ኣገባብ መርዓ ክንምርዖ ንውስን። ነቲ
መዓልቲ ተዓሻሺና ብዛዕባ ጽባሕ ኣይግድሰናን። ገለ መሰታ፡ መራኸቢ ብዙሃን - ማለት ሬድዮ፡ ጋዜጣን ናይ ምንባር ሜላና ዘጠናኽሩን፡ ግዜና ብግቡእ ኣብ መስርሕ ድማ፡ ዝኾነ ሕብእብእ ብዘይብሉ ብጋህዲ
ገሌና ግና፡ ኪንዮ ሎምን ጽባሕን ርሑቕ ነማዕዱ። እቶም ዝተፈላለዩ ጽሑፋትን ተለቪዥንን ካልኦት ናይ ጥበብ መዓላ ከነውዕሎን ክንጥቀመሉን. . . ዘኽእሉ ሜላታት መንገዲ ንነጥፈሉ። ምስ መጻምድቲናን ፈተውትናን
ብገዛእ-ርእስና ጥራይ ዘይኰነ፡ እንኰላይ ብስድራናን መሳርሒታትን፡ ንክብርታትና ካብ ዘማእዝኑ ጸለውቲ እዩ። ዕላማ ዘይብልና ሰባት፡ ልክዕ ከምታ ‘ብሶላ’ ብቕንዕና ንዘራረበሉ። ከም እንደገና ካልእ መደብ
ዘይብላ መርከብ ክንምሰል ንኽእል ኢና። ካበይ ብምስራዕ እውን፡ ናይ ቀረባን ርሑቕን ውጥናት
ተበጊስና፡ ናበይ ክንበጽሕ ምዃንና ኣፍልጦ የብልናን። ንሕንጽጽን ብዛዕባ ኣተገባብራኡ ንዘራረብን፡፡
ቅሳነት እንታይ ማለት’ዩ? ብዝጐነፈና ኣጋጣሚታት ክንምራሕ እምበር፡ ንሕና
ባዕልና ንኣጋጣሚታት ናይ ምእላይ ዓቕሚ ይኹን
4. ምቹእ ግዜ ምጽባይ፡- እዚ ኩሉ ገይርና ምስ
ወዳእና፡ ነቲ ሸቶ ብግቡእ ንምውቃዕ እትጥዕመና
ክእለት ኣይክህልወናን። ኣጋጣሚታት እንተ ደኣ ምችእቲ ግዜ - ብዓቕሊ ክንጽበያ እዩ ዘለና። ምቹእ ግዜ
ቅድሚ ዝኣገረ፡ ህዱእ መንፈስን ካብ ጣዕሳን - ንድሌታትካን ዓቕምኻን ኣለሊኻ ኣብ ምዕባለ ተቘጻጺሮሙና ድማ፡ በብዝተላዕለ ናይ ህይወት ማዕበል ምጽባይ ክንብል እንከለና፡ ካብ ሃታ ሃታን ብስምዒት
ጭንቀትን ናጻ ዝዀነ ሕልና ክትሃንጽ ዝልዓለ ጥቕሚ ሓፋሽ ምውዓል፡ እናተገፋዕና፡ መፍቶ ዘዝመጸ ጸገማት ኢና እንኸውን። ተደፋፊእካ ናብ ትግባረ ምእታውን ምጥንቃቕ ማለት
ድሌትን ትምኒትን ሒዝካ ተበገስ። ሃብቲ ብዘይ - ንምዕባለ ህዝብን ሃገርን በጃ ምዃን፡ ስለ’ዚ እምበኣር፡ በበ’ቲ ዝወጠንናዮ መንገዲ ተጓዒዝና እዩ። እዚ፡ ኣብ ዕላማና ከይበጻሕና ንኸይንወድቕ
ቅሳነት ሓቀኛ ሃብቲ’ዩ ክበሃል ስለ ዘይክኣል ጐድኒ- - ድሕሪ ሞትካ ንዝኽሰት ጸገማት ብኣስተንትኖ ብምርጫናን ስጉምታትናን ክንሕጐስ እምበር፡ ይሕግዘና እዩ።
ጐድሊ ሃብቲ ቅሳነት ኣገዳሲ ነገር ምዃኑ ናፖልዮን ዘይምጭናቕ፡ በብዘጋጠመና ኣንፈት እናኸድና ኣብ ዘይተደልየ ጸገም 5. መፈጸምታ ዕላማ፡- እዚ ናይ መወዳእታ መስርሕ
ሂል ኣስሚሩሉ ሓሊፉ። ቅሳነት ማለት፦ - ንሕሉፍ ጌጋታትካ፡ ካብ ሕሉፍ ናይ ሓንጐልካ ክንወድቕ ኣይግባእን። እዚ ንኸይከውን ስጉምትታትና እዩ። ብመሰረት እቲ ኩሉ ዝወጠንናዮ መንገድታት፡
- ካብ ፍርህን ነብሰ-ምትሓትን ዝነቐለ ኣሉታዊ ሳጹን ምልጋስ (ምርሳዕ) ዘማእዝኑ ዕላማታት ክህልዉና ኣለዎም። ዕላማና ምትግባር ማለት እዩ። ኣብዚ ብዙሕ ከም
ኣተሓሳስባ ናጻ ምዃን፡ - ምስ ከባቢኻ፡ መሳርሕትኻ ዝህልወካ ዝምድና ዕላማ ወይ ሸቶ ኣብ ኣሰኣእላኡ ደኣ ይፈላለ ሓድሽ እነተኣታትዎ ምርጫታት’ኳ እንተዘየለ፡
- ካብ ባዕልኻ ትፈጥሮ ስጋውን መንፈሳውን ጎነጽ ርጉእን ጥዑይን ስድራቤታዊ ዝምድና ምምስራት፡ ይኸውን’ምበር፡ ነፍሲ-ወከፍ ዕላማ ንነዊሕ ምናልባት ምናልባት ምስ ሓድሽ ኩነታት ገለ ለውጥታት
ከምኡ’ውን ንምዕባለኻ ዝድርት ስጉምታት ናጻ - እንታይ ክትሰርሕ ከም ዘለካ ምሕሳብ’ምበር እውን ንሓዋሩ ዝቕጽል ሓጐስ ዘጣጥሕ እዩ። ሓጐስ ከጋጥሙ ይኽእሉ እዮም። ኣብዚ እምበኣር፡ ዕላማና
ምዃን፡ ብዛዕባ ዝመጽእ ሓሲብካ ዘይምህውታት፡ ንኽንረክብ እነማልኦም ነገራት ስለ ዝፈላለዩ፡ ዕላማታትና ንምውቃዕ - ክንተዓጻጸፍን ዓቕሊ ገይርና ኩነታት
- ካብቶም ሸውዓተ መሰረታውያን ዓይነት ፍርሕን - ዘይተጸበኻዮ ተርእዮ ኣብ ዝኽሰተሉ እዋን ዝተፈላለዩ ክዀኑ ይኽእሉ እዮም። እንተዀነ፡ ኩልና ብደቂቕ ክንዕዘብን የድልየና። ግዜና ብግቡእ
ሳዕቤናቱን - ፍርሒ ድኽነት፡ ፍርሒ ነቐፌታ፡ ፍርሒ ስሒቕካ ምሕላፍ፡ ተመሳሳሊ ሜላ ኣተገባብራ ዕላማ ክንጥቀም ንኽእል እናመሓደርና፡ ንዕላማና ዝዕንቅጹ መንገዲ እናጸረግና፡
እርጋን፡ ፍርሒ ሞት፡ ፍርሒ ምጉዳል ጥዕና፡ ፍርሒ - ንምርካብ ምሃብ ንዝብል ኣምር ምቕባል። እወ ኢና። ኣብ’ዚ፡ ክኢላታት ናይ’ዚ ዓውዲ ዕላማና ኣብ ህይወትና ብፍቕሪ ንምምራሕ ዝዓግተና ኩነታት ከቶ
ምስኣን ናጽነት፡ ፍርሒ ምጥፋእ ፍቕሪ ናጻ ምዃን፡ ቅሳነት ይወልድ! ምጭባጥ ክመርሑናን ከማእዝኑናን ዝኽእሉ ነጥብታት ክህሉ ኣይክእልን።
- ካብ ዝተለምደ ድኽመት ደቂ-ሰብ፡ ንገለ ነገር ቅሳነት መስተንክራዊ ሓይሊ ክሳብ ዝዀነ፡ ብዝዀነ ዘርዚሮሙልና ኣለዉ፦ ህይወት ብዘይ ክብርታት ባዶነት ዝዓብለላ እያ
ብዘይ ገለ ዓቕሚ ካብ ምቁማት ናጻ ምዃን፡ መንገዲ እንተ ደኣ ተግቢርናዮ ንዓወታትና ሓጋዚ 1. ኩነታት ምጽናዕ፡- እዚ ማለት፡ ምስ ዕላማታትና እትኸውን። እዚ ማለት፡ ኣብ ኩሉ ማሕበራውን
- ምውናን ሓጐስ ካብ ስራሕን ፍረ-ጻማኻን፡ እዩ። ምትእስሳር ኣለዎም ንዝበልናዮም ነገራት፡ ሓደ ብሓደ ፍቕራውን ህይወትና ብዙሓት ክብርታት ኣለዉ።
ምምርማር ማለት እዩ። እቲ መደብ ክሳብ ክንደይ ንኣብነት፡ ክብርታት ናይ ስራሕ፡ ናይ ባህሊ፡ ሃይማኖት፡
እዩ ከኽስበና - ምናልባት እውን ከይጐድኣና. . . ማሕበራዊ ኩነታትን ካልኦት ኣብ ውሽጢ’ቲ ሕብረተ-
ንምግማቱ ዝከኣል ጻዕርታት ምክያድ። “እዚ ጉዳይ’ዚ፡ ሰብ ከም ነውሪ ዝቑጸሩ ከም ምትላል፡ ስርቂ፡ ዓመጽ፡
ንህይወተይ ምሉእ ናብ ዝዀነ ሓጐስ ከብጽሓኒ ጥልመት ዝኣመሰሉ ነገራት ዕሽሽ ብምባል ክንፍጽሞም
ይኽእል እዩ” ኢልና ኣብ መደምደምታ ምስ በጻሕና ምስ እንርአ ምስቲ እንነብሮ ዘለና ሕብረተ-ሰብ
ጥራይ ኢና ከም ዕላማ እንሕዞ። ዘለና ጥቡቕ ርክብ ተበቲኹ ህይወትና ንምምራሕ
ንኣብነት፡ ሓደ ክምርዖ መደብ ዘለዎ ሰብ፡ ኣቐዲሙ ክንጽገምን ጽምዋ ክስምዓናን ግድን ይኸውን። ስለዚ፡
ከጽንዖም ዘለዎ ነጥብታት - ሓዳር እንታይ ማለት እዩ? ዕላማ ህይወትና ምስ ክብርታት ሕብረተ-ሰብና ምስ
ስለምንታይ መርዓ እመርጽ ኣለኹ? መጻምድተይ እነሰንዮ፡ ህይወት ዘለዎ ጸጋታት ናባና ከተውሕዞን
ንኽመርጽ ከመይ ዝኣመስሉ መምዘኒታት ክጥቀም ፈተውትና ኣብ ዕላማና ዘለዎም ክብርን ደገፍን ክህቡናን
ኣሎኒ? ንክንደይ ሚእታዊት ካብ መምዘኒታተይ ግዜ ኣይወስደሎምን። ‘ህይወት ብዕላማ እንተ ደኣ
ዘማልአት ሰብ እየ ክቕበል? ንሳኸ ብኣውራኡ ተሰንያ እያ ትማሙቕ’ ከም ዝተባህለ፡ ዕላማ’ውን ምስ
ንሕቶይ፡ ድሓር ድማ ንመምዘኒታተይ ትቕበሎ ድያ? ክብርታትና ብምስናይ ከነማሙቕ ንበገሰ። ክብርታትን
ብኸመይ አረጋግጽ?. . . ዝብሉን ካልኦትን ክዀኑ ዕላማታትን ህይወት ማዕረ-ማዕረ ብምስናይ ክንሰርሕ
ይኽእሉ። እንተጀሚርና ህይወትና ብሓጐስ ዝተመልአትን
2. ተኽእሎታት ሓደ ብሓደ ምፍላጥን ምምዝጋብን፡ ብልጽግትን ክትከውን ዝዓግታ ሓይሊ የለን።
- ሓደ ከም ዕላማ ዝሓዝናዮ ነገር፡ ኣብ መዓልቦኡ ክሳብ ምንጪ፡- book of device life
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ. 121 19 ጥሪ 2019 - ገጽ 7
ል
ቤተልሄም ታደሰ - እምነት ኣማኑኤ
Vacancy Announcement
ተኸሳሲ በዓል-ቤተይ ኣቶ ዮውሃንስ መሓሪ
ኣደም ኣሕመድ ኣድራሽኦም ስለዘይተፈልጠ፣ ብኣካል
ኣውዓሎም ካብ ኣብራኽ ክልቴና 1 ቆልዓ ወሊድና።
ወይ ብወኪሎም፡ ን14/2/19 ኣብ ላዕለዋይ ቤ/ፍ 2ይ
እንተኾነ ግን ተኸሳሲ ንልዕሊ 2 ዓመት ኣቢሉ
መጋባእያ ቁ.29 ይቕረቡ። እንተዘይቀሪቦም ጉዳዩ
ይኸውን ደሃይ ስለዘይብሉ ይጸውዓለይ ስለዝበላ፣
ንሶም ኣብዘየለውሉ ክረአ ምዃኑ ነፍልጥ። Orotta Hospital Private Service is looking for fulltime employee, who
ተኸሳሲ ብኣካል ወይ ብወኪሉ፡ ን9/2/19 ኣብ ቤ/ፍ
ይቕረብ። እንተዘይቀሪቡ ግዳዩ ናብ ዘመድ ሽማግለ fulfills the following requirements:-
ኣብ መንጎ ከሳስት ወ/ሮ ኤልሳ ግርማይ
ገብረስላሴ ወኪል ሳምራዊት ግርማይ ገብረስላሴን ተመሪሑ ኣብ ዘይውዓለሉ ግቡእ ውሳነ ክወሃቦ
ምዃኑ ነፍልጥ። 1. Store keeper
ተኸሰስቲ ወረ/ነፍ/ኣስመላሽ ገብራይ ተምንዎ
1.ዮናስ ኣስመላሽ ገብራይ +7 ዘሎ ናይ ሲቪል Position -------------------------------- Store keeper
ክርክር ጉዳይ መሰረት ብምግባር፡ ተኸሰስቲ 1.ዮናስ ዞባ ዓንሰባ Qualification ---------------------- Certificate in material management
ኣስመላሽ ገብራይ፡ 2. ኤፍሬም ኣስመላሽ ገብራይ፡ ከረን or Equivalent (Management,
3. ሊድያ ኣስመላሽ ገብራይ፡ 4. ቢንያም ኣስመላሽ
ገብራይ፡ 5.ሄለን ኣስመላሽ ገብራይ፡ 6. ጸጋ ኣስመላሽ ኣቶ ዓብደላ መሓመድኖር ሕመድ ምባል ተሪፉ፡ Economics & Accounting)
ገብራይ፡ 7. ናዝሬት ኣስመላሽ ገብራይ ኣድራሽኦም ዓብደላ መሓመድኖር መሓመድ ተባሂሉ ይተኣረመለይ Work Experience -------------- 2 years MinimumWorking
ስለዘይተፈልጠ፣ ብኣካል ወይ ብወኪሎም፡ ን7/2/19 ስለዝበሉ፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ን10/2/19 ኣብ ቤ/ፍ experience in store keeping is
ኣብ ላዕለዋይ ቤ/ፍ 2ይ መጋባእያ ቁ.29 ይቕረቡ። ይቕረብ።
እንተዘይቀሪቦም ጉዳይ ንሳቶም ኣብ ዘየለዋሉ ክረአ
advantageous.
ምዃኑ የፍልጥ። ዞባ ደቡብ Number ---------------------- One
ወ/ሮ ኤደን ተስፋይ፡ ስም ኣደይ ኣስመረት መንደፈራ 2. Clerk
ዑቕቡ ኢናበ ምባል ተሪፋ፡ ኣስመረት ዑቕበ ኢናበ ወ/ት ለተብርሃን ተፈሪ ምባል ተሪፋ፡ ልዋም ተፈሪ
ተባሂሉ ይተኣረመለይ ስለዝበለት፣ ዝቃወም እንተሎ፡ Position --------------------------------------- Clerk
ተባሂሉ ይተኣረመለይ ስለዝበለት፣ ዝቃወም እንተሎ፡
ን13/2/19 ኣብ 1ይ ቤ/ፍ 7ይ መጋባእያ ቁ.44 ን14/2/19 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። Qualification -------------------------------- 12th Grade complete
ይቕረብ። Number -------------------------------------- Three
ኣብ መንጎ ከሳሲ ኣቶ ኢታሎ ቫሳሎ ሮበርቶን ኮማዊ ቤት ፍርዲ N.B
ተኸሳሲ ኣቶ ተስፋይ ኣረፈ ኣርኣያን ናይ ገንዘብ ሓውሲ 1. Interested applicants who fulfill the above requirements
ክርክር ተላዒሉ ስለዘሎ፡ ተኸሳሲ ኣቶ ተስፋይ ኣረፈ
ኣርኣያ ብኣካል ወይ ብሕጋዊ ወኪል፡ ን12/2/19
ከተማ ጋዴን could submit an application attached with their C.V and
ኣብ 1ይ ቤ/ፍ 5ይ ሲቪል መጋባእያ ቁ.39 ይቕረብ። ኣቶ ዓወት ዮሴፍ ወልዱ፡ ኣደይ ኣብርሀት ምሳዝጊ credentials to the administration office of Rora private
ምስ ዘይትቀርብ ግን ጉዳይ ኣብዘይቀረብካሉ ተራእዩ ዘርኣሃንስ ስለዝሞተት፡ ኣነ ምስ 2 ኣሕዋተይ ኣብ health service.
ሓደ ውሳነ ክረክብ ምዃኑ ነፍልጥ። ዝንቀሳቐስ ይኹን ዘይንቀሳቐስ ንብረት፡ ወረስቲ 2. Payment will be as per the scale of the private health
ምዃንና ይረጋገጸልና ስለዝበሉ፣ ዝቃወም እንተሎ፡
ወ/ሮ ኣብርሀት ኢሳቕ፡ ተጸዋዒት ወ/ሮ ለተብርሃን service.
ን16/2/19 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ።
መሓሪ ንጹር ኣድራሽኣ ስለዘይብለይ ትጸውዓለይ 3. Applicants should complete national service or should
ስለዝበላ፣ ተጸዋዒት ብኣካል ወይ ብሕጋዊ ወኪል፡
ን13/2/2019 ኣብ 1ይ ቤ/ፍ 7ይ መጋባእያ ቁ.44 ኮማዊ ቤት ፍርዲ submit document of exemption.
ትቕረብ። እንተዘይቀሪባ ግን ኣብ ዘየላትሉ መስርሕ ባጽዕ 4. This announcement is invalid after 10 working days from
ፍርዲ ክቕጽልን ክውስንን ምዃኑ የፍልጥ።
ምምሕዳር 02 date of publishing in the local newspapers.
ኮማዊ ቤት ፍርዲ Address:- Rora Private Health Service P.L.C
ሕጋዊ ወኪል ኣሕመድ መሓመድ ስዒድ ወራሲ
ገዛ ባንዳ ነፍ/ኣሕመድ ሓምድ ረዳእ፡ ኣብ ከተማ ባጽዕ Zoba:- Makel
ብኣላምብራ ዝፍለጥ ትካል፡ ንተኣምራት ሓድጉ Sub Zoba:- Xexrat near Kuduse Mekael Church
ወ/ሮ ቅዱሳን ኣስፋሃ ወልዱ፡ ወደይ ሙሴ
ዘርኣይ ስለዝተሰውአ፡ ኣነ ጥራይ ወራሲት ምዃነይ
ንግዳዊ ንጥፈት ከካይደሉ ኣካርየዮ። ካብ 2017 Tel:- 111539/ 083734 42
ክሳብ 2019 ዓ/ም ክሰርሓሉ ጸኒሑ። ሕጂ ግን ትካል
ይረጋገጸለይ ስለዝበላ፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ን15/2/19
ተዓጽዩ ኣድራሽኡ’ውን ስለዝጠፍኣኒ ይተኣወጀለይ
ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ።
ስለዝበለ፣ ብኣካል ወይ ብሕጋዊ ወኪሉ፡ ን15/2/19
ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። እንተዘይቀሪቡ ክሶም ኣብ
ሓራጅ
ኮማዊ ቤት ዘይተረኽበሉ ክረአ ምዃኑ ነፍልጥ። ኣብ መንጎ ብፍ/በ/መሰል ወረ/ነፍ/ሃብተማርያም ይኩኖኣምላኽን ብፍ/በ/ዕዳ ወ/ሮ
ፍርዲ ኣበባ ተፈሪ +6 ዝነበረ ናይ ሲቪል ክርክር፡ ኣብ 1ይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእከል ገዛ
በረቐጸሓይ ይመስገን በርሀ፡ ኣደይ ተመስገን መርሻ
ኣርባዕተ ኣስመራ ልብሱ ስለዝሞተት፡ ኣነ ምስ 2 ኣሕዋተይ ወረስቲ ብሓራጅ ተሸይጡ ንወረስቲ በብጽሒቶም ክወስዱ ስለ ዝኣዘዘ፡ እዚ ብስም ኣቶ
ወ/ሮ ያለም ንጉሰ ቦኽረ፡ በዓል-ቤተይ ኣቶ ምዃንና ይረጋገጸልና ስለዝበለ፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ሃብተማርያም ይኩኖኣምላኽ ደብረጼን ዝተመዝገበ ገዛ፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ
መንግስትኣብ በራኺ ጊላዝጊ ስለዝሞተ፡ ንዓይ ናይ ን8/2/19 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። ቀሓውታ ጎደና 711-6 ዞባ 04 ቁ/ሎታ 30 ፓርሰል C ዝርከብ ተራ ገዛ (ሰርቪስ)፡
መጻምዲ መሰለይ ይተሓለወለይ፡ 1 ወድና ድማ ኣብ 117 ት.ሜ ዝተደኮነ ኮይኑ፡ ሓሙሽተ ቀንዲ ክፍልታትን ክልተ ተሓጋገዝትን
ወራሲ ምዃኑ ይረጋገጸሉ ስለዝበላ፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ቤት ፍርዲ ዝሓዘ ኮይኑ፡ ብክኢላ መበገሲ ዋጋ 142,631.78 (ሓደ ሚእትን ኣርብዓን ክልተን
ን14/2/19 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። ሸሪዓ ዓሰብ ሽሕን ሽዱሽተ ሚእትንን ሳላሳን ሓደን 78%) ናቕፋ ተገሚቱ። ስለዚ ኣብ’ዚ
ኮማዊ ቤት ወ/ሮ ሰላማዊት ሱሌማን እድሪስ፡ ኣደይ ዘውዲ ዝተጠቕሰ ገዛ ዝግበር ሓራጅ ክሳተፍ ዝደሊ ናይቲ መወዳደሪ ዝረቑሖ መጠን
ፍርዲ ታደሰ ስለዝሞተት፡ ኣነ ጥራይ ወራሲት ምዃነይ
ይረጋገጸለይ ስለዝበላ፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ን29/1/19
ገንዘብ ብቑጽሪን ብኣሃዝን ብምጽሓፍ ብዕሹግ ሰታሪት ኣዳልዩ ቅድሚ ዕለት ሓራጅ
ዘሎ 5 ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቁ.62 ኣብ ዝተዳለወ ሳጹን
ዓዲ ኣቤቶ ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ።
የእቱ። ኣብ ዕለት ሓራጅ ድማ ¼ ናይቲ ዝተዋህበ ግምት ብኣካል ወይ ብሕጋዊ
ወ/ት ሓረገወይኒ ተኽለኣብ ገብረስላሴ፡ ወለደይ ወኪሉ ብስሙ ዝተመዝገበ ናይ ባንክ ቡክ ወይ ድማ ብስም ፈጻሚ ፍርዲ ሲ.ፒ.ኦ
ተኽለኣብ ገብረስላሴ ወልደኣብን ትበርህ ተኽለ ኮማዊ ቤት ፍርዲ (C.P.O) ኣስሪሑ ብምቕራብ ክወዳደር ይኽእል።
ገብረክርስቶስን ስለዝሞቱ፡ ኣነ ምስ 7 ኣሕዋተይ
ወረስቲ ምዃንና ይረጋገጸልና ስለዝበለት፣ ዝቃወም
ባረንቱ ዞባ ፍትሒ
ዕለት ሓራጅ፦ 22/02/2019
እንተሎ፡ ን31/1/19 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። ከሳሲት ወ/ሮ ሶፍያ መሓመድ መሓመድ ሰዓት ሓራጅ፦ 3፡00 - 4፡00 ድ/ቀ
ተኸሳሲ ኣቶ ኢብራሂም መሓመድ ማሕሙድ ኣብ
ኮማዊ ቤት ፍርዲ ቦታ ሓራጅ፦ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣስመራ ቁ.27
ልዕሊ ክሱስ ዝመስረትኩዎ ክሲ መልሲ ከይሃበ
ጸሎት ንወጻኢ ሃገር ስለዝኸደ፡ ጉዳየይ ደው ስለዝበለት፡
ክሱስ ተጸዊዑ ብኣካል ወይ ድማ ብሕጋዊ ወኪሉ
ተወሳኺ ሓበሬታ ዝደሊ፡ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቁ/65 ኣብ ናይ ስራሕ
ሰዓታት ቀሪቡ ይውከስ። ነዚ ሓራጅ ዝቃወም እንተሎ፡ ካብ ዝምልከቶ ቤት ፍርዲ
ወ/ሮ ትካቦ እልፈ ሓድጉ፡ በዓል-ቤተይ ሃብትኪኤል ክቐርብ። እንተዘይቀሪቡ ንሱ ኣብዘየለወሉ ጉዳየይ
ዘርአ ገብረመድህን ስለዝሞተ፡ ኣነ ምስ 7 ደቅና ተራእዩ መዕለቢ ውሳነ ክወሃበለይ ስለዝበላ፣ ተኸሳሲ
መአገዲ የቕርብ። መአገዲ እንተዘይኣምጺኡ ሓራጅ ኣየቋርጽን።
ወረስቲ ምዃንና ይረጋገጸልና ስለዝበላ፣ ዝቃወም ብኣካል ወይ ብመንገዲ ወኪል፡ ን11/2/19 ኣብ ቤ/ፍ ቤ/ጽ ዋ/ፈ/ፍርዲ
እንተሎ፡ ን19/2/19 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። ይቕረብ።
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ. 121 19 ጥሪ 2019 - ገጽ 11
ሓበሬታ ምልክታ
ቤት ጽሕፈት ነጋድያን ኢየሩሳሌም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፡ ኣብ 2011 ዓ.ም.ግእዝ (2019 ዓ.ም.ፈ) 1.ስዕዲ ዓጣ ዑቕባከድር 2. ኑርያ
በዓለ ፋሲካ ናብ ኢየሩሳሌም ክትነግዱ ትደልዩ ምእመናን ካብ ዕለት 17 ክሳብ ዕለት 23 ጥሪ 2019 ዓ.ም.ፈረንጂ፡ ንሓደ
ሰሙን ምዝገባ ከካይድ ስለ ዝኾነ፡ ብኣካል ፓስፖርትኹም ሒዝኩም ብምቕራብ ክትምዝገቡን ዘድሊ ቅጥዒ ክትመልኡን
ማሕፍዝ ዓብዱራሕማን ዝተብሃልና፡ ኣብ ዞባ
ከምእትኽእሉ ንሕብር። ማእከል ን/ዞባ ኣኽርያ ዝርከብ፡ ብምስክር
ቦታ ምዝገባ፦
ምዝገባ ዋነንት ዘይንቀሳቐስ ንብረት
ብቁጽሪ ብረት 1BRASM002249/0
1. ነባርነትኩም ኣብ ኣስመራ ዝኾንኩም፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ሃገረ ስብከት ኣስመራ።
2. ነባርነትኩም ኣብ ዞባ ማእከል ዝኾንኩም፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት መንበረ ጵጵስና ማእከል።
ብስምና ብስም ኣመልከቲ ዝተመዝገበ፡
3. ነባርነትኩም ኣብ ሃገረ ስብከት ደቡብ ዓዲ ቐይሕ ዝኾንኩም፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት መንበረ ጵጵስና ከተማ ዓዲ ቐይሕ። ናይ ዋንነት መረጋገጺ ሰነድ ኦርጅናል
4. ነባርነትኩም ኣብ ሃገረ ስብከት ደቡብ መንደፈራ ዝኾንኩም፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት መንበረ ጵጵስና ከተማ መንደፈራ። ስለ ዝጠፍኣና፣ ብዕዳ ሒዘዮ ወይ ረኺበዮ
5. ነባርነትኩም ኣብ ሃገረ ስብከት ድባርዋ ዝኾንኩም፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት መንበረ ጵጵስና ከተማ ድባርዋ። ዝብል እንተሎ፡ ብቁጽሪ ቴሌ 162143
6. ነባርነትኩም ኣብ ዞባ ዓንሰባ ዝኾንኩም፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት መንበረ ጵጵስና ከተማ ከረን። ወይ 07222377 ደዊልኩም ክትሕብሩና፡
7. ነባርነትኩም ኣብ ዞባ ጋሽ ባርኻ ዝኾንኩም፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት መንበረ ጵጵስና ከተማ ባረንቱ።
8. ነባርነትኩም ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝኾንኩም፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት መንበረ ጵጵስና ከተማ ባጽዕ።
፡ እንተዘይኮይኑ ግን መተካእታ ክንሓትት
9. ነባርነትኩም ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝኾንኩም፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት መንበረ ጵጵስና ከተማ ዓሰብ። ምዃንና ንሕብር።
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ 1. ስዕዲ ዓጣ ዑቕባከድር
ቤት ጽሕፈት ነጋድያን ኢየሩሳሌም 2. ኑርያ ማሕፍዝ ዓብዱራሕማን
Language Requirement: Good communication skills in English and ወ/ሮ ኣኽበረት ሃብተማርያም ሞሳዝጊ ዝተፈቕደለን ናይ መሸጥን መጸገንን ናይ
ኤለክትሪክ ኣቁሑት ንግዳዊ ትካለን፡ “ሹም-ባሕሪ መሸጥን መጸገንን ናይ ኤለክትሪክ
Tigrinya language.
ኣቑሑት” (SHUM-BAHRI RETAIL & REPAIR ELECTRICAL ITEMS)
All candidates should provide certificate of completion or exemption ተባሂሉ ክስየመለን ስለ ዝሓተታ፡ እዚ ናይ ንግዲ ስም ቅድሚ ምምዝጋብና ዝቃወም ኣካል
from national service. Interested applicant is invited to mail of the እንተሎ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ካብ ሕጋዊ ቤት ፍርዲ መኣገዲ የቕርብ። እንተዘይኮይኑ
ዝቃወም ኣካል ከምዘየለ ተቖጺሩ እዚ ናይ ንግዲ ስም ከምንምዝግቦ ነፍልጥ።
application to the following addresses
Huakan 514 Drilling Company (Eritrea) SA Building 402 Tel 110010 ክፍሊ ውሽጣዊ ንግዲ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ. 121 19 ጥሪ 2019 - ገጽ 12