Professional Documents
Culture Documents
Haddas Ertra 15112018
Haddas Ertra 15112018
Haddas Ertra 15112018
00 ናቕፋ
ገጽ 3 ገጽ 4 ገጽ 6 ገጽ 7 ገጽ 9
“ካርታ ዓለም ዓሳታት ደሃይ ሕትመት ፋሽን፡ በየናይ ምድላዋት ዋንጫ
ቅኑዕ ኣይኰነን” ዕምበባታት ባሕሪ ሸነኹ ንርእዮ? ኣፍሪቃ . . .
ሚኒስትሪ ዜና ቺነማ ካፒቶል ተረስተለ ባሕቲ መስከረም
ደም ባንክ
ካቴድራል
ጎደና ሓርነት
ሽዳ
ቤ/ት ቀይሕ ባሕሪ ባር ቶሪኖ
ማይጭሆት
መናሃርያ
ጋዜጣዊ መግለጺ
ሃይለ ዳኒኤል
ጸጋታት ባሕሪ
መኮነን ሺሻይ
ንሓጺር ርሕቀት ብፍጥነት ሓንቢሶም
ብቕጽበት ኣንፈቶም ንኽቕይሩ የኽእሎም። ዓሳታት ዕምበባታት ባሕሪ
ኣድማስ ኣብ ቀጻሊ ዲናሚካዊ ለውጢ ብኣንጻሩ ኣብ ማእከላይ ክፉት ክፋል ናይ
ዝርከብ እቲ እንኮ ዝዓበየ ስርዓት እዩ። ኣብ ቀጸላ ባሕሪ ዝነበሩ ዓሳታት ቅርጸ-ውሕዘት ኣትክልቲ መግቦም ባዕላቶም ብምድላው
ኣድማስ ዘለዉ ኩሎም ስርዓታት እዚ ሕጂ ወይ ኤሮዲናሚካዊ ቅርጺን ‘ማዕጺድ’ መሰል መሰረታውያን ኣፍረይቲ (primary
ሒዞምዎ ዘለዉ መልክዕ ውጽኢት መስርሕ ናይ ጭራ ክንፊን ኣሎዎም። እዚ ከምዚ producer) ባሕሪ እዮም። ብዘይ ህላወ ኣልጌ
ናይ ኣዝዩ ነዊሕ እዋናት’ዩ። ኣዝያ ንእሽቶ ዓይነት ቅርጺ ንኣብዚ መኸልከሊ ዘይብሉ ኩሎም ዓሳታት ዕንበባታት ባሕሪ ክነብሩ
ኣካል ኣድማስ ዝኾነት ደቂ-ሰባት ዝነብሩላ ቦታ ዝነብሩ ከም እንበዓል ቱና ዘኣመሰሉ ኣይምኸኣሉን። መብዛሕቲኦም ዓሳታት
ፕላኔት ኣብ ከርሳ ዝተፈላለዩ ስርዓተ- ዓይነት ዓሳታት ንቕድሚት ብልዑል ዕንበባታት ባሕሪ መርዛማት’ዮም። ገለ
ኣከባቢ(Ecosystem) ሓቚፋ ትርከብ። ፍጥነት ንኽሕንብሱ የኽእሎም። ምስ ማይ ዓሳታት ከም በዓል ‘ላዮን ፊሽ’ በቲ ኣሻዅን
ከምቲ ኣብ መሬት ዝተፈላለዩ ስርዓተ-ኣከባቢ ባሕሪ ክህሉ ንዝኽእል ፍሕፈሐ ንምጉዳልን መርዛምን ኣካሎም ወጊኦም ንጸላእቶም
ዘለዉ ኣብ ውሽጢ ባሕሪ’ውን ከምኡ እዩ። ኣድማዓነት ፍጥነት ምሕንባስ ንምውሳኽን መሪዞም ክቐትሉ ክኽእሉ እንከለዉ ከም
ዕንበባታት ሪፍ (Coral Reef) ወይ ‘ዱር ቆርበት’ዞም ኣብዚ ክፋል ዝነብሩ ዓሳታት በዓል ‘ስፖትድ ትራንክ ፊሽን’ ‘ሞራይ
ዝናም ባሕሪ’ (rainforest of the sea) ለማጽን ቅርፊት-ኣልቦን እዩ። ኢልን’ ድማ ስግኦም ‘ሲጋቱራ’ ዝበሃል
ብዝብል መጸውዒ ዝፍለጥ ሓደ ካብቶም እቲ ካልእ ዓይነት ናይ ምንባር ሜላ መራዚ ባእታ ዘማዕብል ብምዃኑ ምስ
ውሩያት ስርዓተ-ኣከባቢ ባሕሪ ኮይኑ ትሕቲ ዓሳታት ዕንበባታት ባሕሪ፣ ህላወ ዝተፈላለዩ ዝብልዑ ግዳያቶም መሪዞም ክቐትሉ
ሓደ ሚእታዊት ስፍሓት ናይ ጠቕላላ ማረኽቲ ሕብርታት’ዩ። ዕንበባታት ባሕሪ ይኽእሉ። ብመጅሓፍ ተጋሒጦም ዝወጹ ዕንበባታት ባሕርን ሰፍነግን
ማያዊ ዓለም ይሕዝ። እንተኾነ ሰፈራ ናይ ኣዝዮም ዘደንቑ ዝተፈላለዩ ሰሓብቲ ስርዓተ-ከባቢ ዕንበባታት ባሕሪ ኣብ
25 ካብ ሚእቲ ዝተፈላለዩ ፍጡራት ባሕሪ ሕብርታት ኣሎዎም። መብዛሕቲኦም ኣብዚ ቱሪዝም፣ ፍርያት እቶት ዓሳን ኣብ
ብምዃኑ ብተመራመርቲ ስነ-ህይወት ባሕሪ ኣከባቢ ዝነብሩ ዓሳታት ምስ ዕንበባታት ምክልኻል ገማግም ደሴታት ካብ ማዕበል
ፍሉይ ጠመተ ይወሃቦ። ባሕሪ ዝመሳሰል ሕብሪ ቆርበት ይውንኑ። ባሕሪን ዕዙዝ ተራ ይጻወት። ዓመታዊ
እዚ ስርዓተ-ኣከባቢ ብእኽብካብ ተረፍ ናይ እዚ ከምዚ ዓይነት ህላወ ዝተፈላለየ ሕብሪ ሽድሽተ ሚልዮን ቶን ዝተፈላለዩ ዓሳታት
ዝተፈላለዩ ‘ካልሼም ካርቦኔት’ ዘመንጭዉ ዓሳታት ዕንበባታት ባሕሪ፣ ብሃንደበት ካብ ዕንበባታት ሪፍ ተገፊፎም ይወጹ።
እንስሳታትን ኣትክልቲን ድሕሪ ሚልዮናት ዝመጸ ዘይኮነ ሚልዮናት ዓመታት ዝወሰደ ደሓን ዝኾነ ምሕደራ እንተ ተገይሩ ካብ
ዓመታት ዝተመስረቱ ኮይኖም መብዛሕቲኡ ብመስርሕ ፍልቀት ዝሓለፈ’ዩ። ዘገምታዊ ሓደ ኪ.ሜ ትርብዒት ስፍሓት ዕንበባታት
እዋን ኣብ ምዉቕ ትሮፒካዊ ዝርከቡ እኳ ግን ከኣ ኣዝዩ ዓቢ ለውጢ። ሪፍ ኣብ ዓመት ክሳዕ 15 ቶን ዝተፈላለዩ
እንተኾኑ ኣብ ውሑድ ኣጋጣሚታት’ውን እዞም እንስሳታት ሕብራዊ ቆርበት ዓሳታት ክርከብ ይከኣል። ኣብ ደቡባዊ
ኣብ ሓውሲ ትሮፒካዊ ማያት’ውን ይርከቡ ዘሎዎም ብምዃኖም ምስ ኣከባቢኦም ምብራቕ ኤሽያ ካብ ዝርከብ ዕንበባታት
እዮም። እዚ ስርዓተ-ኣከባቢ ካብ ዝኾነ ማያት ብምምስሳል፣ ካብ መጥቃዕቲ ጸላእቶም ሪፍ ተገፊፎም ናይ ዝሽየጡ ዓሳታት
ዓለም ይኹን መሬት ዘለዉ ስርዓተ-ኣከባቢ ከድሕኖም ይኽእል። ከምኡ’ውን ምስ ጥራይ ዓመታዊ ኣስታት 2.4 ቢልዮን
ዝለዓለ ሂወታውያን ብዙሕነት ማለት ኣከባቢኦም ተመሳሲሎም ድብያ ብምግባር ዶላር ይርከቦም። ዓለማዊ ቁጠባ ብሓርፋፍ
ካብ 6000 – 8000 ዝተፈላለዩ ዓሌታት ንግዳያቶም ኣዘንጊዖም ንኸጥቅዑ ገምጋም ዋጋ ዕንበባታት ባሕሪ ምስ ቱሪዝም ዓሳታት ዕንበባታት ሪፍ ኤርትራ
ዝሓዘ’ዩ። ነፍሲ-ወከፍ ኣብዚ ኣከባቢ ዝነብር የኽእሎም። ኣብ ገለ ዓሳታት’ውን ህላወ ብምትሕሓዝ ዓመታዊ ካብ 29.8 - 375
ዓሌት ዓሳ ይኹን ካልእ ፍጡር ባሕሪ ካብ ሕብራዊ ቆርበት፣ ሰማሚ ስጋ ከም ዝውንኑ ቢልዮን ዶላር ከም ዝኾነ ይንገር።
ናይ ካልኦት ፍልይ ዝበለ ናይ ገዛእ ርእሱ ንሃደንቶም መጠንቀቕታ መውሃቢ’ዩ። ቀይሕ ባሕሪ ምስ ካልኦት ማያዊ
ናይ ምንባር ስትራተጂ ኣሎዎ። ብኸምዚ ድማ ዝኾነ ሃዳኒ ንሕብሪ ዘሎዎ ዓለም ዘለዉ ዕንበባታት ባሕሪ ክወዳደር
ዛጊት ኣብ መላእ ዓለም ክልተ ቀንዲ ዓሳ ብድፍረት ሃዲኑ ክምገቦ ኣይክእልን። እንከሎ ብዓይነት ፍልይ ዝበለን ዝበለጸን
ዓበይቲ ዞባታት ዕንበባታት ሪፍ ተለልዮም ገለ ገለ ዓሳታት’ውን ሕብሪ ቆርበቶም ዕንበባታት ከም ዝውንን ይፍለጥ። ኣብ
ኣለዉ። እቲ ቀዳማይ ዞባ ብኢንዶ-ፓስፊክ ብምቅይያር ንመጻምድቶም ንርክብ ቅሩባት ገማግምን ደሴታትን ኤርትራ ዛጊት
ዝፍለጥ ኮይኑ ንሰለማዊ ውቅያኖስ፣ ህንዳዊ ከምዘለዉ ዝሕብሩሉ ሜላ ይኸውን። ኣስታት 301ዓሌታት ዕንበባታት ባሕሪን
ውቅያኖስን ቀይሕ ባሕርን ዘጠቓለለ ዓሳታት ዕንበባታት ባሕሪ ኣብ መስርሕ ስፖንጅን ተለልዮም ከምዘለዉ ይእመን።
ክኸውን እንከሎ እቲ ካልኣይ ድማ ፍልቀት ዝተፈላለዩ ኣገባብ ኣመጋግባ መብዛሕቲኣን ደሴታት ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ
ብትሮፒካዊ ምዕራብ ኣትላንቲክ ወይ ኣማዕቢሎም እዮም። ዝውንንዎ ቅርጺ ድንቂ ዝኾነ ጌና ዘይተበከለ ዕንበባታት ሪፍን
‘ማእከል’ ካሪብያን ይፍለጥ። ነፍሲ ወከፍ ኣፍ፣ መንጋጋን ኣስናን ንዝምገብዎ መግቢ ዝተፈላለዩ ፍጥረታት ባሕሪን ስለዘሎዎ
ዞባ ናይ ገዛእ ርእሱ ፍልይ ዝበለ ህይወታዊ ብኣድማዕነት ንኽውሰድ ከም ዝጥዕም ኣብአን ዳይቭ (ጥልቃ) እንተገይርካ ንሓዋሩ ጥልቃ ኣብ ዕንበባታት ሪፍ ደሴት ኤርትራ
ብዙሕነት ዘለዎ’ኳ እንተኾነ ዞባ ኢንዶ- ኮይኑ’ዩ ማዕቢሉ። ንኣብነት ‘ባተር ፍላይ’ ዘይርሳዕ ጦብላሕታ ይገድፈልካ። ኣብ ከም
ፓስፊክ እቲ ዝበዝሐ ህይወታዊ ብዙሕነት ዝተባህሉ ዓይነታት ዓሳ ንደቀቕቲ ውልዶ በዓል ደሴ፡ ማዶት፡ ናኹራ፡ ኩንዱቡል፡
(4,000-5,000) ዝረኣየሉ ቦታ’ዩ። ኮራል ወይ ዕንበባታት ባሕሪ ንምልቃም ዱርገላ፡ ዳህላክ፡ ሙጀዲሕ እትገብሮ ጥልቃ
ፍጡራት ንኹነታት ኣከባቢኦም ዘኽእሎም ውጥም ዝበለ ኣፍን ደቀቕቲ ኣብ ትሕቲ ማያዊ ገነት ከምዛኣተኻ’ዩ።
ተላሚዶም፣ ህላውነቶም ዘረጋግጹሉ ኣስናንን ኣሎዎም። ‘ፓሮት ፊሽ’ ዝተባህሉ ኩለን’ዘን ደሴታት ባህርያዊ ዘብለጭልጭ
ንዘመናት ዘማዕበልዎ ረቀቕቲ ናይ ዓይነታት ዓሳ ኣብ ልዕሊ ዕንበባታ ሪፍ ኣዝዩ ንጹህን ሑጻ ዘማዕረጎን’ዩ ገማግመን።
ምንባር ሜላታት ኣሎዎም። ኣብዚ ስርዓተ- ንዝበቘሉ ኣልጌ (ንኣሽቱ ተኽሊ ባሕሪ) ንምሕንባስን ማያዊ ስፖርትን ድማ
ኣከባቢ ዝነብሩ ዓሳታት ዝተፈላለዩ ቅርጽን ንምፍሓቝ ዘኽእሎም ከም ናይ ሕንጻይ ምቹኣት’የን። ስለዚ ኣብ መጻኢ፡ ኤርትራ
ሕብርን ዝውንኑ ንኽትርእዮም ኣዝዮም መትኮብ መሰል ኣፍን ከም ናይ ሰብ ናይ ናይ ኢንዱስትራዊ ጽላት ቱሪዝም ተረባሒት
ማረኽቲ’ዮም። እንተኾነ ህላወ ከምዚኣቶም ላዕልን ታሕትን ስሩዓት ኣስናን ይውንኑ። ከም እትኸውን እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ንትኹል ዝተጠቅዐ ቅርጺ (ጸጋማይ) ብመንጽር ኤሮዲናሚካዊ ቅርጺን
ዓይነታት ፍልልይ ናይ ቅርጽታትን ከም በዓል ስናፐር ዝኣመሰሉ ዓይነት ዓሳ ጸጋታት ህያው ምስክራት’ዮም። እዞም
ሕብርታትን ዓሳታት፣ እዞም ፍጡራት ዕንበባ ባሕሪ፣ ሓፈሻዊ በላዕቲ ስጋ ኮይኖም፣ ዕቑር ጸጋታት ቱሪዝም ባሕሪን ካልኦትን ወዘተ ዘኣመሰሉ ረቛሒታት ዕንበባታት ሪፍ ክሊማ ዓለምን፡ ኣብ 2030 ዳርጋ 90%
ካብ ጸላእቶም ንምክልኻልን ንግዳያቶም ንቡር መንጋጋን ልሙድ ኣቃውማ ኣፍን ኣብ መጻኢ ብግቡእ እንተ ተመሓዲሩን ዓለም ሓደጋ ምጽናት ኣንጸላልይዎ ከምዘሎ ከምኡ’ውን ኣብ 2050 ድማ ዳርጋ ኩሎም
ንምጥቃዕን ክብሉ ኣብ ነዊሕ እዋናት ኣሎዎም። ስናፐር ዝበዝሐ ግዜ ነኣሽቱ ተመዝሚዙን፡ ኣብ ምፍጣር ዕድላት ተመራመርቲ ስነ-ህይወት ባሕሪ ወትሩ ዕንበባታት ሪፍ ዓለም ኣብ ሓደጋ ከም
ዘማዕበልዎ ሜላ’ዩ። መብዛሕቲኦም ኣብ ዓሳታትን ዘይዓጻማት እንስሳታት ባሕሪን ስራሕን መንግስታዊን ብሕታውን ትካላት፡ ምሕጽንታ ምስ ኣቕረቡ’ዮም። ህሉው ዝወድቁ ተመራመርቲ ይንበዩ። ዕንበባታት
ዕንበባታት ሪፍ ዝነብሩ ዓሳታት ቅርጺ ይምገቡ። ብኣንጻሩ ዓበይቲ ዕስለ ዓሳ ከም ምዕባይ ንጥፈታት ማሕበራዊ ኣገልግሎታት፡ ኩነታት ዕንበባታት ሪፍ ዓለም ምስ እንዕዘብ ሪፍ ቀይሕ ባሕሪ ብተዛማዲ ክረአ እንከሎ
ኣብ ዝሓሸ ኩነታት ኣሎ ኢልካ ክዝረብ
ኣካላቶም ንትኹል ዝተጠቀዐ ጸፊሕን ‘ሰርጅዮን ፊሽ’ ዝተወሰነ ዓይነት መግቢ ኣብ ምሕዋይን ምድንፋዕ ቁጠባ ሃገርን ዳርጋ 10% ድሮ መይቶም፣ 60% ኣብ ይከኣል። ኣውስትራልያዊ ውሩይ ተመራማሪ
ደምዳም ናይ ጭራ ክንፊን ኣሎዎም። ማለት ዕድሚኦም ምሉእ ኣብቲ ከባቢኦም ኣብምርግጋጽ ውሕስነት መግብን ክህልዎ ሓደጋ ምጽናት ከም ዘለዉ መጽናዕትታት ዕንበባታት ባሕሪ ቨሮን፡ ብዛዕባ ዕንበባታት ሪፍ
ከምኡ’ውን ፍጥነት ምሕንባስ ንምቁጽጻር ዝርከብ ዕንበባታት ሪፍ እናዛወኑ ደቀቕቲ ዝኽእል ኣበርክቶ ቀሊል ኣይኮነን። ይሕብሩ። ብሰንኪ ሕሉፍ ምትእትታው ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ሓፈሻዊ ትዕዝብቱ
ዘኽእሎም ቅርፊት (scale) ዝመልኦ ቆርበት ኣንሳፈፍቲ ‘ዙፕላንክተን’ ዝበሃሉ እንስሳታት ኣብዚ እዋን ብሰንኪ ምውሳኽ ዋዒ ደቂ-ሰባት፡ ደቡባዊ ምብራቕ ኤሽያ ሕልፊ ክገልጽ እንከሎ፡ ‘ዕንበባታት ሪፍ ኤርትራ
ይውንኑ። ይምገቡ። ገለ ዓሳታት ከም በዓል ፓሮት ዓለም፡ ዘይቅርዑይ ምሕደራን ምዝመዛን፡ ኩሎም ቦታታት 95% ዕንበባታት ሪፍ ኣብ ብተዛማዲ ኣብ ዝሓሸ ኩነታት ከምዘሎ
ዕንበባታት ሪፍ መሽጎራጉርን ነቐዓትን ፊሽን ራቢት ፊሽን በላዕቲ ሳዕሪ ብምዃኖም ብከላ ማይ ባሕሪ፡ ዕደና ዕንበባታት ባሕሪ፡ ሓደጋ ከምዘሎ ይፍለጥ። ብሰንኪ ጠገለ እንተኾነ እቲ ዝለዓለ ክጻወሮ ዝኽእል ጥርዚ
ዝበዝሖ መቓምጦታት ብምዃኑ፣ ህላወ ኣብ ልዕሊ ዝሞቱ ኮራል ንዝበቘሉ ንኣሽቱን ምውሳኽ ምጸት ማይ ባሕሪ (acidification) ዘይብሉ ንጥፈታት ደቂ-ሰባትን ምቅይያር ሙቐት ከም ዝበጽሐ ይሕብር።’
ከምዚ ዓይነት ቅርጺ ኣካልን ኣብዚ ከባቢ ዓበይትን ኣልጌ እናፈሓቑ ይዕንገሉ።
ዝነብሩ ዓሳታት ከም በዓል queen angel
ዓሳን ካልኦትን ኣብ ግዜ ክህደኑ ኮነ ክሃድኑ
ኣልጌ ወይ ሰበባ ባሕሪ ‘ክሎሮፊል’ ዝበሃል
ግዛዕ ስለዘሎዎም ከምቶም ናይ መሬት ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ዝዳሎ ዓምዲ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.65 15 ሕዳር 2018 - ገጽ 5
بڐڕ
âŐéƫpĭğáæŎĭğáŵéõq
njŶƅùƆDŽĝ
k
ñƶŇƅęŚėƄŊƧĩǻŶƄŊ ƧĩǻŶŴdžljǡŶŴdžĄljŴǡęŗ
ljǡŶȲ ŶƶŕŅǁűõ ćāôƙŘŚȲ ĉƯǏ ƥǤ ƉdžïŅȲ ƄŊ ƧǎņŶ
ƄǎėǤ ĄǦƴƆŗȲ ĉǦïġ ĄĖāűŖŶƱôƨƱdžƎćñƆĉűŚ
ùƂ÷ƧűŚȲ ƆǡnjȲ ŅŘŗƗŶ ŊĉȓŴƯȲĉƄƶŲŊĉƯįŊȲŶƗõ
ġƬĕŶȳ űŗ ŶāùȞŖ ƱŶĬljŶ ĄĞùĉǎŶǤėŚıǎĉĬnjǎĉ
Ɖĉ ĜƧėƤ ñƶŇ ƎŊĕ ƭĮņ ǎāűŚ ïǡę ƃõ ƄŊ ıŲƯ
ƶŕƖȣú ƎŊĖ ŶĉƯįņŶ ŶĉęŊýŶȲ
ŊĜ÷ĉ Ŵdž ĉŶňęŶ ĉƎŊňęŶ Ąęÿ ǧljŴ Ǝĉęĩ ŊĉƛƄõȲ
ćƆǡę ĄŶƆĜdž ǎõƧ ĉñ÷ƣ ǎć
āęDŽƂŶĄĜõŶƱIJŴȓŊŶƊűŚ űŗ ŊĄġƥƆŗ ƱǻĔLJ ƎŊęŶ
ıŶǹŊ ǻęǻę ǁúŶȲ ƆŚĉŶŘdžÍĞ
Ĝǣĕȳ njǦĉ ÿdžõ ŊĉęǦǤȓ ƶŴŶŊĉƯįŊŶƶÿŶǡljġĉƬŚ
ƆƳ ĄŶƆĜdž ƌŊ ŊęƋ Ŵdž ƆƳ ćƯƉŶ
ŊĉƎŊňę ƶűŊĔõ ǧljŋ ñƥğŚ ƄñǢėƤ āŊĔŕĜŊ
ƎŊęŘŚƶƜűƱdžȓƭǎñƶŇġôƶƢȎ
ŊĉȣǹęȲƄŊƄñǢėƤŋŘǦņƆ Ŋÿdžõ njǦćdž ŊĉŊęňę
ĆƴŲŊĉÿƶȲÏĜƭĔÐƶŊùűňĖ
ĩùćŚŊĉƯŘęȲĊğƂƶÿȣĜõ
ǎęƊơŚÿǎĩĄǎĔƛĔǣȏ
ƄŊ ƶŅĔƖŶ ÿǎĩŶ ĄǎĔƛ
ĄǎĔƛÏƆŶòĈnjƆŶòȞĔġÐ
ƆĉňƏdžŲŕǡŗĕƄú
ėƃ ĜćƆŗ ŊïȎDŽŚ ƶƶƢę ƧýnjŚ
ƶĔŊýõ Ʊňù ƶĆƴŲ ƯnjǤƤ ƯʼnŚ
ƄdžƏűŶȲ ėƃ ĜćƆŗȲ ĉŚāù÷džŶ
ĄǎĔƛÍĞŅĞõ
džęƉŊȳűƳŊĄġƥƆŚűŚȲāĜĉ ĉƎŊňęŶ ƶā÷ǡŖȲ ćāŅėƤ ȣŚāŶ ǤñĞŘĖƛǢğƯƱdžƄĄõ
Ŵdž ĉġƌĉ ŊľƭŚȲ ÿǎāǎ ïǁƆĉŅƄęűŊĞƢƉȣŴŊȣ÷dž
ÿňėƤėñƥŶƱćƆƉôïǡėƤǡġǤġƆǂȳ
ĉƎŊňęȲŕȑƥęűŚȲŴŊƧǎņŶ ǎć ĄŶƆĜdžȲ űƳ ĄǎĔƛÍƳ ĤƧïŖƱdžƭǦŊǻƶƆƱƱơöõ
űƳŊġėāƎűƧāĢƆŗƯnjƄŊćƆǡę
ĄŶǦġŖŶ ÿDŽù ƆĉűŚȲ Ŵdž ŶĉùƄŚŴ ŊĉƯįŊ ŶǧljúŴ āǛÍƧŶdžĔƉŊĜűǎǢÿ÷õȳ
űŊĞƢƉȣŴƄúȳ
ƶƄĄĜõ ƎŊęŘŚ ćƯƉŶ ƶƜű Ŋĉĉ÷Ɔ Ŋƶÿǁô ŊľƭŚ
ŶĺāŶƱdžȓƭǎŶŕǤnj÷džñƶŇȲ ŶƆŕƨȳ ƢŚĕ ƄŊ ƄĜę ǙǤŲ Ċğ ĜćƆŗ ėñƥŴŶ ėñƥ ĄȑƆŗ
Ɖĉ ƱúŴ Ŋġėā űĄġƎę ƢôǏŘŚŶƆǂıǎĆƗõŶùƯöƗõŶ ƢLJŚćùŚćùƭúľƉú
ljǣĉƌ ljǤǣĉƌ LJïŴ ĉňù
ŊŚŊƭŚ ŶĄęĩȲ ƄŊ Ɗõ ùňƤ ĉġǤŴŶ ƎŊęŶ ŶǙǤŲ ĜćƆŘŚ
ŗƆŴÌŕljęȞĩ÷ƄúIJöňƄú
džǦŊƇ
ĄnjDŽŚŊÿùLJŚŶƥğƆȲȑƯęŴŶ ĉġǤŴ űśĉ űƴ ïǡę ƭȓĊĉŶ ljĊĉŶ ƢLJĉNjƴdžűėŚćĜƄƧú
űŗƄűƎÿùȣŶġƙƄęƎŊȲƄű ƯLJŴŶ ƉƌŊŘ űŅęƎŘ ƶȎŴāŴ ƱŅęƉŖǙǤŲġŶƊ÷ŶȲĉġǤŴŶŕǤnj÷džŶ ƃöŚƅƎġȦęŚƆȏŊǎŶĮƉƄú
ƎȎĉƆŶġƙęƢȲŶƛŊĖĄȑƆŗ ŴŊƶŕƭȑȎȞŊĉŊėƛŶĬȓùȲ ƥęğdžŶȲĉġǤŴŶȓňĹƅęŚėŶŶƭƢŚ
ĉïŶǎğŚŇƶűġƌŊƢLJĉlj÷ú
ƢôǏŘŚŶāŴŶĜƉĊƆŗāĜĉȲ ƎĬ÷ĬùƶȎŶüűƧęŘŚŶÿƥĕ ŴdžƆƳĄǎĔƛŶŶƶĜęüŶƶÿôűŶƊõ
ƶŊùŴdžĬnjĊśĉŶġƭŊśĉŶ ŶġƭĚȲƎŊęŘŚŴƢŚĕƉǢ÷Ưùƫ ćÿúƊÿúĬňƆŗȎôúȳ
ǙǤŲ ā÷ǡŚ ĄƢƉĞƂ ǥĕȲ ŶÿùƨĉŶ ŶƜġƊĢĉŶȲ ŶĊDŽŶ ğ÷ƄŅęƎśƊõƆǂȲĄǦƴƆŗŕćāǂȲ
ŊǁćŶ ȎǤĉ ƌŊ ĄljŴǡęŗ ȣùǶŚŶ ŶŶŅĚȲ ƄŅdž ŅȐāŴ õƄ÷ƧűŚŕƖŇĕȲƆǡnjȞĩõȲƎŊĖñƶŇ ƆśĉïƥęDŽǻȣƄŚŊƭùĤ÷ĩõ
ŶƶĄȓƆ ƱǁƘǏ ƱŊôȃùȃ ŊƱǁǡǎġ ĄŅǡĞŴŶ ŘĖƛŴŶ ƅęŚėŕÿȠĕŶŕƖŇĕŶ ĜùĆĉġƧÿǼĉŊƗõĉġȞĤõ
ĉƯǏ ƥǤ ƉdžïŅȲ ƄŊ ĄĹŶ ƄdžŶĔġƯ ŶƗõ ƆŶŕŘŚ ğ÷ƄŅęƎśƊõǎćƆǂƆŗŊȎ÷Ɔŗ
úĆƛƄƢDŽĜűǎnjǢŲƉùƎõ
ÿNjNJ Ȏųƫ ƄŊ ȣõdžűŖ ǎùƥŚ ŊĉƟŶȲ ĜŊƄƤȲ ƶŕljƢűïǡėƤĉġöŊġėāƄŊƱŊñǦ
ŊĉŚƓę ǡġǤĝ ƶĹȎô ȓŲƯ ŶƥŘƧŶȡdžŴŶğƧŶȎǤŘŚŴŶ ŶĺāŊęïŶƶĜǤǡę ƄƆnjƧŴƎŕùĉġŶȎ÷ƃƎŕNJõ
ñƶŊŶ ĄĖāűŖŶ ÏƄǡŴƯ ƆŶĶƯ Ɗõ ïĉŴŶ ĬùŊŴŶ ĉõƆ ŊĄljŊƶƜűŚŊǎúƎĹŚõ
ĄǧĜƌÐdžǦŊƇȳ ŊĉõƆ ƄŊ ùĉƭŚ ƆűƧƯôõ ljǣĉƆŗŊġĉƧǎŊāņėŚïǡėŚ ƅƎġȩǁęƏdžŴűĻȑŶÿƥĕȳ
Ŵdž Ĝ÷ĉ ǧljŋ ŶĉƧÿġ ƶDŽnj ƶŕġǡljljāğġùljȑŊƆŗƶƜűƱdžāǤƤŶ
ƄŊÍƳ ŊŴdž ȡĩŴŚ Ŷȡġ ŶƥğƆ ƱdžȣŚÿƤŶƆǡnjǻǷāŴdžġėāňdžŘ
ƶŕǧŊƁȲƱĄűÿŅĘŘȲƄŊÍƳŴdž ƉĉƢLJƶŕňñôĄƥƆùŕǡŶȐõ
ƄĔƋņȲÿŶğŊŶŶÿƥĕŶŕğƬĕȳ
ĉǦDŽȓāŶĭľƱĄŶȲŶƗõŴdž űƳ ŕŅȐý Ʊú ùƫù ƥǤ ƱĄŶýǫÍġƄŊĮƫćƯȔǎƄƄġŕŊñõ
ĉĉȓƇĉűdžŕęȣŊęĬŚƱnjñùõ
ĭęĞŀùƭƱùĉȏƢėƲŚƆŴĄĜõ
ƄęƌŴŚňdžśƭôĉƭęĊŘŚƶŅïõ
ğ÷įùĞĉùćǎŴƎŶljǁŴdžƉdžƧƶõ
ƆĉŅęűdžŶǎıġęĂĉƉdžǶľôõȳ
ƢDŽȎ÷ĉǧęƷ
ĊĄƥƆ÷ƄƘõ
ĩħdžŚÿȣĜõƱĄŶŚĹùĮõ
ĜęĮŊęïŶƏdžŲĬęŴŕğþõ
ƄƛĄġĆĝŊćƯǏćāćāƃõȳ
ƢLJĉĄğǣǎŴNJƭƶǡŅĕ
ƢLJĉljŊęŘŚŴƶŕćñôõ
ȞǹĖƄġĆĚĉȑĉƇĉǶöõ
ƆŶĶƯÿǧĜŴŕĄġǡŶǎƄŅõ
ĬôġŗĄƥƆùǦǍŴƄƘõȳ
ğ÷ǡǎùŘŚŴǦǎ÷ŚŕĜǣĕ
ĄǎĔƛŅĞõėñƥŶęƆǁõ
ƯǎùŴŶȎǤŘŚŴŶƆűćāǎĔõȳ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.65 15 ሕዳር 2018 - ገጽ 9
ምልክታ
ብስም ዓብዱ ሰላም መ/ሓጎስ ዒሳ ዝተመዝገበ፡ ብቁ.ፍ.ዋኒን ASL00029163 ዝኾነ፡
ኣብ ዞባ ማእከል ን/ዞባ ቲራቮሎ ጎደና ተጋደልቲ ቁ.ገዛ 12 ዝርከብ ናይ መሽጣ ጎማን
መቀያየሪ ኣቕሑ መኪና ትካለይ፡ ንኣቶ ፍስሃየ ማህደረ ወልደኣብ ካብ ዕለት 01/06/2018
ክሳብ 31/12/2020 ኣካርየዮ ስለዘለኹ፣ ዝቃወም ምስ ዝህሉ፡ እዚ ምልክታ እዚ ካብ
ቤተልሄም ታደሰ - እምነት ኣማኑኤል ዝወጸሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ ሰላሳ መዓልቲ ስልጣን ንዘሎዎ ቤት ፍርዲ ተቓውሞኡ የቕርብ።
ሊድያ ስልጣን እንተዘይኮይኑ ዝቃወም ኣካል ከምዘየለ ተቖጺሩ እቲ ናይ ክራይ ውዕል ሕጋዊ ምዝገባ
ከምዝፍጸመለኡ አፍልጥ።
ኮማዊ ቤት ፍርዲ ዮናስ ታፈረ ኣርኣያ ስለዝተሰውአ፡ ንዓይ ናይ መጻምዲ
መሰለይ ይተሓለወይ፡ 4 ደቅና ድማ ወረስቲ ምዃኖም
ጎዳይፍን ሰምበልን ይረጋገጸሎም ስለዝበላ፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ን7/12/18 ኣብ
ዓብዱ ሰላም መ/ሓጎስ ዒሳ
ወ/ሮ ሰላማዊት ጸጋይ እምባፍራሽ፡ በዓል-ቤተይ ቤ/ፍ ይቕረብ። ሕጋዊ ወኪል፡ ሙልኩ መ/ሓጎስ ዒሳ
ምልክታ ጨረታ
ኮለጅ ቢዝነስን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን ዓዲ ቀይሕ ንመግቢ ተመሃሮ ዝኸውን፡
ካብ 1/1/2019 ክሳብ 31/12/2019 ንሓደ ዓመት ዝጸንሕ ውዕል ኣሕምልትን
ፍረታትን ስጋን በርበረን ንምዕዳግ ግዱሳት ተወዳደርቲ ንጨረታ ይዕድም።
ተጫረትቲ ከማልእዎ ዘለዎም ረቛሒታት
1. ናይ 2018 ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግድን ናይ መንነት ወረቐት ፎቶ ኮፒን።
2. ምልክታ ጨረታ ክሳብ ዕለት 3/12/2018 ፍርቂ መዓልቲ ክፉት ኮይኑ፡
ዕለት 4/12/2018 (ሰሉስ) ተጫረትቲ ወይ ሕጋውያን ወከልቶም ኣብ
ዝተረኽብሉ ልክዕ ሰዓት 10፡30 ቅ/ቀ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ዝርከብ ቤ/ጽ
ኮለጅ ይኽፈት።
3. መኽበሪ ጨረታ ንኣሕምልቲ ናቕፋ 300,000፡ ንስጋ 100,000፡ ንበርበረ
201038 50,000 ብሲፒኦ የትሕዙ።
4. ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ዝርከብ ቤ/ጽ ኮለጅ ብምምጻእ
ወይ ብቁ/ቴ 163582፡ 07215273፡ 07311099 ተወከሱ።
5. ትካልና ዝሓሸ ኣማራጺ እንተረኺቡ፡ ነዚ ጨረታ ብኸፊል ወይ ብምሉእ
ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ኮለጅ ቢዝነስን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን ዓዲ ቀይሕ
ምልክታ
ፍታው ሓድገምበስ +4 ዝኾንና፡ ኣደና ነ/ሄር ኣስፋሽ በርሀ ካብ ለተእየሱስ ወልደዮውሃንስ
መስመር ዝዓደገቶ ገዛ፡ ኣብ ኣስመራ ምምሕዳር ጎዳይፍ ጎደና ኣባሓኒ ስፍሓት መሬት 58.30
ት/ሜ ቁጽሪ ምስክር ኣባይቲ 106629 መወከሲ ቁጽሪ 128773/128774 ዝኾነ፡ ናብ ስም ዓዳጊት
ከነመሓላልፎ ስለዝደለና፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ካብ ዝምልከቶ ቤት ፍርዲ መአገዲ ሒዙ፡ ኣብ ውሽጢ
30 መዓልቲ ኣብ ቤ/ጽ ኖታዮ ዞባ ማእከል ይቕረብ።
ፍታው ሓድገምበስ
ምልክታ ጨረታ
ጨ/ትም/ዞባ ዓንሰባ ን2019 ንኣሕዳሪት ቤት ትምህርቲ ቦርዲን ኣስማጥ ዝኸውን
ኣሕምልትን ኣጣል ንሕሩድን ንቁጽ ዕንጨይትን ኣጫሪትና ክንዕድግ ስለዝደለና
ግዱሳት ነጋዶ ንዕድም።
ተጫረትቲ ከማልእዎ ዘለዎም ነገራት
1. ናይ 2018 ፍቓድ ንግዲ ዝተሓደሰ ፎቶ ኮፒን ዓመታዊ ግብሪ መንግስትን
ከም ዝኸፈልኩም መረጋገጺ ፎቶ ኮፒ የቕርቡ።
2. መኽበሪ ጨረታ 50,000,00 ናቕፋ C.P.O የትሕዙ።
3. ጨረታ ኣብ ጋ/ሓ/ኤ ካብ ዝወጸሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 4/12/2018 ክፉት
ኮይኑ ይጸንሕ።
4. ንጽባሒቱ ዕለት 5/12/2018 ልክዕ ሰዓት 8፡00 ቅ/ቀ ኣብ ግዜ ስራሕ ክፉት
ይኸውን።
5. ጨረታ ኣብ ዝኽፈተሉ ዕለት ዝኾነ ተጫራታይ ብኣካል ወይ ሕጋዊ ወኪል
ናቱ (ማለት በዓል/ቲ ቤት፡ ውሉድ፡ ወይ ወለዱ) ክኾኑ ኣለዎም።
6. ናይ ጨረታ ወረቓቕቲ (ፕሮፎርማ) ካብ ቤ/ጽ ጨ/ትም/ዞባ ዓንሰባ ከረን
መጺእኩም ክትወስዱ ትኽእሉ። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቁ/ቴሌፎን 402289
ደዊልኩም ተወከሱ።
7. ጨ/ትም/ዞባ ዓንሰባ ዝሓሸ ኣማራጺ እንተረኺቡ፡ ብኸፊል ወይ ብምሉእ በዚ
ጨረታ ኣይግደድን።
ጨንፈር ትምህርቲ ዞባ ዓንሰባ ከረን
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.65 15 ሕዳር 2018 - ገጽ 11
ምልክታ ሓራጅ
ወ/ሮ ኣስያ መሓመድ ኢማም፡ ነቲ ኣብ ዞባ ማእከል ከተማ ኣስመራ ብግዝያዊ ምስክር ዋንነት ኣብ መንጎ ብፍ/በ/መሰል ኣቶ መሓሪ ወልደማርያምን ብፍ/በ/ዕዳ ኣቶ ተወልደ ደስታን
ኣባይቲ ከተማ ብቁጽሪ ምስክር ወረቐት 107912 መወከሲ ቁጽሪ 133183 ብስም ወላድየይ ብዝተፈጥረ ናይ ገንዘብ ክርክር፡ ኮማዊ ቤት ፍርዲ ማእከል ከተማ ብቁ/መዝ 125/17
ኣውራሲና ነፍ/መሓመድ ኢማም ኣሕመዲን ዝተመዝገበ፡ ዘይንቀሳቐስ ንብረት ስለዝጠፋኣኒ፡ ዝረኸበ ብዕለት 17/2/2018 ዝተዋህበ ናይ ኣፈጻጸም ትእዛዝ ምርኩስ ብምግባር፡ ንብረት ብፍ/በ/
እንተሎ ወይ ብዕዳ ሒዘዮ ኣለኹ ዝብል ሰብ እንተሎ፡ ብስልኪ ቁጽሪ 07149914 ክውከሰኒ። ዕዳ ዝኾነ፡ 70,000 (ሰብዓ ሽሕ ናቕፋ) ብኪኢላ ስለዝተገመተ፡ ኣብቲ ንዕለት 11/12/2018
ብዝተረፈ ግን ካብ ኮምሽን ኣባይቲ መተካእታ ሓድሽ ምስክር ዋንነት ወረቐት ናይቲ ገዛ ንክውሃበኒ
ክሓትት ምዃነይ እሕብር።
ዝካየድ ክፉት ሓራጅ ክሳተፍ ዝደሊ፡ ብኣካል ወይ ብሕጋዊ ወኪሉ ብስሙ ዝተመዝገበ ናይ
ባንክ ቡክ (ተጠራቓሚ ሕሳብ) ወይ ብስም ፈጻም ፍርዲ C.P.O ¼ ናይቲ ተገሚቱ ዝርከብ
ወ/ሮ ኣስያ መሓመድ ኢማም ዋጋ ሒዙ ብምቕራብ ክወዳደር ይኽእል።
ብስም ወራሲት ነፍ/ኣደም ካሳ ዝኾነት፡ ወላዲተይ ነፍ/ ዓዚዛ ኣደም ካሳ ብናይ ኮምሽን ኣባይቲ ዝርዝርን ግምትን ዋጋን ንብረት
ቁ.ምስክር ወረቐት 108577 መወከሲ ቁ.126926 ዝተመዝገበ፡ ኦሪጂናል ሊብሬቶ ዘይንቀሳቐስ
ንብረት (ገዛ) ስለዝጠፍኣኒ፡ ዝረኸቦ ወይ ብዕዳ ሒዘዮ ዝብል ሰብ እንተሎ፡ ኣብ ውሽጢ 1 ወርሒ
ዝርዝር ንብረት ብዝሒ ዋጋ ጥቕላላ ዋጋ
ብቁ.ሞባይል 07168157 የፍልጠኒ። ኣብ ውሽጢ 1 ወርሒ ምስ ዘይቀርብ ግን፡ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ብሓባ ብናቕፋ
መተካእታኡ ክወሃበኒ ከምዝሓትት አፍልጥ ኣለኹ። 1 ናይ ባር ናይ ማእከል ጣውላ 8 200 1600
ወኪል ወራሲ ነፍ/ ዓዚዛ ኣደም ካሳ 2 ሰዲያ 20 100 2000
ኣቶ ሓቢብ ኣወልኬር ስዒድ 3 ነዊሕ ሰዲያ (ባለጌ ወንበር) 4 100 400
ብስም ጽገሬዳ ዘወልዲ ንጉሰ ዝተመዝገበ፡ ብቁ.ፍ.ዋኒን ASL00018175 ዝኾነ፡ ኣብ ዞባ ማእከል
4 ፍላት ተለቪዥን ሳምሱንግ 42 ኢንች 1 6000 6000
ን/ዞባ ጎዳይፍ ጎደና ተጋደልቲ ቁ.ገዛ 94 ዝርከብ ናይ ቤት መስተ ትካላይ፡ ንኣቶ በረኸት ኢሳቕ 5 ፍርጅ በጥ ዝበለት ዓባይ 1 6000 6000
ወልደስላሰ ካብ ዕለት 01/01/2018 ክሳብ ዕለት 31/12/2019 ኣካርየዮ ስለዘለኹ፡ ዝቃወም ምስ 6 ፍርጅ በጥ ዝበለት ንእሽቶይ 1 4000 4000
ዝህሉ፡ እዚ ምልክታ እዚ ካብ ዝወጸሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ ሰላሳ መዓልቲ ስልጣን ንዘሎዎ ቤት ፍርዲ
ተቓውሞኡ የቕርብ። እንተዘይኮይኑ ዝቃወም ኣካል ከምዘየለ ተቖጺሩ እቲ ናይ ክራይ ውዕል ሕጋዊ 7 ማሽን ናይ ሻሂ ሲንግል 1 4000 4000
ምዝገባ ከምዝፍጸመሉ አፍልጥ። 8 ቨንቲለተር ንኣሽቱ 2 200 400
ጽገሬዳ ዘወልዲ ንጉሰ 9 ፍርጅ ክልተ ተኸፋቲ ኣዝያ ዘገልገለት 1 3000 3000
ብስም ወ/ሮ ጽገ ኣባይ ነጋሲ ዋንነቱ ዝተረጋገጸ፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ ምም/ከባቢ ገጀረት፡ ጎደና 10 ሳሎን ናኣሽቱ 12 300 3600
ዓራቶ ብግዝያዊ ምስክር ዋንነት ኣባይቲ ከተማ ቁ.118243 መወከሲ ቁ/121155 ብመለለዪ ቁጽሪ 11 ናይ ማእከል ጣዉላ 6 300 1800
ንብረት 1፡014889 ዋንነቱ ዝተረጋገጸ ኮይኑ፡ ነዚ ገዛ ኣነ ገዚኤዮ ስለዘለኹ፡ እዚ ብስም ሽየጢት ዘሎ 12 ወንበር ቆርበት 3 100 300
ገዛ ናብ ስመይ ክመሓላለፈለይ ስለዝደለኹ፡ ዝቃወም እንተሎ፡ ካብ ዝምልከቶ ቤት ፍርዲ ወይ ቤት
ጽሕፈት ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት መአገዲ ትእዛዝ ወይ ናይ መወዳእታ ውሳነ ሒዙ፡ ናብ ቤት 13 እስፒከር ናኣሽቱ 4 1000
ጽሕፈት ኖታሪ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ካዳስተር ኣስመራ ይቕረብ። 14 ታካፓኖ 1 300 300
ቴድሮስ ኣለምሰገድ 15 ኣርማዲዮ 3ተ ተኸፋቲ ስርሓት ኤምዲኤፍ 1 1500 1500
ኣቶ ማርክስ ገብረመስቀል ፍስሃጼን ዝተፈቕደሎም ናይ መሽጣ ኣሕምልትን ፍረታትን ንግዳዊ 16 ሸልፍ ቦያ 1 700 700
ትካሎም “ደገ በረኸት መሽጣ ኣሕምልትን ፍረታትን” (DEGE BEREKET RETAIL TRADE 17 ሸልፍ ናይ መጻሕፍቲ ላሜራ 1 1000 1000
VEGETABLES AND FRUITS) ተባሂሉ ክስየመሎም ስለዝሓተቱ፡ እዚ ናይ ንግዲ ስም 18 ሸልፍ 3ተ ደርቢ ዲክሰን 1 700 700
ቅድሚ ምምዝጋብና ዝቃወም ኣካል እንተሎ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ካብ ሕጋዊ ቤት ፍርዲ
መአገዲ የቕርብ። እንተዘይኮይኑ ዝቃወም ኣካል ከምዘየለ ተቖጺሩ እዚ ናይ ንግዲ ስም ከምንምዝግቦ 19 ናይ ኮካ ካሴታ 17 100 1700
ነፍልጥ። 18 ናይ ቢራ ካሴታ 60 200 12000
ክፍሊ ውሽጣዊ ንግዲ 20 ናይ ማይ ጋዝ ካሴታ 6 100 600
21 ሞጎጎ ናኣሽቱ ናይ ቤት መግቢ 2 600 1200
22 ጣዉላ በጥ ዝበለ 1 1000 1000
ምልክታ 23 ፎርኖ ናይ ጋዝ 1 1000 1000
ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ እምባትካላ፡ ካብ ጥሪ ክሳብ ታሕሳስ 2019 ንሓደ ዓመት 24 ፎርኖ ዓባይ ብኤለክትሪክ 1 6000 6000
ዝጸንሕ ቀረብ ዝተፈላለየ ዓይነት መግቢ ከም ኣሕምልቲ፡ ስጋ፡ ዓሳ፡ ወዘተ ብጨረታ ክዕድግ 25 ናይ ካሳ ባንኮ ስርሓት ፎርኒካ 1 1000 1000
ስለዝኾነ ንተገደስቲ ይዕድም። 26 ባንኮ ናይ ባር ስርሓት ፎርኒካ 1 3000 3000
ተጫረትቲ፦ 27 ሸልፍ ስርሓት ፎርኒካ 1 1000 1000
1. ናይ 2018 ፍቓድ ንግዲ ሃልይዎም፡ ግብሪ ከም ዝኸፍሉ መረድኢ ከቕርቡ። ኣቐዲሞም 28 ካሽ ረጂስተር ካስዮ ዝዓይነታ 1 2500 2500
ምኽበሪ ጨረታ ናቕፋ 50,000.00 (ሓምሳ ሽሕ) ናቕፋ ብ C.P.O ክትሕዙ። 70,000.00
2. ንጨረታ ዝምልከት መምርሕን ሓበሬታን ኣብ ደምበ ሰምበል ግሪን ቢዮልዲንግ (እንዳ ድምር ዋጋ ናቕፋ
ኮርያ) ብሎክ ኤ. ቀዳማይ ደርቢ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ሰዓታት ስራሕ ክወስዱ። ዕለተ ሓራጅ፦ 11/12/2018
3. ዘቕርብዎ ዋጋ በዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ኣድራሻ ክኸውን። ቦታ ሓራጅ፦ ቤት መግቢ ደሃብ (ጥቓ እንዳ ኣልፋ ፎርኖ)
4. ሳንዱቕ ጨረታ ዝዕሽግ፡ ምልክታ ካብ ዝወጸሉ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ሰዓት ጎደና 176-21 ቁ/ገዛ 14
10፡00 ቅ.ቀ ኮይኑ፡ ዝኽፈተሉ ድማ ሽዑ መዓልቲ ሰዓት 10፡30 ቅ.ቀ ተጫረትቲ ኣብ ዘለውሉ ሰዓት ሓራጅ፦ 10፡00 – 11፡00 ቅ/ቀ
ይኸውን።
ተወሳኺ ሓበሬታ ክወስድ ዝደሊ፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት ዋና ፈጻሚ ፍርዲ ቁ/67 ኣብ ናይ
ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ እምባትካላ፡ ዝሓሸ ኣማራጺ እንተረኺቡ፡ ነዚ ጨረታ ስራሕ ሰዓታት መጺኡ ክውከስ ይኽእል። ዝቃወም እንተሎ፡ ኣብ ዝምልከቶ ቤ/ፍ መአገዲ
ብምሉኡ ወይ ብኸፊል ክስርዞ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። የቕርብ። መአገዲ እንተዘይኣቕሪቡ ሓራጅ ኣየቋርጽን።
ቤ/ጽ ዋ/ፈ/ፍርዲ
ምልክታ ጨረታ
ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ (ጻብራ) ናቕፋ ንተመሃሮ መግቢ ዝውዕል ኣሕምልትን ስጋን
ዕንጨይትን ካብ 1 ጥሪ 2019 ክሳብ ታሕሳስ 2019 ዝጸንሕ፡ ንምዕዳግ ግዱሳት ነጋዶ ሓራጅ
ንጨረታ ይዕድም።
ኣብ ሞንጎ ብፍ/በ/መሰል ወረ/ነፍ ይሕደጋ ኣብርሃ (ጽገሬዳ ኤፍሬም) ንብፍ/በ/ዕዳ ወረ/ነፍ
ተጫረትቲ ከማልእዎም ዘለዎም ነጥብታት ገብረ ተኪኤ (ተወልደ ገብረ +5) ዝተፈጥረ ናይ ውርሲ ክርክር፡ 2ይ ሲቪል መጋብእያ ቤት ፍርዲ
ዞባ ማእከል ኣብ ኣስመራ ምምሕዳር ከባቢ ኣባሻውል ጎደና ፈትኒክ 113 ቁ/ገዛ 147 (ስነ-ጽባቐ
1. ናይ 2017 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኦሪጂናል ምስ ቅዳሕ ከምኡ’ውን
ጸጉሪ ይሕደጋ) ዝርከብ ዘይንቀሳቐስ ንብረት (ገዛ)፡ ኣብ 159.43 ት.ሜ ዝተደኮነ ሓሙሽተ ቀንዲ
ግብሪ መንግስቲ ዝኸፈልሉ ናይ 2017 ሰነድን ኤርትራዊ መንነት ወረቐትን ብፎቶ ኮፒ ክፍልታት፡ ክልተ ሓገዝቲ ክፍልታታን ዝሓዘ ገዛ፡ ብሓራጅ ተሽይጡ ንብፍ/በ/መሰል ብጽሒታ
የቕርብ። ክወሃባ ስለ ዝኣዘዘ፡ ዝተጠቕሰ ገዛ ብክኢላ መበገሲ ዋጋ 125,339.94 (ሓደ ሚእትን ዕስራን
2. ተጫራቲ ንመጫረቲ ወረቐት (ሰነድ) 50 ናቕፋ ከፊሉ ይወስድ። ሓሙሽተን ሽሕን ሰለስተ ሚእትን ሰላሳን ትሽዓተን ናቕፋ 94%) ምዃኑን፡ ኣብ ዝግበር ሓራጅ
3. ተጫረትቲ ንመኽበሪ ጨረታ 50,000.00 (ሓምሳ ሽሕ) ናቕፋ ብቸክ (C.P.O) ትሕጃ ክሳተፍ ዝደሊ ናይቲ መወዳደሪ ዝረቑሖ መጠን ገንዘብ ብጽሑፍን ብኣሃዝን ብምጽሓፍ ብዕሹግ
የትሕዝ። ሰታሪት ቅድሚ ዕለት ሓራጅ ዘሎ 5 ናይ ስራሕ መዓልታት፡ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቁ.62 ኣብ
4. ምልክታ ጨረታ ኣብ ጋ/ሓ/ኤ ካብ ዝወጸሉ ዕለት ጀሚሩ፡ ን30 መዓልቲ ዝጸንሕ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ የእቱ። ኣብ ዕለት ሓራጅ ድማ ¼ ናይ’ዚ መበገሲ ሓራጅ ተዋሂቡ ዘሎ ዋጋ
ናይ ስራሕ ሰዓታት ክፉት ኮይኑ፡ ኣብ ዝቕጽል መዓልታት ሰዓት 10፡00 ቅ/ቀ ኣብ ሚኒስትሪ ብስሙ ዝተመዝገበ መጠራቐሚ ሕሳብ ቡክ ባንክ ወይ ብስም ፈጻሚ ፈርዲ C.P.O ኣስሪሑ ባዕሉ
ትምህርቲ ጨንፈር ዕድጊ ቁ/20 ተጫረትቲ ወይ ወከልቶም ኣብ ዝተረኽብሉ ይኽፈት። ወይ ብሕጋዊ ወኪል ብምቕራብ ክወዳደር ይኽእል።
5. መጫረቲ ሰነድ ካብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ቁ/20 ምውሳድ ይከኣል። - ዕለት ሓራጅ፦ 28/12/2018
6. ተጫረትቲ ሃገራዊ ኣገልግሎት ግቡኦም ዘማልኡ ወይ ዘይምልከቶም ክኾኑ ኣለዎም። - ቦታ ሓራጅ፦ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቁ/27
7. ተጫረትቲ ዋና ልቸንሳ በዓልቲ-ቤቱ/በዓል-ቤታ ወይ ውላዶም እንተዘይኮይኑ፡ ካልእ - ሰዓት ሓራጅ፦ 3፡00 - 4፡00 ድ.ቀ
ኣካል ክውክል ኣይፍቀድን። ተወሳኺ ሓበሬታ ዝደሊ፡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቁ.65 መጺኡ ክውከስ ይኽእል። ነዚ ሓራጅ
8. ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዝሓሸ ኣማራጺ እንተረኺቡ፡ ነዚ ጨረታ’ዚ ብኸፊል ወይ ዝቃወም ኣክብ ዝምልከቶ ቤት ፍርዲ መአገዲ የቕርብ። መአገዲ እንተዘይቀሪቡ ሓራጅ ደው
ብምሉኡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። ኣይብልን።
ሚኒስትሪ ትምህርቲ ቤ/ጽ ሕ/ዋ/ፈ/ፍርዲ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.65 15 ሕዳር 2018 - ገጽ 12