Download as docx, pdf, or txt
Download as docx, pdf, or txt
You are on page 1of 2

ሙሉእ ውክልና ስልጣን

ወካሊ……………………………………………………. ሚኪኤል መሓሪ ሃብተ


ኣ/ድ……………………………..ሃገረ-ኣንጎላ/ካኩዋኮ-ሳባዳው

ቁ.መ.------------ 2246857

ተወካሊት ………………………… ወላዲተይ ወ/ሮ--------ፍረወይኒ ገብርሂወት


ገብረድንግል

ኣ/ድ ………………………………..ምም/ከባቢ ቲራቮሎ

ቁ.መ.-----------0045459

ኣነ ወካሊ ተባሂለ ኣብ ላዕሊ ስመይን ኣድራሻይን ዝተጠቐስኩ ብመሰረት ሕጊ


ኤርትራ ሲ/ስ/ዓ/ቁ.2199/2200 ከምኡውን 58 ብዝእዝዞ መሰረት ኣብ ቅድሜ ቤት
ጽሕፈት ቆንስል ሃገረ-ኤርትራ ኣንጎላ ቀሪበ ከምዚ ዝስዕብ ምሉእ ውክልና
ስልጣን ንተወካሊት ኣደይ ይህብ ኣለኹ።
ኣነ ወካሊ ብስራሕ ምኽንያት ኣብ ሃገረ-ኣንጎላ ስለ ዝቕመጥ ኣብ ኤርትራ ኮይነ
ክፍጽሞ ዝግብኣኒ ስርሓት ተወካሊት ኣብ ክንዳይ ኮይና ናይ ነብሲ-ሄር ወላዲየይ
መሓሪ ሃብተ ወልዱ ውርሻ ክተእውጅ ካብ ዝሰርሓሉ ዝነበረ ትካል ክረኽቦ ዝግብኦ
መሰላት ብጽሒተይ ክትቅበል ፣ ኣብ መንግስታዊ ትካላት ኣብ ክንዳይ ክትሓትትን
ክትሕተትን ብሽመይ ውዕል ክትፍጽምን ከተፍርስን ክትኸስስን ክትምልስን
ኣድላይ እንተኾይኑ ጠበቃ ክትቆጽርን ንሳልሳይ ኣካል ክትውክልን ኩሉ ብሕጊ
ክፍጸም ዝድለ ነገራት ኣብ ክንዳይ ኮይና ከተፈጽም ምሉእ ውክልና ስልጣን ሂበያ
ኣለኹ።

ዓወት ንሓፋሽ !!!


ወካሊ
ሚኪኤል መሓሪ

You might also like