Final First Book Aman Printing PDF

You might also like

Download as pdf or txt
Download as pdf or txt
You are on page 1of 30

— ሲዴኒ ሸሌዯን —

ምዕራፍ 19
ጁሌያ ስታንፎርዴ ምስ ሳሉ ብምሌሊያ ኣዜያ ሕጉስቲ እያ። ወትሩ
ዋዚን ሰሓቅን ዗ይፍሇያ ዗ይተጸምወካ ውዕይቲ ሰብ እያ። ተመርዕያ
እኳ ተነበረት ክኾነሊ ብ዗ይምኽኣለ ብዚዕባ እቲ ጉዲይ ዜትንክፍ
ኣርእስቲ ክሇዒሌ ከል ተቐዲዱማ ዴሕሪ ዯጊም ፈጺማ ምስ ዜኾነ
ዒይነት ሰብኣይ ሓዲር ከም ዗ይትምስርት እንዲማረረት እያ
እትምሕሌ። ግና’ኸ ጁሌያ ከም ዜተዒ዗በታ ብማሕሊኣ እትጸንዕ ኮይና
ኣይረኸበታን።
ክሌቲአን ብስኒትን ፍቅርን ኣብ ዜነብራሊ ገዜአን እየን ዗ሇዋ።
ከዕሌሊ ጸኒሐን ሳሉ ኣርእስቲ ቀይራ ‚ዜኾነ ዜሓዜክዮ ዒርኪ የብሌክን
ሓቀይ?‛ ብምባሌ ንጁሌያ ሓተተታ።
‚የብሇይን‛ መሇሰት ጁሌያ ነቶም ኣብ ዜተፈሊሇየ እዋን ሕቶ
዗ቕረቡሊ ኣወዲት ክትዜክሮም እንዲጀመረት። ‚ትርጉም ዗ይብለ
ዕርክነት ክገብር ኣይዯሌይን እየ ሳሉ!! … ሓዲር ክምስርት እንተኾይነ
ኣዜየ ምስ ዜፈትዎን ዜግዯሰለን ሰብ ክኸውን እየ ዜዯሉ። ተኾይኑሇይ
ምስ ከምዙ ዒይነት ሰብ እየ ፍቅራዊ ህይወተይ ክሳብ መፈጸምታ
ክሕሌፎ ዜመርጽ‛
‚ከምኡ እንተኾይኑ ዴላትኪ ዯሓን ኣይትሕሰቢ፡ ሓዯ ሰብ
ረኺበሌኪ ኣሇኹ!! …. ናይ ብሓቂ ክትፈትውዮ ኢኺ!! ቶኒ-ቬነቲ እዩ
ዜበሃሌ። ብዚዕባኺ ምስ ኣዕሇሌክዎ ንክሊሇየኪ ኣዜዩ እዩ ብሂጉ ዗ል‛
‚ሳሉ!! … ጽቡቕ ሓሳብ ኣይመስሇንን ….‛
‚ጽባሕ ምሸት ሰዒት ሸሞንተ መጺኡ ካብዙ ክወስዯኪ’ዩ‛
** ** **
ቶኒ-ቬነቲ ቆማት፡ መሌክዏኛን ጸሉም ጽዐቕ ጽጉሪ ርእሲ ዜውንን
ሰብኣይ እዩ። ጁሌያ ትምክሓለ ክዲና ተኸዱና ምስ ጸንሓቶ ፍሽኽ
እንዲበሇ ጠመታ።
‚ሳሉ እባ ክትነግረኒ ከሊ ተጋንን ኣይኮነትን ነይራ። …. ናይ ብሓቂ
ጽብቕቲ ኢኺ!!‛

249
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
‚የቐንየሇይ‛ ጁሌያ ፍሽኽ በሇት።
‚ናብ ሃውስተንስ ኣቲኺ’ድ ትፈሌጢ?‛
ሃውስተን ኣብ ከተማ ካንሳስ ኣሇዉ ካብ ዜበሃለ ብለጻት ቤት-
መግቢ እዩ።
‚ኖኖእ‛
‚በሉ ልሚ ኣብኡ ከይዴና ክንዴረር ኢና‛
** ** **
ፈሇማ ኩለ ዕሊሊቱ ብዚዕባ ነብሱ’ኳ እንተነበረ ዒቕሊ ከየጽበበት
ክትሰምዖ ብምምራጻ ኣማስዩ ጽቡቕ ከዕሌሊሌን ከ዗ናግዒን ጀመረ።
ብዚዕብኡ ኣቐዱማ ንዜወሰዯቶም ግምታት በቲ ዴሒሩ ዗ርኣያ ተዋዚይ
ባህሪኡ ክትክኦም ጀመረት።
ዴራር ሰሓቅን ዋዚን ዜመሌኦ ነበረ። ከይተረዴኦም ብምምሳዩ
ሕሳብ ንኽዒጽዉ ናብ ኣሳሳይ ምሌክት ምስ ገበረ ኣሳሳይ ከይዯንጎየ
ሬሲት ሒዘ ኣብ ጠረጴዜኦም ዯበኽ በሇ። ቶኒ ንሬሲት ተቐዲዱሙ
ዴሕሪ ምቕባሌ ክርእዮ ጀመረ።
‚እወ …. ጽቡቕ ኣሇው መስሇኒ‛ ዴሕሪ ምባሌ ካብ ጁብኡ ፒሮ
ኣውጺኡ ኣብ ሬሲት ንዜተጻሓፉ ዜርዜር ጠሇባት በብሓዯ ቲክ
እንዲገበረ ክረጋግጾም ጀመረ።
‚ሓዯ ሳምቡሳን ልብስተር ዒሳን ኢኺ ኣዙዜኪ ….‛
‚እወ‚
‚ከምኡ’ውን ብዴሕሪኡ ፍሬንች ፍራይዜ፡ ሰሊጣ ….. ካሌእ ከኣ
ሱፍሇ ኣዙዜኪ ሓቀይ?‛
ጁሌያ ተገሪማ ጠመተቶ። ‚እወ ጽቡቕ ኣሇኻ …‛
‚ጽቡቕ እንበኣር‛ ቶኒ ክሓስብ ጀመረ። ‚እወ … እጃምኪ ሓምሳ
ድሊርን ኣርበዒ ሳንቲምን እዩ‛
ጁሌያ ዗ይተጸበየቶ ብምንባሩ ሰንበዯት። ‚ኣይትሓ዗ሇይ እንታይ
ኢሌካ?‛
ቶኒ ፍሽኽ በሇ። ‚ናይ ልሚ ዯቀንስትዮ ማዕረ ክንዯይ ናጽነትክን
ዜኣወጅክን ብነብስኽን ትሓዴራ ምዃንክን ይፈሌጥ እየ። ሰብኡት
ዜኾነ ነገር ክገብሩሌክን ኣይተፍቕዲን ኢኽን ሓቀይ’ድ? …. በሉ ናተይ

250
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

እጃም እዙ’ዩ‛ ብምባሌ ገን዗ብ ኣውጺኡ ብጻዕዲ ጨርቅን ሽምዒን ኣብ


ዜማዕረገ ጠረጴዚ ኣቀመጦ። ‚ዯሓን መቀሽሽ ባዕሇይ ክኸፍሌ እየ …
ነቲ ናትኪ ሕሳብ ጥራይ ክፈሉ‛
** ** **
‚ኣይትሓዜሇይ መወዲእትኡ ጽቡቕ ምሸት ብ዗ይምንባሩ‛ ሳሉ
ይቕሬታኣ ኣቕረበት። ‚ናይ ብሓቂ ግን ጥዐም ሰብ’ዩ። ክትራኸቡ
ዱኹም መሉስኩም?‛
‚ንዐኡ ክጋብዜ ኣይክእሌን እየ‛
‚ካብ በሌክስ ዯሓን። ግን ሓዯ ካሌእ ሰብ ረኺበሌኪ ኣሇኹ። ናይ
ብሓቒ ክትፈትውዮ ….‛
‚ኣይዯሌን’የ ሳሉ!! ዴላት የብሇይን‛
‚ዯሓን እመንኒ ጥራይ‛
** ** **
ቴዴ ሪዴሌ ኣብ መወዲኣታ ሰሊሳታት ዕዴሚኡ ዜርከብ ሰብኣይ
እዩ። ፈሇማ ምስ ረኣየቶ እያ ሳሉ ምሌኩዕ ምዃኑ ክትነግራ እንከሊ
ተጋንን ከም ዗ይነበረት ዜተረዴኣ። ቴዴ ብ዗ዲሌዎም ክሮሽያዊ
መግብታት ፍለጥን ግኑንን ናብ ዜኾነ ሬስቶራንት ጄኒስ ሒዜዋ
ኣተወ።
‚ሳሉ ናይ ብሓቒ ዒቢ ሓገዜ’ያ ገይራትሇይ‛ በሊ ሪዴሌ ‚ምሳኺ
ጽብቕቲ ስሇ዗ሊሇየትኒ!!‛
‚የቐንየሇይ‛
‚ሳሉ ናይ መወዒውዑ ትካሌ ከም ዗ልኒ ነጊራትኪ’ድ ነይራ?‛
‚ኣይነገረትንን‛
‚እዋእ …. ኣነ ዜውንኖ ሓዯ ዒቢ ናይ መወዒውዑ ትካሌ ኣብ ከተማ
ካንሳስ ኣልኒ። ኩለ ሰብ እዩ ዜፈሌጠኒ‛
‚እዋእ!! … ኣነ ግን …‛
‚ካብ ሙለእ ኣሜሪካ ንዜመጽኡና ወነንቲ ዒቢይ ርእሰ-ማሌ
ንዜኾኑ ዒማዊሌ ኢና ኣገሌግልት እንህብ‛
‚ናይ ብሓቂ?!!! … ነዙስ …‛

251
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
‚ትካሇይ ንፍለጣት ሰባት፡ ባንክታት፡ ዒበይቲ ንግዲውያን ትካሊት፡
ኣብ መሊእ ኣሜሪካ ሰንሰሇታዊ ዜርጋሐ ን዗ሇወን ግሮሰሪታት …..‛
‚እንባእ!! ከመይ ዯኣ ….‛
‚….. ሱፐር ማርኬታት …. በዒሌኺ ቀጽሌዮ እንበር ንውሩያትን
ፍለጣትን ሰባት፡ ንዒበይቲ ትካሊትን እዩ ናይ መወዒውዑ ኣገሌግልት
ዜህብ‛
‚ኣዜዩ ዒቢ ….‛
‚ከመይ ገይረ ኣብዙ ዯረጃ ከም ዜበጻሕኩ ክነግረኪ‛
ብዴሕሪ እዙ ጠጠው ኣየበሇን። ዴራር ተዯሪሮም ክሳብ ዜውዴኡ
ኣብ መንጎኦም ዜነበረ መዚረቢ ኣርእስቲ ቴዴ ሪዴሌ ጥራይ ነበረ።
** ** **
‚ናይ ነገር ሰብኣይ እንዴዩ …. ምናሌባት ምሳኺ ምህሊዉ ጽቕጢ
ፈጢሩለ ተረቢሹ ይኸውን‛ ሳሉ ኣመኻንያ ይቕሬታ ሓተተት።
‚በሉ ንዒይ’ዩ መሉሱ ከም ዜርበሽ ገይሩኒ። ካብሕጂ ብዚዕባ ታሪኽ
ህይወት ቴዴ ሪዴሌ ክትፈሌጢ ተዯሉኺ ንዒይ ሕተትኒ ሕራይ’ድ!!‛
‚ጄሪ ማኪንሇይ‛
‚እንታይ?!‛ ጁሌያ ተዯናጊራ ሓተተታ።
‚ጄሪ ማኪንሇይ … ዗ኪረዮ!! ንመሓዚይ ዒርካ እዩ ነይሩ። መሓዚይ
ብፍቅሩ ክትጽሇሌ’ያ ዯሌያ‛
‚የቐንየሇይ ሳሉ፡ ግርም መማጽኢት! …. ሕጂ ግን ተወዱኡኒ እዩ፡
ይኣኽሇኒ!!‛
‚ክዴውሇለ እየ ዯሓን‛
** ** **
ንጽባሒታ ምሸት ጄሪ ማኪንሇይ ሌክዕ ኣብ ቆጸራ ሰዒቱ ኣብ ኣፍ
ዯገ ገዜአን ተረኽበ። ባህ ዗ብሌ ሰሊምታ ምስ ክሌቲአን ዴሕሪ
ምሌውዋጥ ምስ ጁሌያ ተታሓሒዝም ካብቲ ገዚ ወጽኡ። ናብ መኪንኡ
ቅዴሚ ምዴያባ ‚ብዜኾነ ኣጋጣሚታት ቅዴሚ ሕጂ ዗ይትፋሇጥ ኔርካ
ቆጸራ ክትወጽእ ከሇኻ ከቢዴ ምዃኑ ይርዴኣኒ እዩ። ኣነ’ውን ዯሓር
ምስ ዕሊሌኪ ይፎኽሰኒ ይኸውን እንበር ከቢደኒ እዩ ዗ል። ስሇዙ

252
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

ጁሌያ … ከመይ ይስመዒኪ ከም ዗ል ስሇዜርዴኣሌኪ ኣይትሰከፊ‛


በሊ።
ጁሌያ ብሌዘባት ቃሊቱን ትሕትንኡን ክትፈትዎ ግዛ ኣይወሰዯትን።
ዴራር ንኽጋብዚ ኣብ ጎዯና ኤቨር-ግሪን ናብ ዜርከብ ሬስቶራንት ቻይና
ሒዜዋ ኣተወ።
‚ምስ ናይ ህንጻ ዱዚይነራት ኢኺ ትሰርሒ ሓቀይ? … ባህ
እንዲበሇኪ ትሰርሕዮ ስራሕ ከም ዜኾነ ርግጸኛ እየ። ሰባት ግን
ኣርክቴክተራት ክሳዕ ክንዯይ ኣገዯስቲ ምዃኖም ዜርዴኡ ኣይመስሇንን‛
ናይ በሓቒ በሉሕ’ዩ። ከመይ ገይሩ ንኣተሓሳሰባይ ኣንቢብዎ ….
ሓሰበት ጁሌያ። ንኩሇንተንኣ ተረዱኡ ንኣተሓሳስባኣ ዜካፈሌ
ዜረኸበት ስሇዜመሰሊ ተሓጎሰት። ‚ኣነ’ውን ብዜበሌካዮ እየ ዜሰማማዕ‛
ዕሊለ ሰሓቢ ኣብ ርእሲ ምንባሩ ተዋዚይ ኮይኑ ስሇዜረኸበቶ
ከይተረዴኦም ክ዗ናግዐ ኣምሰዩ። ጁሌያ እንዲዕሇለ ኣብ ዜኸደለ
መመሉሳ እንዲፈተወቶ ትመጽእ ምህሊዋ ክርዴኣ ጀመረ።
‚ናብ ገዚይ’ድ ትኣቱ ትዯሉ … ገሇ ውዐይ ነገር ክጋብ዗ካ?‛ ሓተተቶ
ካብቲ ሬስቶራንት ምስ ወጽኡ።
‚ናብ ገዚይ ክወስዯኪ ኣፍቅዴሇይ‛
‚ናብ ገዚኻ?‛
ቅርብ ብምባሌ ኣብ እዜና ሕሹኽ በሊ። ‚ኣብ ገዚይ እየ ነቲ ….
ኩርማጅን ሰንሰሇትን ዗ቀምጦ!!‛ ሕለፍ ወሌፊ ጸወታዊ ርክብ ዗ሇዎም
ሰባት ዜጥቀሙለ መሳርሒ ምዃኑ ስሇትፈሌጥ ምስቲ ጥዐም ዗ዕሌሌ
ዯሓን ሰብ ረኺበ ክትብሌ ምጽናሓ ሰንቢዲ ጠመተቶ።
ብዴሕሪ እታ ምሸት ጁሌያ ስታንፎርዴ ንጄሪ ማኪንሇይ ፈጺማ
ረኺባቶ ኣይትፈሌጥን እያ።
** ** **
ሄንሪ ዌሶን ጁሌያ ተቆጺራ ትሰርሓለ ቤት-ጽሕፈት ኣብ ዜርከቦ
ህንጻ እዩ ናይ ውሌቁ ናይ ሕሳብ ትካሌ ብምኽፋት መነባብርኡ
ዜመርሕ። ኣብ ሰሙን ክሌተ ወይ ሰሇስተ ግዛ ከም ኣጋጣሚ ንግሆ
ንስራሕ ኣብ ዜኣትዉለ ሉፍት ህንጻ ክጥቀሙ ክብለ ይራኸቡ

253
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
ነይሮም። ሄንሪ ጽፉፍ ኣከዲዴና ዗዗ውትር፡ ካብ የዑንቱ መነጽር
዗ይፈሉ ኣብ ሰሊሳታት ዕዴሚኡ ዜርከብ ምሌኩዕ ሰብኣይ እዩ።
ክሌቲኦም ፈሇማ ርእሶም ብምንቕናቕ እዮም ሰሊምታ ዜሇዋወጡ
ዜነበሩ። ዴሒሩ ግን ቀስ እንዲበሇ ናብ ‘ከመይ ሓዱርኪ’ ሽዐ ‘ልሚስ
ጸቢቕኪ’ ናብ ዜብሌ ሞገሰ ተሰጋጊሩ። ዴሕሪ ቁሩብ ኣዋርሕ ከኣ ‘ሓዯ
ምሸት ዴራር ተጋበዜኩኺ ከመይ ይመስሇኪ?!’ ናብ ዜብሌ ዯረጃ
ተበጺሑ።
** ** **
ሄንሪ ዌሶን ብፍቕሪ ጁሌያ ክርታዕ ግዛ ኣይወሰዯን። ኣብ ቀዲመይቲ
መዒሌቲ ቆጸርኦም ኣብ ከተማ ካንሳስ ኣሇዉ ካብ ዜበሃለ ዒበይቲን
ፍለጣትን ቤት-መግብታት ናብ ዜኾነ ሬስቶራንት EBT ወሰዲ።
እንዲተዯረሩ ብዚዕባ ነብሱ ብዘሕ ኣየዕሇሊን።
‚ኣቦይ ኣብዚ ከተማ እዩ ተወሉደ ዒብዩ። ኣነ’ውን ኣብዚ ከተማ እየ
ተወሉዯ። እንታይ ዜብሌዎ ኣል መስሇኪ ፍረ ገረብ ተወዯቐ ካብቲ
ከባቢ ኣርሒቁ ኣይወዴቅን እዩ ይበሃሌ ሓቀይ? … እንታይ ክብሌ ከም
ዜዯሇኹ ተረዱኡኪ ኣል‛
ጁሌያ እንታይ ክብሌ ከም ዜዯሇየ ኣይሰሓተቶን።
‚ናይ ወትሩ ዴላተይ ናይ ሕሳብ ሰራሕተኛ ንምዃን እዩ ነይሩ።
ትምህርተይ ምስ ዚ዗ምኩ ምስ ሓንቲ ፋይናንሳዊ ኮርፖሬሽን እየ
ስራሕ ጀሚረ። ሕጂ ግን ከምዙ ትርእይኒ ናይ ብሕተይ ዋኒን ክኸፍት
በቂዏ ኣሇኹ‛
‚ንፉዕ ኢኻ‛
‚ብዚዕባይ ከዕሌሇኪ ዜኽእሌ እንተል እዙ ዜነገርኩኪ እዩ። ሕጂ
ከኣ ብዚዕባኺ ንገርኒ‛
ጁሌያ ኣብ ሓሳብ ኣተወት። …. ኣነ ነቲ ካብ ዒሇም ዜሃብተመ ሰብ
ጓለ እየ። ብዚዕባ ኣቦይ ርግጸኛ እየ ሰሚዕካ ክትኸውን። ቅዴሚ
ሒዯት መዒሌትታት እዩ ጥሒለ ሞይቱ። ኣነ ከኣ ከም ጓለ መጠን
ወራሲት ሃብቲ ኣቦይ እየ ….. ኣትዮሞ ን዗ሇዉ ምዕሩግ ሬስቶራንት
ጠመተት። …. እንተዯሌየ ነዙ ሬስቶራንት ክገዜኦ ምኸኣሌኩ፡
ንምሌእቲ እዚ ከተማ ክገዜኣ’ውን ይኽእሌ ይኸውን።

254
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

ሄንሪ መሌሳ ስሇዜዯንጎዮ ‚ጁሌያ?‛ በሊ ቀስ ኢለ።


‚ኣሃ!! ኣይትሓ዗ሇይ። ሱቅ ኢሇ!! ኣብ ሚሉዋዩክ እየ ተወሉዯ።
ኣቦይ … እ …. ገና ንኢሽተይ ከሇኹ እዩ ሞይቱ። ብስራሕ ምኽንያት
ኣነን ኣዯይን ኣብ ብዘሕ ቦታታት ክንነብር ተገዱዴና ኢና። ዴሕሪ
ሞት ኣዯይ ግን እነሀሇኹ ኣብ ካንሳስ ረጊአ ስራሕ ረኺበ ክቕመጥ
ወሲነ‛ …. ተስፋ ይገብር ከም ፒኖክዮ ይሕሱ ብምህሊወይ ኣፍንጫይ
ይነውሕ ከይህለ …..
ሄንሪ ዌሶን የእዲዋ እንዲዯረ዗ ነዑንታ ክጥምት ጀመረ። ‚እሞ ክሳብ
ሕጂ ክከናኸነኪ ዜፈተነ ሰብኣይ የሇን ማሇት ዴዩ?‛ ምስ በሊ የዑንታ
እንዲጠመተ ካብ ሌቡ ብዜነቅሌ ህደእ ሌሳን ‚መጻኢ ህይወተይ ንዒኺ
ከውፍዮ ዯስ ምበሇኒ‛ በሊ።
ጁሌያ ዗ይተጸበየቶ ኮይንዋ ተገሪማ ጠመተቶ። ‚ኣይትሓ዗ሇይ ዯኣ
እንበር …. ኣብ ከምዙ ዒይነት ውሳኔ ክትበጽሕ ዜተሃወካ ይመስሇኒ።
ገና ብዘሕ ዜተፋሇጥና ኣይመስሇንን‛
‚ብዘሕ ክንፋሇጥ ስሇ ዜዯሉ እየ ከኣ መናብርተይ ንክትኮኒ ከም
ዜዯሉ ዜነግረኪ ዗ሇኹ‛
** ** **
ጁሌያ ምስ ሄንሪ ኣምስያ ናብ ገዜኣ ምስ ኣተወት ሳሉ ከመይ ከም
ዜነበረ ተሃንጥያ ሓተተታ።
‚እሞ’ኸ? ከመይ ነይሩ ቆጸራኹም?‛
‚ዯስ ዜብሇካ ሰብኣይ እዩ ምስኡ ከኣ …‛
‚ካብዙ ክወስዯኪ ከል ከም ዜረኣኽዎ እንተኾይኑ ዜፈተወኪ እዩ
ዜመስሌ‛
ጁሌያ ፍሽኽ በሇት። ‚ንመርዒ ሓቲቱኒ መስሇኒ‛
‚ንመርዒ ሓቲቱኒ መስሇኒ!? … መስሇኒ ዜበሃሌ የሇን … ሰብኣይ
ንመርዒ ክሓትት ከል ከመይ ከም ዜብሌ ኣይትፈሌጥን ዱኺ?‛
‚ከምኡ ዗ይኮነ ቃሌ ኣውጺኡ ተመርዒውኒ ዗ይኮነ ኢለኒ …. መጻኢ
ህይወቱ ንዒይ ክብጅዎ ከምዜዯሉ እዩ ነጊሩኒ‛

255
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
‚እሞ ሓቲቱኪ ማሇት እዩ!!‛ ሳሉ ብታሕጓስ ክትውጭጭ ጀመረት።
‚ንመርዒ ሓቲቱኪ ማሇት እዩ!! … ትሰምዕኒ ኣሇኺ .. ተመርዒውዮ!!
ሕራይ በሌዮ ቀሌጢፍኪ ሓሳቡ ከይቀየረ ከል‛
ጁሌያ ኣተሓሳስባን ኣ዗ራረባን ሳሉ ኣስሓቃ። ‚ንምንታይ እሞ
ይህወኽ?‛
‚ስምዑ’ሞ!! … ኣብዙ ገዚ እሞ ዒዴምዮ ሽዐ እቲ መግቢ ባዕሇይ
ከዲሌወሌኪ እየ፡ ዯሓር በዒሌኺ ከም ዗ዲሇኽዮ ትነግርዮ‛
ጁሌያ ካርካር ኢሊ ሰሓቀት። ‚ዯሓን የቐንየሇይ ሳሉ …. ካብ ሌበይ
዗ፍቅሮ ሰብኣይ ምስ ረኸብኩ ባዕሇይ ዜኸሸንክዎ መግቢ ወሊ
ኣይጋብዝ …. ሽምዒን ፍዮሪን ኣብ ዜመሌኦ፡ ፍቅራዊ ኣየር ኣብ
ዜነፍሰለ ሓዋሁ ኮፍ ኢሇ ምስኡ ክዴረር እየ። ንኽምርዒወኒ ኢሇ
ከምስሌ ግን ኣይዯሌይን እየ‛
** ** **
ሄንሪ ኣብ ዜሰዒበት ርክቦም ‚ካንሳስ ቆሌዐ ንኽተዕብየሊ ምችእቲ
ከተማ ምዃና ትፈሌጢ ኢኺ?‛ ብምባሌ ሓተታ።
‚እወ‛ መሇሰት ጁሌያ። ሓዲርን ቆሌዐትን ኣብዙ ግዛ እዙ ኣብ
ውጥና ብ዗ይምህሊዎም ዴላታቱ ከሻቅሊ ጀመረ። ኣብ዗ን ብሓንሳብ
ተቋጺሮም ዗ዕሇለሇን ክሌተ መዒሌታት እሙን፡ ህደእን ዒይነት ሰብ
ምዃኑ እንተኣስተብሃሇት ንሓዲር ከይትምነዮ ገሇ ነገር ዜጎዴል ዗ል
ኮይኑ ተሰመዒ።
ጁሌያ ከሻቅሊ ንዜጀመረ ጉዲይ ምስ ሳሉ ክትመክር ብምውሳን
ዴሕሪ ቆጸርኦም ንገዚኣ ተመሌሰት።
‚ክምርዒዎ ጥራይ እዩ ዯጋጊሙ ዜሓተኒ ዗ል?‛ በሇት ጁሌያ ዴላት
ሄንሪ ከጨንቃ ከም ዜጀመረ ኣብ ገጻ እንዲተነበ።
‚ብናትኪ ኣረኣእያ ሄንሪ ከመይ ዒይነት ሰብ’ዩ ኢሌኪ ምገሇጽክሇይ?‛
ሳሉ ህዴእ ኢሊ ሓተተታ።
ብዚዕባ ሄንሪ ዌሶን ክትነግራ ትኽእሌ ጽቡቕ ነገር ሓሰበት።
‚እሙን’ዩ። ህደእ …. እ … ቅኑዕ …..‛
‚ብኻሌእ ኣ዗ራርባ … ፈዚዜ ወይ ዴንዘዜ’ዩ ማሇትኪ እዩ‛

256
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

‚ብጣዕሚ ፈዚዜ ኣይኮነን‛ ጁሌያ ኣግሂዲ ክትነግራ ን዗ይዯፈረቶ


ነገር ሰሇ ዜተረዴአትሊ ብውሽጣ’ኳ ተተሓጎሰት ንኽተምስሌ
ክተመሓይሸለ ፈተነት።
ሳሉ ርእሳ ነቕነቐት። ‚ህደእ፡ ቅኑዕ፡ እሙን እንተኾይኑ ብናትና
ኣገሊሌጻ ፈዚዜ’ዩ ማሇት እዩ። ስሇዙ …. ተመርዒውዮ!!‛
‚እንታይ?‛
‚ተመርዒውዮ!! …. ህርኩታትን ፈዚዚትን ሰብኡት ኣብ ዕዲጋ ብዘሕ
዗ይርከቡ ስሇ ዜኾኑ ተመርዒውዮ‛
** ** **
ጁሌያ መነባብሮ እንዲኸበዲ መጺኡ’ል። ሓዯ ክፍሉት ወዱአ
ክትብሌን ናብ ካሌእ ወጻኢታት ክትሰጋገርን ዜዯጋገም ተርእዮ
እንዲኾና ከዯ። ንክዲውንቲ፡ ገዚ ክራይ፡ ናይ መግቢ …. እንዲተባህሇ
ዜወጽእ ገን዗ብ ብዘሕ’ዩ። ካሌእ ሕማም ኮይናታ ዗ሊ ትውንና ቶዮታ-
ተርሰሌ ዜዒይነታ መኪና’ውን ኣሊ። ሕስብ ክተብል ከሊ ንነብሳ ካብ
ተጥፍኦ ገን዗ብ ንሊዕሉ ኣብዚ መኪናኣ ዜወጽእ ወጻኢታት እዩ
ዜዚይዴ። መነባብሮኣ ንዜሓታ ኩለ ወጻኢታት ክትሽፍን፡ ትሑት
ኣታዊኣ ስሇ ዗ይሕግዚ እውን ሓያሇ እዋን ካብ ሳሉ ገን዗ብ ንክትሌቃሕ
ተገዱዲ እያ።
** ** **
ጁሌያ ክትወጽእ ክዲና እንዲቀያየረት ከሊ ሳሉ ‚ልሚ’ውን ምስ
ሄንሪ ኢኺ ክተምስይ ሓቀይ? ኣበይ እዩ ልሚ’ኸ ክወስዯኪ?‛
ብምባሌ ሓተተታ።
‚ናይ ሙዙቃ ምርኢት ስሇ ዗ል ኣብ ኣዲራሽ ሲንፎኒ ኢና ከነማሲ።
ክሌዮ-ሊይን መጺኡ ኣብ መዴረኽ ክዯርፍ እዩ‛
‚ሄንሪ መስኪን’ከ …. ክሳብ ሕጂ ንጹር ናይ መርዒ ሕቶ
ኣየቅረበሌክን?‛
ጁሌያ ተቀሊጢፋ ኣይመሇሰትን። ሽሕ’ኳ ኣነጺሩ ሕቱኡ ኣየቅርበሊ
ብተዚዋሪ ዴላቱን ናይ መጻኢ ትሌሙን መዒሌታዊ ካብ ምንጋር ግን
ዒዱ ኣይወዒሇን። ኣብ ዜተራኸቡለ ካብ ሄንሪ ትሰምዖ ዗ረባታት

257
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
ጸቅጢ እንዲገበረሊ ይመጽእ እኳ እንተል ንሳሉ ግን ኣግሂዲ ክትነግራ
ኣይመረጸትን።
‚ኣቲ ጓሌ ዲሕራይ ግን ከይትኸስርዮ‛ በሇታ ሳሉ መሌሲ ጁሌያ
ዯንጉይዋ።
ምዃን ሓቃ እያ ትኸውን …. ሓሰበት ጁሌያ። ሄንሪ ዌሶን ወረጃን
ንፉዕን በዒሌ ሓዲር ክኸውን ይኽእሌ’ዩ። ጠባዩ’ውን ….. ብኸመይ
ከም ትገሌጾ ተማትአት። ….. እሙን’ዩ፡ ህደእ፡ ቅኑዕ …. ግን ንሓዲር
እዙ ኹለ እኹሌ ዴዩ?
ጁሌያ ክዲና ሇባቢሳ ክትወጽእ እንክትብሌ ሳሉ ‚እታ ጸሊም
ጫማኺ ክገብራ’ድ?‛ ብምባሌ ብትሕትና ሓተተታ።
‚ሕራይ‛ ኢሊታ ጁሌያ ቀሌጢፋ ካብቲ ገዚ ወጸት።
ሳሉ ናብ መዯቀሲ ክፍሉ ጁሌያ ኣትያ ኣርማዱዮ ከፈተት። እተን
ዜዯሇየተን ጸሇምቲ ጫማ ኣብ ሊዕሇዋይ መዯርዯሪ እቲ ኣርማዴዮ
ተሰቂሇን ረኣየተን። ንኣታተን ክተውርዯን ኣብ ጫፍ ብሰንኩፍ
ተቐሚጡ ንዜነበረ ባኮ ስሇዜተንከፈቶ ናብ መሬት ወዱቑ ኣብኡ
ዜጸንሐ ንብረት ዚሕ ዜበሇ።
‚ክሊእ!!‛ ሳሉ ዴንን ኢሊ ካብቲ ባኮ ወጺኡ ንዜተበታተነ ወረቓቕቲ
ክትኣሪ ጀመረት። ኣብ ቁርጽራጽ ናይ ጋዛጣ ወረቓቕቲ ዜረኣየቶ ስእሉ
ኣሰንበዲ። ዯጋጊማ ንኩሇን ወረቓቕቲ እንዲሌዒሇት ተመሌከተት።
ስእሉ ናይቲ ካብ ዒሇምና ኣሇዉ ዜበሃለ ሃብታማት ዜኾነ ሄሪ
ስታንፎርዴ ምስ ጁሌያ እንታይ ክገብር ጸኒሑ ብምባሌ ሓሰበት።
** ** **
ጁሌያ ተሃዊኻ ብምውጻኣ ንዜረስዒቶ መፍትሕ መኪና ክተምጽእ
እንዯገና ናብ ገዜኣ ተመሌሰት።
‚ከመይ ኢሇ ረሲዏዮ ወጺአ …‛ ተበቲኖም ን዗ሇው ወረቓቕትን
ስእሌታትን ምስ ረኣየት ሰንበዯት።
‚ኣይትሓዜሇይ‛ ሳሉ ይቕሬታ ሓተተት። ‚ጫማኺ ከውርዴ ክብሌ
እዩ ወዱቑኒ‛
ጁሌያ ሓረቐት። መሌሲ ከይመሇሰትሊ ወዱቐን ን዗ሇዋ ቁርጽራጽ
ጋዛጣታትን ስእሌታትን ክትኣርየን ጀመረት።

258
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

‚ክሳዕ ክንዴዙ ግን ብሃብታማት ትግዯሲ ኣይመስሇንን ነይሩ‛ በሇታ


ሳሉ።
ሕጅ’ውን ጁሌያ ቃሌ ከየውጸአት ንዜኣረየተን ወረቓቕትን
ስእሌታትን ኣብ ዜጸንሐለ ባኮ ኣቀመጠተን። ንዜተረፋኣ ክትኣሪ ምስ
ጀመረት ብቕርጺ ሌቢ ዜተሰርሐት ኣዱኣ ዜሃበታ ናይ ክሳዴ ካቴና
ረኣየት። ኣሌዑሊ ኣብ ትዜታ ኣተወት።
ሳሉ ብኹነታት መዲቕስታ ተጠራጠረት። ነቲ ጌጽ ሒዚ ብሓሳብ
ርሑቕ ዜገሸት እያ ትመስሌ። ‚ጁሌያ?‛
‚ኣቤት‛
‚ንምንታይ ኢኺ ብዚዕባ ሄሪ ስታንፎርዴ ክሳዕ ክንዴዙ ትግዯሲ?‛
ሓተተታ ሳሉ።
‚ኣይግዯስን እየ!!‛ ቁጥዏ ዜተሓወሶ ሓጺር መሌሲ ሃበታ። ‚እዙ
ኩለ ዜረኣኽዮ ናተይ ኣይኮነን … ናይ ኣዯይ እዩ‛
ሳሉ ብዜሰምዒቶ ሰገጥ በሇት። ሓንቲ ካብተን ቁርጽራጽ ናይ ጋዛጣ
ወረቓቕቲ ኣሌዑሊ ክተንብብ ጀመረት። ….. ቱጃር ሄሪ ስታንፎርዴ
ንኣሊይት ቆሌዒ ኣጥኒስዋ ….. ኣብ ዒሇምና ኣሇዉ ካብ ዜበሃለ
ሃብታማት ዜኾነ ሄሪ ስታንፎርዴ ብወሰን ቆሌዒ ወሉደ …… ኣዯ ምስ
ውሊዲ ናበይ ከም ዜኣተዋ ኣይተፈሌጣን!!
ሳሉ ክንጽረሊ ንዜጀመረ ሚስጢር መዲቕስታ ምእማኑ ስኢና
ንጁሌያ ጠመተታ። ‚ንስኺ ጓሌ ሄሪ ስታንፎርዴ ኢኺ!! … ብሓቂ
ጁሌያ ጓለ ኢኺ?!!‛
ጁሌያ ትሕበነለ ነገር ብ዗ይምዃኑ ርእሳ ነቕኒቃ ኣወንታዊ መሌሲ
ዴሕሪ ምሃብ ንዜተረፋኣ ወረቓቕቲ ምእራይ ቀጸሇት። ሳሉ ‚ጓለ ኢኺ
ሙሽ?‛ ብምባሌ ሓተተታ ጽቡቕ ጌራ ክተረጋግጽ ዯሌያ።
ጁሌያ ምሌዕዒሊ ኣቋሪጻ ንመዲቕስታ ጠመተት። ‚ሳሉ በጃኺ …
ብዚዕባዙ ጉዲይ’ዙ ክዚረብ ኣይዯሌይን እየ‛
ሳሉ ተንበርኪኻትለ ካብ ዜጸንሐት ተንሰአት …… ‘ክትዚረብለ
ኣይትዯሌይን ኢኺ …. ንስኺ እኮ ንወናኒ ቢሌዮናት ጓለ ኢኺ …. እሞ
ከኣ ክዚረበለ ኣይዯሌይን እየ ትብሉ? ጽሌሌቲ ኢኺ’ ብምባሌ
ብሓሳባ ከተንጸርጽር ጀመረት።

259
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
‚ስምዑን’ድ ጁሌያ ኣቦኺ ቢሌዮነር እኳ እዩ …. እንታይ ኢኺ
ትገብሪ ዗ሇኺ?‛
‚ሃብቱ ምሳይ ዗ራኽብ ነገር የብለን‛
‚ጓለ እንተኾይንኪ እንታይ ኮይኑ ዗ራኽብ ዗ይብለ። ወራሲት
ማሇት እኮ ኢኺ፡ ይርዴኣኪ ዴዩ? ካባኺ ክግበር ዜግባእ እንተል
ንስዴርኡ መን ምዃንኪ ምንጋር ጥራይ እዩ እንበር እቲ ካሌእ እኮ
መሰሌኪ እዩ ….‛
‚ኖኖእ!!‛
‚ከመይ ማሇትኪ’ዩ?‛
‚዗ይትፈሌጥዮን ዗ይተረዯኣክን ነገር ኣል‛ ጁሌያ ተንበርኪኻ ክትኣሪ
ካብ ዜጸንሓቶ ተንሲኣ ኣብ ዯንዯስ ዒራት ኮፍ በሇት። ‚ሄሪ ወሊ ዯኣ
ኣቦይ ይኹን እንበር ጨካን ሰብ’ዩ። ንኣዯይ ዜገፍዏ ሰብ’ዩ ሳሉ!! ስሇዙ
ኢና ኣነን ኣዯይን ዗ይንፈትዎ‛
‚ንከምዙኦም ዜኣመሰለ ሰባት በዙ ዜበሌክዮ ምኽንያት ጥራይ
዗ይሓዊ ጽሌኢ ክተሕዴሪ ኣይግበኣክን’ዩ …. ኩነታቶም ክትርዴኢ
ፈትኒ‛
‚ሳሉ በጃኺ ….. ካብዝም ስዴራ እዙኦም ዜኾነ ነገር ኣይዯሌይን
እየ። ብሰንኩ ሙለእ ህይወተይ ዜረኽቦ ዗ሇኹ ሽግር ይኣኽሇኒ!!‛
‚ጁሌያ ሓዯ ነገር ግን ክነግረኪ … ወራሲት ከሇኺ ኣብ ከምዙ
ዜኣመሰሇ ሕማቕን ጸቢብን ገዚ ክትነብሪ፡ ሕሱር ክዲውንቲ
እንዲገዚእኪ ክትክዯኒ፡ ንገዚ ክራይ እኳ መኽፈሉ እንዲሰኣንኪ
ክትሌቅሒ ኣየምሕረሌክን እዩ። ፈቲኺ ጸሉእኪ ስዴራኺ እዮም።
ርግጸኛ እየ ኣብ ከምዙ ዜኣመሰሇ ናብራ ክትነብሪ ንሳቶም’ውን ዯስ
ኣይብልምን እዩ። ተዜፈሌጡ ምስቲ ስሞምን ሃብቶምን ሓፍቶም ኣብ
ከምዙ ዒይነት ኩነታት ምህሊዋ መሕፈሮም ነይሩ‛
‚ሳሉ …. ብህይወት ከም ዗ሇኹ እውን ኣይፈሌጡን እዮም … በጃኺ
ሳሉ ሕጂ ….‛
‚዗ይፈሌጡ እንተኾይኖም ባዕሌኺ ክትነግርዮም ኣሇኪ‛
‚ሳሉ …‛
‚ኣቤት?‛

260
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

‚ብዚዕባ እዙ ኣርእስቲ ረስዕዮ፡ ዯጊመ ፈጺመ ክዚረበለ ኣይዯሌይን


እየ‛
ሳሉ ንንውሕ ዜበሊ ካሌኢታት ኣቶኩራ ንጁሌያ ጠመተታ። ‚ካብ
በሌኪ ኣየገዴዯክን እየ‛
** ** **

261
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —

ምዕራፍ 20
ቴይሇር ክዒብዴ ዯሌዩ’ል። ካብ ዜሓሇፋ ዕስራን ኣርባዕተን ሰዒታት
ጀሚሩ ንሉም ክዴውሇለ’ኳ ተፈተነ ክረኽቦ ግን ኣይከኣሇን። …. ምስ
መን’ዩ ዗ል? … መንፈስ ቅንኢ ክህውጾ ጀመረ። …. እንታይ ይገብር
ይህለ?
ቴላፎን ኣሌዑለ ዯጊሙ ዯወሇ። ዴሕሪ ነዊሕ ጻውዑት ተስፋ
ቆሪጹ ክዒጽዋ እንዲበሇ መስመር ተሊዕሇ።
‚ሄልው?‛
‚ሉም!! ከመይ ኣሇኻ?‛
‚መን ኢኻ?‛
‚ኣነ’የ ….. ቴይሇር‛
‚ቴይሇር?‛ ካሌኢታት ብስቅታ ሓሇፉ። ‚ኦው!! … እወ ቴይሇር …
ከመይ?‛
‚ዯሓን እየ። ከመይ ኣሇኻ ንስኻ?‛
‚ጽቡቕ‛ መሇሰ ሉም።
‚ጽቡቕ ብስራት ኣልኒ ኢሇካ ሙሽ ነይረ?‛
‚እወ?‛ መሇሰለ ሉም እንዲሰሌቸዎ።
‚ትዜክር’ድ ሓዯ ግዛ ናብ ዯሴት ቅደስ-ትሮፔዜ ብጸዒዲ ፈጣን
መዚወሪት መርከብ እንዲተ዗ናጋዕካ ክትጓዒዜ ከም እትዯሉ ክትነግረኒ?‛
‚እወ … እንታይ እሞ ብዚዕብኡ?‛
‚ዜመጽእ ወርሒ ብሓባር ተኸዴና ከመይ ይመስሇካ?‛
‚ትሊገጽ ዱኻ ዗ሇኻ?‛
‚ንምንታይ’ሞ ዜሊገጽ?!!‛
‚ብኸመይ ግን ከምኡ ትሓስብ ኣሇኻ …. ፈጣን መርከብ ዜውንን
ዒርኪ ሒዜካ ዱኻ?‛
‚ኖኖእ ….. ናተይ መርከብ ክገዜእ እየ‛
‚ቴይሇር!! … ገሇ ስቱር ዜኾነ ምስጢራዊ ስራሕ ጀሚርካ
ከይትኸውን?‛ ሉም ንነብሱ ስሇዜፈርሓሊ ሓተቶ።

262
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

‚ኖኖእ … ብፍጹም ሉም!! … ናይ ነገር ዕዴሌ ብርክት ዜበሇ ገን዗ብ


ክረክብ ብምኽኣሇይ እዩ። ኣዜዩ ብርክት ዜበሇ ገን዗ብ!!‛
‚ቅደስ-ትሮፔዜ ዱኻ ዜበሌካ? …. ይገርም እዩ። ዯስ እንዲበሇኒ
ምሳኻ ክኸይዴ እየ‛
ቴይሇር ዒቢ እፎይታ ተሰምዖ። ‚ብጣዕሚ ጽቡቕ!! … ክሳዕ ሽዐ
ግን በጃኻ ….‛ ዴሕሪ ምባለ ኣስዑቡ ክብል ዜሓሰበ ባዕለ እውን
ክኣምኖን ክቕበልን ብ዗ይምኽኣለ ተወሳኺ ቃሌ ከየሙሇቀ ሰሊምታ
ሂቡ ንቴላፎኑ ዒጸወ። ሉም ምስ ካሌኦት ሰባት ኣሇኹ ክብል ፍጹም
ኣይወሓጠለን እዩ።
ዯስ እንዲበሇኒ ምሳኻ ክኸይዴ እየ …… ኣብ ሓዲስ ውቅብትን
዗መናዊትን ፈጣን መርከቡ በይኖም ብሒቶም ክ዗ዋወሩ ከሇዉ
ክረኣዮ ጀመረ።
ንሕሌሙን ባህጉን ተቐሊጢፉ ጋህዱ ክገብር ኣብ ሌዕሉ ጠረጴዚ
ንዜጸንሐ መዜገብ መሐበሪ ቴላፎን ኣሌዑለ ክገናጽሌ ጀመረ።
** ** **
ኣብ ከተማ ቦስተን ኣብ ዜርከብ ቤት-ጽሕፈት መሸጣ መራኽብ
ጆን-ኣሌዯን ምስ ኣተወ ማናጀር እቲ ትካሌ ብፍሕሹው ኣቀራረባ
ተቐበል።
‚እንታይ ክሰምዒካ?‛
‚መርከብ ክገዜእ ዯሌየ ነይረ‛ በል ቴይሌር ሓበን እንዲተሰምዖ።
ናይ ኣቡኡ መርከብ’ኳ ተሃሇወት ኣብ ውርሻ ስሇ እትኣቱ ምስ ሓፍቱን
ሓዉን ብሓባር ክጥቀም ኣይመረጸን።
‚ናይ ሞተር ዱኻ ትዯሉ ወይስ ብቐዚፊ መንኮርኮር ዜንቀሳቀሳ?‛
‚እ …. እንዴዑ ኣነ’ውን ርግጸኛ ኮይነ ኣይመጻእኩኻን። ግን
ብመርከበይ ንዒሇም ክዝራ እዩ ሓሳበይ‛
‚እሞ ናይ ሞተር ኢኻ ዯሉኻ ማሇት እዩ!!‛
‚ክኸውን ኣሇዎ። ሕብራ’ከኣ ጸዒዲ ክኸውን’የ ዜዯሉ‛
ማናጀር ቅዴሚ ሕጂ ካብ ዗እንገድም ዒማዊሌ ፍሇይ ዜበሇ ጠሇብ
ብምስምዐ ተገሪሙ ጠመቶ። ‚ሕራይ። ጻዕዲ ሕብሪ ዗ሇዋ … ግዜፋኸ
ማዕረ ክንዯይ ትኸውን መርከብ ኢኻ ትዯሉ?‛

263
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
እታ ናይ ኣቦይ ፈጣን መርከብ ሚእቲን ሰማንያን ጫማ ኣቢሊ’ያ
ትኸውን … ዗ከረ ቴይሇር። … ስሇዙ …. ‚ክሌተ ሚእቲ ጫማ፡ ክንዯይ
ማሇት እዩ? … ከባቢ ሱሳ ሜትሮ ናይ ጎዴኒ ንውሓት ዗ሇዋ‛
ክሳዕ ክንዴኡ ዜዕብየታ ፈጣን መርከብ ክጠሌብ እዩ ኢለ
ስሇ዗ይተጸበዮ ማናጀር የዑንቱ ሰሇምሇም ኣበሇን። ‚ኦው …. ክሳዕ
ክንዴኡ ዕብየት ዗ሇዋ መርከብ ኣዜያ ክብርቲ እያ ኣቶ …‛
‚ቴይሇር ይበሃሌ። ኣቦይ ሄሪ ስታንፎርዴ እዩ‛
ገጽ ማናጀር ብምሒር ታሕጓስ በርሀ።
‚ዯሓን ኣይትሻቀሌ … ናይ ገን዗ብ ጸገም የሇን‛
‚ከም ዗ይህለ ርግጸኛ’የ!! …. እሞ ንሕና ከምቲ ትዯሌዮ ጸዒዲ
ዜሕብራ ንማንም ትማርኽን ክትውንና ተብህግን መርከብ
ክነዲሌወሌካ ኢና። ክሳዕ ሽዐ ግን ነ዗ን ስእሌታት’ሞ ረኣየን …
ምናሌባት ካብ዗ን ኣብ ስእሉ ዗ሇዋ ፈጣናት መራክብ ባህ ኢሊትካ
ዜመረጽካያ እንተሌያ ዯውሇሇይ ኢኻ‛ በል ማኛጀር ፍሽኽ እንዲበሇ።
** ** **
ዉዱ ኣብ ውዴዴር ከገሌግሌዎ ብዚዕባ ዜኽእለ ዴንኪ ኣፍራስ እዩ
ክሓስብ ቀንዩ። ቅዴሚ ሕጂ ናይ የዕርኽቱን ፈተውቱን ኣፍራስ እዩ
ዜጋሌብ ነይሩ። ካብሕጂ ግን ዜበሇጸን ምሩጽ ዗ርኢ ዗ሇዎን ፈረስ
ክውንን ከም ዜኽእሌ ፈሉጡ’ል። ብናይ ውሌቁ ፈረስ ናይ ዒሰርተ
ጎሌ ተጻዋታይ ውዴዴር ቃርሳ ፈረስ ንኽከውን እዩ ተመንዩ ዗ል።
ቴላፎን ኣሌዑለ ናብ ሚሚ ካርሰን ዯወሇ። ሙውቅ ሰሊምታ
ዴሕሪ ምሌውዋጥ ተቀሊጢፉ ናብ ቀንዱ መዯወሉ ምኽንያቱ ኣተወ።
‚ኣፍራስኪ ክገዜአን ዯሌየ ኣሇኹ‛
‚ክገዜአን? … ንኹሇን ኣፍራሰይ ዱኻ ክትገዜአን ዯሉኻ ዗ሇኻ?‛
‚እወ ሚሚ … ንኹሇን ክገዜአን ዯሌየ’ሇኹ። እንተሊይ
መውዒሉአን፡ ይሊገጽ ኣይኮንኩን ዗ሇኹ‛
እቲ ዕሊሌ ንፍርቂ ሰዒት ዜኸውን ቀጸሇ። ብዴሕሪዙ ቴላፎን ዒጽዩ
እንዲተሓጎሰ ንሰበይቱ ፔጊ ክረኽባ ካብቲ ክፍሉ ወጸ።
ፔጊ በይና ኣብ በረንዲ እቲ ቪሊ ኮፍ ኢሊ ጸንሓቶ። ኣብ ገጻ ዗ል
በሰሊ ገና ከም ዗ይሃሰሰ ኣስተብሃሇ።

264
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

‚ፔጊ …‛
ገጻ ጸዊጋ ጠመተቶ። ‚ኣቤት?!‛
‚ከ዗ራርበኪ ዯሌየ ነይረ … እ … ብኸመይ ከም ዜጅምሮ እንዴዑ‛
ዉዱ ዒሚቕ ኣስተንፈሰ። ‚ሓዯ ዗ይረብሕ ሰብኣይ ኮይነኪ ከም
዗ሇኹ ይርዴኣኒ’ዩ። ገሇ በዯሊተይ እውን ይቅረ ክበሃለ ዜኽእለ
ኣይኮኑን። ግን ጽብቕተይ … ካብሕጂ ቃሌ ይኹነኒ ኩለ ነገር ከም
ቀዯሙ ኣይክኸውንን እዩ። ሃብታማት ኮይና ኣሇና። ኣዙና
ሃብታማት። ንኩለ ሕለፍ በዯሊተይ ከኣ ፔጊ … ኣብዙ ሓዴሽ
ህይወትና ክኽሕሰኪ እየ!! … ካብ ሌበይ እየ ዜብሇኪ ዗ሇኹ ፔጊ …
ሓቢርና ሓዱሽ ህይወት ክንመርሕ ኢና‛
‚ሓዴሽ ህይወት … ሓዴሽ ህይወት!! ዱኻ ትብሌ ዗ሇኻ? ቅዴሚ
ሕጂ ዜሰማዕክወን ቃሊት ተዯጋገምካሇይ ንዒይ እንታይ ይዒብሰሇይ‛
‚እወ ፔጊየ ቃሌ ይኣትወሌኪ ኣሇኹ። ቅዴሚ ሕጂ ተመሳሳሉ
ቃሊት ከም ዜሃብኩኪ ይፈሌጥ እየ። እንተ ሕጂ ግን ጽብቕተይ ናይ
ብሓቂ ንሇውጢ ዒጢቀ ኣሇኹ። እንታይ ከም ዜገብር እውን ዴሮ
ሓሲብለ ወሲነ’የ። ክዴሕነለ ናብ ዜኽእሌ ሕክምና ክኸይዴ እየ
ፔጊ … ካብ ዜጸናሕናለ ናይ ገሃነም ህይወት ክወጽእ እየ ዜዯሉ።
ፔጊ ….‛ የዑንቱ ንብዒት ቁጽርጽር ከብሊ ተዒ዗በት ‚ፔጊ ብ዗ይ ብኣኺ
ነዙ ሓሳብ ከተግብሮ ማሇት ዗ይሕሰብ እዩ። ብ዗ይ ብኣኺ ክኸውን
ከም ዗ይክእሌ ትፈሌጢ ኢኺ?‛
ፔጊ ኣቶኪራ ጠመተቶ። ኮፍ ካብ ዜበሇትለ ከይተንሰአት ክሌቲኡ
የእዲዋ ምስ ዗ርገሓትለ ከም ቆሌዒ ኣብ ሕቁፋ ክሽኳዕ ግዛ
ኣይወስዯን።
‚ሽግርካ እንታይ ምዃኑ ይፈሌጥ እየ ዉዱ‛ ኣብ እዜኑ ሕሹኽ
በሇቶ። ‚ክሕግ዗ካ እየ!! .. ሕራይ’ድ ፍቅረይ ኣብ ጎንኻ ኮይነ ክሕግ዗ካ
እየ‛
** ** **
ማርጎ ፖዜነር ስርሓ ስሇ ዜዚ዗መት ትኸዯለ እዋን ኣኺለ ኣል።
ቴይሇር ክዯሌያ ጸኒሑ ኣብ ክፍሉ ቤት-ንባብ እቲ ቪሊ ኮፍ ኢሊ
ጸንሓቶ። ናብቲ ክፍሉ ዴሕሪ ምእታው ተኸፊቱ ንዜጸንሖ ማዕጾ እቲ

265
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
ቤት-ንባብ ሸገጦ። ‚ማርጎ … ንስሇ ኩለ ዗ርኣኽኒ ክእሇት ከመስግነኪ’የ
ዜዯሉ‛
ማርጎ ፍሽኽ ኢሊ ጠመተቶ። ‚ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ግዛ’የ ኣሕሉፈ።
ዯስ እንዲበሇኒ ዜገበርክዎ ነገር እዩ …. ንመጻኢ ተዋሳኢት ምዃን
዗ዋጽኣኒ ይመስሌ ሓቀይ?‛
ቴይሇር ብርእይቶኣ ክምስ በሇ። ‚ንፍዕቲ ተዋሳኢት ምኾንኪ
ነይርኪ …. ኣብዚ ናይ መጀመርታ እኳ ንኹልም ተዒ዗ብትኺ ናይ
ዜሇበስክዮ ገጸ-ባህሪ መንነት ከም ዗ልኪ ዗እመንክዮም!!‛
‚የእሚነዮም ሙሽ?!!‛
‚እወ!! … የቐንየሇይ ከኣ። ካብ ውዕሌና ተሪፉኪ ዜጸንሐ መጥን
ገን዗ብ ከኣ እነሀሇ ተቐበሌኒ‛ ብምባሌ ቴይሇር ካብ ጁብኡ ሰታሪት
ብምውጻእ ኣረከባ። ‚ካሌእ ሌክዕ ከም ውዕሌና ናብ ቺካጎ ዜመሌሰኪ
ናይ ኣየር ቲኬት እውን ኣብ ውሽጡ ኣልኪ‛
‚የቐንየሇይ!!‛ ኣመስገነት ማርጎ።
ቴይሇር ሰዒቱ ተመሌከተ። ‚ምጥርናፍ ይሕሸኪ … ነፋሪት
ከይትሓዴገኪ‛
‚ሕራይ። … እ .. ሓዯ ነገር ክነግረካ ዜዯሉ እንተል ግን ብኹለ ነገር
ናይ ብሓቂ ከየመስገንኩኻ ክሓሌፍ ኣይዯሌይን እየ። ማሇት ካብ ቤት-
ማእሰርቲ ኣውጺእካኒ ንሱ ጥራይ ከይኣክሌ ጽቡቕ ነገር ጌርካሇይ‛
ቴይሇር ፍሽኽ በሇ። ‚ገን዗ብኪ!! … ዒቢ ነገር ኣይብልን እየ። ..
ሰናይ ጉዕዝ ይግበረሌኪ‛
‚ኣሜን የቐንየሇይ!!‛
ቴይሇር ብገን዗ብ ዜዒዯጋ ተዋሳኢት ካብ ቤት-ንባብ ወጺኣ ናብ
መዯቀሲ ክፍሊ ክትኣትው ኣስካሊ እንዲዯየበት ኣቶኪሩ ተዒ዗ባ። …..
እቲ ጸወታ ተወዱኡ ኣል … ሓሰበ ቴይሇር ሓበንን ዯስታን
እንዲተሰምዖ …. ቼክ ሜት!!
** ** **
ካንዯሌ ኣብ መዯቀሲ ክፍሉ ማርጎ ፖዜነር ምስ ኣተወት
ክትጠራንፍ ጸንሓታ።

266
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

‚ጁሌያ ክስታይ ክብሇኪ እየ ዯሌየ …..‛ ካንዯሌ ዗ረብኣ ኣቋረጸት።


‚ናበይ ዯኣ??‛
‚ንገዚይ ይኸይዴ ኣሇኹ‛
መሌሳ ኣስዯሚምዋ ጠመተታ። ‚እንታይ እዋንኪ? … ንምንታይ’ከ
ንገዚ ትኸዱ ኣሇኺ? ኣብዙ ክትጸንሒ’ሞ ጽቡቕ ጌርና ክንሊሇ እባ …..
ከይተፋሇጥና ዗ሓሇፉና ብዘሓት ዒመታት እባ ኣብ ግምት የእትውዮ‛
‚እሱስ ጽቡቕ ኣሇኺ …. እንተኾነ እንኳዕ ንስዴራይ ተፋሇጥኩኹም
እንበር ካሌእ ግዛ ኣል እንድ‛
ካንዯሌ ኣብ ጫፍ ዒራት ኮፍ በሇት። ‚እንታይ እሞ ዗ህውኽ
ተረኺቡ’ዩ? ሕሰብዮሞ ተኣምራት እኮ እዩ እዙ። ዴሕሪዙ ኩለ
ዒመታት ክንራኸብ ከሇና!!‛
ማርጎ ምጥርናፋ ቀጺሇት። ‚ጽቡቕ ኣሇኺ … ተኣምራት’ዩ‛
‚ንስኺ’ሞ ሲንዴረሊ ዜኾንኪ ኮይኑ ተሰሚዐኪ ይኸውን ሓቀይ? …
ማሇተይ ሓዯ እዋን ማእከሊይ መነባብሮ ክትመርሒ ጸኒሕኪ ወናኒት
ሌዕሉ ቢሌዮን ድሊር ኢኺ ክትበሃሉ ከሇኺ ….‛
ማርጎ ምጥርናፋ ዯው ኣበሇት። ‚እንታይ ኢሌኪ?‛
‚ዜበሌክዎ’ድ …‛
‚ቢሌዮን ድሊር ዱኺ ኢሌኪ?‛ ማርጎ ንክተረጋግጽ ዯጊማ ሓተተት።
‚እወ። ኣይፈሇጥክን ዱኺ ገን዗ብ ኣቦና ከክንዯይ ከም ዜበጽሓና?‛
‚ኩሊትና ቢሌዮን ድሊር ኢና ክንረክብ?‛
‚ይዚይዴ እውን ከይኸውን። ኣይነገሩኽን?!!‛
‚መን እሞ ክነግረኒ‛ ማርጎ እከይ ግብሪ ቴይሇር ቁሌጭ ኢለ
ተራእያ። ‚ኣይነገሩንን!!‛ ገጻ ክጸዋወግ ጀመረ። ‚ምዃን ካንዯሌ ….
ሓቅኺ ኢኺ ከምቲ ዜበሌክኒ ጽቡቕ ጌርና ክንሊሇ ምሳኹም ክቅንይ
እየ‛
ዜጠርነፈተን ክዲውንቲ ናብ ቦትአን ክትመሌሰን ጀመረት።
** ** **
ቴይሇር ኣብ ቪሊ-ሮዜ ሂሌስ ኣብ ዜርከብ ሶሊርዩም ኣትዩ ናይ
ዜተፈሊሇዩ መራክብ ስእሌታት ንዜሓ዗ መጋዙን እንዲተመሌከተ ጸሓይ
ክጽል እንከል እዩ ክሊርክ ናብኡ ገጹ ይመጽእ ከም ዗ል ዗ስተብሃሇ።

267
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
‚ኣይተሓ዗ሇይ ቴይሇር። ናይ ቴላፎን ጻውዑት ኣልካ‛ በል ክሇርክ
ኣብ ጥቅኡ ምስ ቀረበ ኣብ ኢደ ንዜሓዚ ተንቀሳቃሲት ናይ ገዚ
ቴላፎን እንዲረከቦ።
ሊዕሇዋይ ዲኛ ኬትዜ ፔርሲ እዩ ካብ ከተማ ቺካጎ ዯዊለለ።
‚ቴይሇር?‛
‚ኣቤት‛
‚ንዒኻ ዜኸውን ብስራት ኣልኒ!!‛
‚እዋእ!! .. እንታይ ዯኣ ኮይኑ?‛
‚ኣነ ጡረታ ይወጽእ ስሇ዗ሇኹ ሊዕሇዋይ ዲኛ ቤት-ፍርዱ ክትከውን
ሓጺናካ ኣሇና። ከመይ ይመስሇካ?‛
ቴይሇር ካብ ምሒር ታሕጓስ ክጽሇወለ ካብ ዜጸንሐ ተዒጻፊ ዒራት
ክነጥር ዯሇየ። ‚ካብ መጠን ንሊዕሉ ዯስ ይብሇኒ እንበር‛
‚በሌ ተሓጎስ .. ብዴሕረይ እቲ ቦታ ናትካ’ዩ!!‛
‚ካብ ምሒር ምሕጓስ እንታይ ኢሇ ከም ዗መስግነካ ጠፊኡኒ‛ ….
እንታይ ክብል ኣልኒ ‘ቢሌዮነር ኣብ ሓዯ መንበር ኮፍ ኢለ ነዝም
ክነብሩ ዗ይብቁዒት ዜኾኑ ፍጥረታት ክፈርዴ ግዙኡ ከሕሌፍ የብለን’
ወይስ ‘ኣይትሓ዗ሇይ ኬትዜ በታ ሓዲሽ መርከበይ ዒሇም ክዝራ ግዛ
የብሇይን’ ክብል ….. ቴይሇር ቴላፎን ኣብ እዜኑ ኣጸጊዐ ሓሰበ።
‚ኣየናይ ኮይኑ፡ ይግብኣካ እዩ። መዒስ ኢኻ’ከ ናብ ቺካጎ ትምሇስ?‛
‚ቁሩብ ምጽንሐይ እኳ ኣይተርፈንን እዩ‛ መሇሰ ቴይሇር። ‚ገና
዗ይተወዴኡ ዗ሳሌጦም ብዘሓት ጉዲያት ኣሇዉኒ‛
‚በሌ ንምምጻእካ ክንጽበ ኢና‛
‚ቻው ኬትዜ!!‛
ቴይሇር ቴላፎን ዒጽዩ ሰዒቱ ተመሌከተ። ማርጎ ናብ ኤርፓርት
ትኸዯለ ሰዒት ኣኺለ ኣል። ምጥርናፋ ወዱኣ ከም ዗ሊ ንኸረጋግጽ
ናብ መዯቀሲ ክፍሊ ኣምረሐ።
** ** **
ኣብ መዯቀሲ ክፍሊ ምስ ኣተወ ጠርኒፋቶም ንዜጸንሑ ክዲውንቲ
ካብ ሻንጣኣ ኣንዲውጽአት ኣብ ኣርማዴዮ ክትመሌሶም ጸንሓቶ።
ተገሪሙ ጠመታ። ‚ገና ምጥርናፍ ኣይወዲእክን?‛

268
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

ማርጎ ጠሚታቶ ፍሽኽ በሇት። ‚ኣይተዲሇኹን። ካሌኣይ ነገር ከኣ


ጠርኒፈዮ ንዜጸናሕኩ ክዲውንቲ በቦትኡ ይመሌሶ ኣሇኹ። ክሓስብ
እንዴየ ጸኒሐ …. ኣብዙ ምቅማጥ ዜጸሊእክዎ ኣይመስሇንን። ስሇዙ
ንቑሩብ እዋን ክጸንሕ እየ‛
ቴይሇር ሕርቃኑ ክቆጻጸር እንዲፈተነ ገጹ ኣሲሩ ኣቶኪሩ ጠመታ።
‚እንታይ ኢኺ ትብሉ ዗ሇኺ? ትበርሊ ነፋሪት ሰዒታ ቀሪቡ ኣል
ትሰምዑ ዱኺ??!!‛
‚ዯሓን እንታይ ኣሸገረካ … ንሳ ጥራይ እኮ ኣይኮነትን ነፋሪት ዗ሊ።
ካሌእ ነፋሪት ክረክብ ይኽእሌ’የ ‚ ማርጎ ፍሽኽ በሇት። ‚ምናሌባት
እውን ናተይ ነፋሪት ክገዜእ ይኽእሌ ይኸውን‛
‚እንታይ ማሇትኪ እዩ?‛
‚ንሓዯ ሰብ መሲሌኪ ክትዋስእሇይ እንዱኻ ኢሌካኒ ሓቀይ?‛
‚እወ … እሞ እንታይ?‛
‚በሌ ክነግረካ … ንዒይ ክተሽክዒኒ ኣይትኽእሌን ኢኻ። ዗ይፈሌጠካ
መሲለካ ክትብሇጸሇይ ፈቲንካ። ኣነ ማርጎ ንዒኻ ዋጋ ቢሌዮን ድሊር
እንዴየ ሓቀይ?!!‛
የዑንቲ ቴይሇር ብምሒር ሕርቃን ፈጠጣ። ‚ሰሚዕኪ ኣሇኺ!! ..
ካብዙ ገዚ ክትወጺ እየ ዜዯሉ። ሕጂ እየ ዜብሇኪ!!‛
‚ምሽ’ድ?!! … ከምኡ ኢኻ ትዯሉ ሓቀይ። በሌ ክነግረካ ኣብ
ዜመሰሇኒ መዒሌቲ እየ ክኸይዴ …. ሕጂ ከኣ ክኸይዴ ዴሌውቲ
ኣይኮንኩን‛
ካብ ምጥማት ሓሉፉ ዜገብሮ ነገር ኣይነበረን። ‚ሕራይ … እንታይ’ዩ
እቲ ትዯሌዮ?‛
ማርጎ ፖዜነር ርእሳ ነቕነቐት። ‚ርኢኻ ከም ምርዴዲእ ዜመስሌዎ
ነገር የሇን። እቲ ንዒይ ዜብጽሓኒ ቢሌዮን ድሊር ክትወስድ ኢኻ
ትሓስብ ዗ሊኻ ሓቀይ? ኣነ’ውን እኮ መጀመርታ ከምዙ ግበሪ ክትብሇኒ
ከሇኻ ገን዗ብ ዯሉኻ ምዃንካ ገሚተ ነይሪ ግን …. ቢሌዮን ድሊር!! በሌ
ካብዙ ውርሻ ገሇ ምቅሉት ይግብኣኒ’ዩ‛
መዒጾ መዯቀሲ ክፍሉ ማርጎ ተኳሕኩሐ።
‚ምሳሕ ተቐሪቡ ኣል‛ ዴምጺ ክሊርክ ሰምዐ።

269
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
ቴይሇር ንማርጎ ጠመተ። ‚ኪዴ ንስኻ ተመሳሕ። ክምሳሕ
ኣይመጽእን እየ። ዜኸድም ቦታታት ስሇ ዗ሇው ንምሳሕ ዜኸውን ግዛ
የብሇይን‛ ኢሊቶ ክዲውንታ ናብ ኣርማዴዮ ምምሊስ ቀጸሇት።
** ** **
ናይ ዴሕሪ ቀትሪ ብስም ጁሌያ ስታንፎርዴ ኣዜዮም ክቡራት
ክዲውንቲ፡ ብፍለይ ቅዱ ዜተሰርሑ ቆምሽጥታት፡ ናይ ስፓርት
ክዲውንቲ ከምኡ’ውን ካብ ኣሌማዜ ዜተሰርሐ ክቡር በናጅር
ዜተዒሸጉልም ባኮታት ናብ ቪሊ-ሮዜ ሂሌስ ወሓዘ።
ማርጎ ዴሒራ ሰዒት ኣርባዕተን ፈረቃን ዕዲጋኣ ወዱኣ ምስ
ተመሌሰት ቴይሇር ካብ ምሒር ሕርቃን ዜገብሮን ዜሕዝን ጠፊእዎ
ክጽበያ ጸንሐ።
‚እንታይ ትገብሪ ኣሇኺ ማሇት እዩ?‛ ነዱሩ ሓተታ።
ማርጎ ፍሽኽ በሇት። ‚዗ዴሌዩኒ ዜበሌክዎም ነገራት እየ ክገዜእ
ጸኒሐ። ዯሓር ከኣ እንታይ ዗ሕርቅ ኣልካ፡ ሓፍትኻ ጽቡቕ ተኸዱና
ክትርእያ ኣይትዯሌን ዱኻ? … ዜገረመኒ ነገር ግን … ሰባት ካብ እንዲ
ስታንፎርዴ ምዃንካ እንተፈሉጦሙኻ ብጣዕሚ እዮም ዜግዯሱሌካ።
ዋጋ ዜዒዯክዎም ከይከፈሌክዎም እየ መጺአ። በዒሌኻ ክፈል ኢኻ
ሕራይ!!‛
‚ጁሌያ …‛
‚ማርጎ‛ በሇቶ ንስማ ክትእርም ብምዴሊይ። ‚ከይረሳዕክዎ ከሇኹ
ከኣ … ስእሌታት መራክብ ኣብ ጠረጴዚኻ ርእየ ነይረ። መርከብ
ክትገዜእ ትሓስብ ኣሇኻ ዱኻ?‛
ቴይሇር ህዴኣታን ፍሽኽታኣን መሉሱ ኣቆጠዖ። ‚ንሱ ዜምሌከተኪ
ጉዲይ ኣይኮነን!!‛
‚ኣይምሌከተንን እዩ?!! … ርግጸኛ ኮይንካ ኣይትዚረብ። ምናሌባት
ኣነን ንስኻን ንዚወረሊ ንኸውን ነታ መርከብ። ስም እታ መርከብ
‘ማርጎ’ ኢሌና’ድ ንጸወዒያ ወይስ ‘ጁሌያ’፡ ኣየናይ ይሓይሽ? … ሓቀይ
እየ ቴይሇር በይነይ ምዃን ኣይፈቱን እየ፡ ሓቢርና ንዒሇም ክንዝራ
ዱና?‛

270
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

ቴይሇር ሓሪቁ የዕሚቑ ዴሕሪ ምስትንፋስ ‚ነዙ ስራሕ ክመርጸኪ


ከሇኹ ኣነኣኢሰ ርእየኪ ነይረ ማርጎ። ናይ ብሓቂ ግን ጎራሕን ንፍዕትን
ጓሌ ኢኺ‛ በሊ ብተግባራ ነብሱ ከረጋግእ ከም ዗የጸግሞ ንኸርእያ
ህዴእ ኢለ።
‚ካባኻ ከምዙ ክሰምዕ ከሇኹ ዗ሐብን’ዩ‛
‚ተስፋ ይገብር መስተውዒሉትን ሚዚናዊትን ጓሌ ክትኮኒ‛
‚ክኸውን ይኽእሌ እየ .. እቲ ኩነታት እዩ ዜውስነኒ። ብወገንካ ግን
ሚዚናዊ ዗ብሇኒ ከመይ ክኸውን ከሇኹ እዩ?‛
‚ሓዯ ሚሌዮን ድሊር ጥረ ገን዗ብ ክህበኪ’የ‛
ህርመት ሌባ ክውስኽ ተረዴኣ። ‚ኣብ ርእሲኡ’ኸ … ነዙ ልሚ
ዒዱገዮ ዜመጻእኹ ብሙለኡ ክውንኖ ይኽእሌ ዴየ?‛
‚ትኽእሉ ኢኺ‛
ማርጎ እፎይ በሇት። ‚እሰማማዕ’የ!!‛
‚ጽቡቕ። ነቲ ገን዗ብ ኣብ ዜሓጸረ ግዛ ክህበኪ እየ። ኣብ ቀረባ
መዒሌታት ናብ ቺካጎ ክምሇስ እንዴየ …‛ ዗ረባኡ ከይዚ዗መ ካብ
ጁብኡ መፍትሕ ኣውጺኡ ሃባ። ‚እዙ ናይ ገዚይ መፍትሕ እዩ። ክሳዕ
ዜመጽእ ኣብኡ ጽንሕኒ …. እ … ካሌእ ከኣ ንዜኾነ ሰብ ከይትዚረቢ‛
‚ሕራይ‛ ይስመዒ ን዗ል መጠን ኣሌቦ ሓጎስ ክትሓብኦ ፈተነት። ….
ብኻ ካብ ሓዯ ሚሌዮን ንሊዕሉ ክረክብ ወስኽ ኢሇዮ … ሓሰበት።
‚ኣብታ ትመጽእ በረራ ከመዜግበኪ እየ‛
‚እዙኦም ዜገዚእክዎም ነገራት’ከ ከመይ ክኾኑ እዮም?‛
‚ዯሓን … ብኣዴራሻኺ ከም ዜበጽሑኺ ክገብር እየ‛
‚ጽቡቕ። ክሌቴና ካስባን ኬዴና ምሽ ሓቀይ?‛
ቴይሇር ርእሱ ብኣወንታ ነቕነቐ። ‚እወ። ክሌቴና ካስባን ኬዴና
ኣሇና‛
** ** **
ቴይሇርን ማርጎን ናብ ልጋን ኢንተርናሺናሌ ኤርፓርት ኣምርሑ።
ኣብ ኤርፓርት ምስ በጽሑ ማርጎ ‚ነቶም ካሌኦት ዯኣ ብዚዕባይ
እንታይ ኢሌካ ኢኻ ክትነግሮም?‛ ብምባሌ ሓተተቶ።

271
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
‚ሓዯ ትፈትውዮ ዒርክኺ ሃንዯበት ከም ዜሓመመ ስሇዜፈሇጥኪ
ክትበጽሕዮ ከም ዜኸዴኪ ክነግሮም እየ። ኣብ ዯቡብ ኣሜሪካ
ዜቅመጥ ዒርክኺ … ንኢዴክኒ’ድ ምኽንያት ኣብ ምቕራብ?!‛
ማርጎ ፖዜነር ብሌሓት ቴይሇር ስሇ዗ዯነቃ ቀብ዗ር዗ር እንዲበሇት
ክትጥምቶ ጀመረት። ‚ሓዯ ነገር’ድ ክነግረካ ክቡር ዲኛ? .. እቲ ናይ
መርከብ ጉዕዝ ክሌቴና ጥራይ ተንኸውን ዯስ ዗ብሌ ጉዕዝ ምኾነ‛
ዒበይቲ መጉሌሒታት ኤርፓርት ማርጎ ንእትሳፈረሊ ቁጽሪ በረራ
ኣቓሌሓ።
‚ናተይ እዩ መስሇኒ‛
‚እወ … ሰናይ ጉዕዝ ይግበረሌኪ‛
‚የቐንየሇይ። ኣብ ቺካጎ የራኽበና‛
** ** **
ቴይሇር ማርጎ ዜተሳፈረታ ነፋሪት ክሳብ ትበርር ክከታተሊ ኣብ
ኤርፖርት ዴሕሪ ምጽናሕ፡ ብዜመጽእዋ ሉሞዙን መኪና ናብ ቪሊ
ሮዜ-ሂሌስ ምስ ተመሇሰ፡ ተቐሊጢፉ ናብ መዯቀሲ ክፍለ ብምዴያብ
ንሊዕሇዋይ ዲኛ ኬትዜ ፔርሲ ዯወሇለ።
‚ኩሊትና ንጽበየካ ኢና ዗ሇና ቴይሇር፡ መዒስ ዱኻ ትመጽእ?
ንክብርኻ ብምባሌ ንእስ ዜበሇ በዒሌ ክንገብር ሓሲብና ኣሇና‛
‚ኣብ ቀረባ መዒሌቲ ምምጸአይ እዩ‛ በል ቴይሇር ‚ሓዯ ጸገም ግን
ኣጋጢሙኒ ኣል’ሞ ሓገዜካ ዯሌየ ነይረ‛
‚ጸገም የሇን። እንታይ እዩ’ቲ ጸገም?‛
‚ብዚዕባ እታ ክሕግዚ ዜዯሇኹ ገበነኛ’ዩ። ማርጎ ፖዜነር።
ተ዗ይረሲዕካ ብዚዕባኣ ነጊረካ ነይረ‛
‚዗ኪረያ ኣሇኹ። ብዚዕባኣ ዯኣ እንታይ ጸገም ኣጋጢሙካ?‛
‚እዙ ናይ ውርሻ ነገር ምስ ፈሇጠት እዩ ዜኸውን፡ ንነብሳ ከም
ሓፍተይ ቆጺራ ክሳብ እዙ ዗ሇኽዎ ቦስተን መጺኣ ክትቀትሇኒ ፈቲና‛
‚ኣይኣምነካን እየ!!‛
‚ሕጂ ናብ ቺካጎ ብነፋሪት ትመሇስ’ያ ዗ሊ። ናይ ቺካጎ ገዚይ
መፍትሕ ብሓይሉ ወሲዲትሇይ ኣሊ። እንታይ ክትገብር ትሓስብ ከም
዗ሊ እውን ክፈሌጥ ኣይከኣሌኩን። ትሕገዜ መሲለኒ ተጋግየ እንበር

272
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

ኣዜያ ሓዯገኛ ጽሌሌቲ እያ። ንቡሙለኦም ስዴራይ ከም


ትቐትልም’ውን ኣፈራሪሓትኒ። ቅዴሚ ዜኾነ ገበን ምፍጻማ ናብ ሬዴ-
ሕክምና ኣእምሮ ክትኣቱ ኣሇዋ። ኣብ ክንዱ ናብ ተሃዴሶ ናብ ሕክምና
዗ሰጋግራ ወረቓቕቲ ብፋክስ እንተዯኣ ሰዱዴካሇይ፡ ፈሪመ ክሌእኸሌካ
ይኽእሌ እየ። ኩነታት ጥዕናኣ ክረጋገጸሇይ ስሇዜዯሉ ናይ ሳይካትሪክ
መርመራ ብሓሊፍነተይ ከምዜካየዯሊ ክገብር እየ‛
‚እንታይ ይበሃሌ እዙ?!! .. እንቋዕ ዯኣ ንስኻ ዯሓን ኮንካ እንበር
ብቑሌጡፍ ከምቲ ዜበሌካኒ ክገብር እየ‛
‚የቐንየሇይ!! ኣብ መንገዱ ኣየር ዩናይትዴ ቁጽሪ በረራ 307 እያ
ተሳፊራ ዗ሊ። ነፋሪት ልሚ ምሸት ሰዒት 8:15 ኣብ ቺካጎ ክትዒሌብ
እያ። ኣብ ኤርፓርት ጸኒሖም ናብ ሕክምና ዜወስዴዋ ሰብ ሞያ
ተዜጽበይዋ ይሓይሽ ይብሌ። ጥንቃቀ ክገብሩ ከኣ ሓብሮም ኢኻ።
ኣብ ሬዴ ናይ ኣእምሮ ሕክምና ማዕከሌ ምስ ኣተወት እውን ኣብ
ትሕቲ ጽኑዕ ሓሇዋን ምክትታሌን ክትኣቱን ዜኾነ ዜበጽሓ ሰብ ክህለ
ከም ዗ይብለ ሓብረሇይ ኢኻ‛
‚ብወገነይ ዜተኻእሇኒ ክገብር እየ‛
‚እንታይ ይበሃሌ ኮይኑ’ሞ። ሰባት ሓቆም እዮም እታ ዜነኣሰት
ጽቡቕ ነገር’ውን ናታ መቕጻዕቲ ኣሇዋ ክብለ‛ በል ቴይሇር።
** ** **
ንምሸታ ንዴራር ምስ ተቐረቡ ካንዯሌ ‚ጁሌያ ዯኣ ምሳና
ኣይትዴረርን ዴያ?‛ ብምባሌ ሓተተት።
‚ረሲዏዮ ጸኒሐ። ንኹሊትኩም ሰሊም ኢሊትኩም ከይዲ ኣሊ።
ሃንዯበት ኣብ ዯቡብ ኣሜሪካ ዜቕመጥ ዒርካ ሕማም ወቅዑ ስሇ
ዜጋጠሞ እያ ከይዲ‛
‚ውርሻ ከይተወዯአ!! …‛
‚ንዒይ ወኪሊትኒ ከይዲ ኣሊ‛
ኣሳሳይ በሕምሌትን ዒሳን ዜተሰርሐ መግቢ ኣብ ቅዴሚ ቴይሇር
ኣቐመጠ።

273
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
‚ዋው!!!‛ ቴይሇር ሃነን ዗ብሌ ጨናን ትርኢት እቲ መግቢ ምሒር
ኣህረፎ። ‚ልሚ ናይ ብሓቂ ጠምዩኒ ኣል‛
** ** **
ነፋሪት መንገዱ ኣየር ዩናይትዴ ቁጽሪ በረራ 307 ኣብ መዒሌቦ
ነፈርቲ ኦ’ሃረ-ኢንተርናሽናሌ ንኽትዒሌብ ትዲል ኣሊ።
‚ዜኸበርኩም ገያሾ፡ ክንዒሌብ ስሇዜኾንና መቐነትኩም ክትኣስሩ
ብትሕትና ንሓትት‛
ማርጎ ፖዜነር ንጉዕዝኣ ኣዜያ እያ ኣስተማቂራቶ። በቲ ሓዯ ሚሌዮን
ድሊርን ብዜገዜኣቶም ክዲውንትን ዕንቁታትን ከመይ ዜኣመሰሇ
ህይወት ከም ትመርሕ ክትሓሌምን ክትሓስብን እያ ከይተረዴኣ
በረራኣ ኣብ ምዜዚሙ ተቃሪቡ ዗ል። …. እዙ ኹለ ሽሻይ ሳሊ ገበን
ገይረ ዜተኣሰርኩ ዜመጽአ ዴዩ? ኣየ ናይ ዒሇም ነገር!!
ነፋሪት ዒሉባ ተሳፈርቲ ምውራዴ ምስ ጀመሩ፡ ማርጎ ተርኣ ሓሌያ
ንዜሓ዗ቶም ፎከስቲ ሸናጡ ኣንጠሌጢሊ ኣስካሊ ምውራዴ ጀመረት።
ንዴሕሪት ቁሉሕ እንተበሇት ተሓጋጋዙ ኣብራሪ ስዑብዋ ይወርዴ
ምህሊዉ ኣስተብሃሇት። ብዘሕ ግምት ከይሃበቶ ምውራዲ ክትቅጽሌ
ምስ ጀመረት፡ ኣብ ታሕቲ ኣምቡሊንስ ረኣየት። ኣብ ጥቃ እታ
ኣምቡሊንስ ክሌተ ጻዕዲ ጋወን ዜተኸዴኑ ሰባትን ሓዯ ድክተርን ዯው
ኢልም ምሕሊዎም ኣረጋገጸት። ዯዴሕሪኣ ክወርዴ ዜጸንሐ ተሓጋጋዙ
ኣብራሪ እታ ዜዯሌይዎ ሰብ ንሳ ምዃና ብዴሕሪኣ ኮይኑ ብምሌክት
ሓበሮም።
ማርጎ ኣስካሊ ወዱኣ መሬት ምስ ረገጸት ሓዯ ካብቶም ሰሇስተ ናብኣ
ገጹ እንዲሰጎመ ይመጽእ ምህሊዉ ረኣየት።
‚ሰሊም‛
‚እንታይ ነይሩ?‛ ማርጎ ቀሪብዋ ን዗ል ሰብኣይ ብዒይኒ ጥርጣረ
እንዲጠመተት ሓተተቶ።
‚ማርጎ ፖዜነር እንዱኺ ሓቀይ?‛
‚እወ!! … ሕቶይ ግን ኣይመሇስካሇይን። እንታይ ነይሩ?‛

274
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

‚ድክተር ዙመርማን ይበሃሌ‛ ብምባሌ ንኢዲ ሓዝ። ‚ምሳና


ክትመጽኢ ዯሉናኪ ኣሇና‛ እንዲጎተተ ኣምቡሊንስ ናብ ዗ሊቶ ክመርሓ
ጀመረ።
ማርጎ ካብ ኢደ ክተምሌጥ እኳ ተፈተነት ክሰሌጣ ኣይከኣሇን።
‚ጽንሑ!! እንታይ ኢኹም ትገብሩ ዗ሇኹም?‛ ንሰሇስቲኦም
ጠመተቶም። እቶም ክሌተ ጻዕዲ ጋወን ዜሇበሱ ሰባት ንኸይተምሌጥ
ብኽሌቲኡ የእዲዋ ሓዜዋ።
‚ብዘሕ ዒውዒው ከይበሌኪ ጥራይ ንዕናይ ወይ዗ሪት ፖዜነር‛
‚ርዴኡኒ!! በጃኹም ርዴኡኒ!!‛ ማርጎ ክተእዊ ጀመረት።
ካብታ ነፋሪት ዜወርደ ዗ሇውን ኣቐዱሞም ዜወረደን ተሳፈርቲ
ብኹነታት እታ ኣብ ትሕቲ ሰብ ሞያ ሕክምና ዜኣተወት ጓሌ
ብምሕዚን ብኣንክሮት ኣፎም ከፊቶም ምጥማቶም ቀጸለ።
‚እንታይ ዒይነት ሰባት ኢኹም? ዕዉራት ዱኹም? ይጨውዩኒ እኳ
እዮም ዗ሇው!! ….. ንዒኹም እኳ እየ!! ጁሌያ ስታንፎርዴ እየ ዜበሃሌ።
ጓሌ ሄሪ ስታንፎርዴ እየ!! ርዴኡኒ!!‛
‚እወ ንኣምን፡ ጓሌ ሄሪ ስታንፎርዴ ምዃንኪ ንፈሌጥ ኢና‛ በሊ
ድክተር ዙመርማን ባጫ ሓዊሱ ‚ጥራይ ሕጂ ህዴእ በሉ‛
ገያሾ ማርጎ ፖዜነር ፈንጠርጠር እናበሇት ናብ ውሽጢ ኣንፑሊንስ
ክትኣቱ ከሊ ተመሌከቱ። ድክተር ዙመርማን መዯን዗ዙ መርፍእ
ኣውጺኡ ኣብ ኢዴ ማርጎ ወግአ። ‚ሕጂ ህዴእ ጥራይ በሉ‛ በሊ
ድክተር ይፈዚ ን዗ሇዋ የዑንቲ ማርጎ እንዲጠመተ ‚ጸገም የሇን ኩለ
ነገር መመስመሩ ክሕዜ’ዩ‛
‚ጽለሌ ክትከውን ኣልካ!!‛ ተዚረበት ማርጎ ‚ንስኻ ጽለሌ ….‛
የዑንታ ክኽዯና ጀመራ።
ኣምቡሊንስ ናብ ሬዴ ማዕከሌ ሕክምና ኣእምሮ ተበገሰት።
** ** **
ቴይሇር ጸብጻብ ክሰምዕ ዴሕሪ ምጽናሕ ቴላፎን ዒጽዩ ካርካር ኢለ
ሰሓቀ። እታ ስስዕቲ ሸርሙጣ ኣብ ኣንቡሊንስ እናዕገርገረት ተጸይራ
ክትኣቱ ከሊ ተራእየቶ። ጸገም የሇን …. ሓሰበ ቴይሇር። ሙለእ
ዕዴሚኣ ኣብቲ ሕክምና ከም ተሕሌፎ ክገብራ’የ። ሕጂ ብርግጽ እቲ

275
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
ጸወታ ዗ብቐዏ ይመስሌ …. ቴይሇር ዯጊሙ ሓሰበ። …. ናይ ብሓቂ
ሰብኣይ እየ!! ተዒዊተ ኣሇኹ። እዙ ኣረጊት ሰብኣይ ካብሕጂ ትካለን
ሃብቱን ዜቆጻጸሮ ኣነ ምዃነይ ተዜፈሌጥ ነይሩ ፍሒሩ ካብ መቃብሩ
ምወጽአ ግን … ምዃን ኣየናይ መቓብር ኣሇዎ ኮይኑ’ዩ። ኩለ ነገር
ከምቲ ዜዯሌዮ ኮይኑሇይ ኣል፡ ንሉም ዜሓሌሞን ዜምነዮን ዗በሇ ኩለ
ክህቦ’የ።
** ** **
ጁሌያን ሳሉን ነናብ ስርሐን ንክኸዲ ክዲውንተን ይቀያይራ ኣሇዋ።
‚ምስ ሄንሪ ዜነበረኪ ናይ ትማሉ ምሸት ቆጸራ ከመይ ነይሩ?‛
ሓተተት ሳሉ።
‚ሓዱሽ ነገር ኣይነበሮን‛
‚ሓዱሽ ነገር ተ዗ይነበሮ ኣይተ዗ናጋዕክን ማሇት እዩ። ግን ክሳብ ሕጂ
ኣብ መርዒ ዗ልኪ ኣረኣእያ ኣይቀየርክን?‛
‚ሳሉ በጃኺ ኢሇኪ!!‛ በሇታ ጁሌያ ‚ሄንሪ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ሰብ’ዩ
ግን ….‛ ኣስተንፈሰት ‚ንዒይ ኣይከውንን እዩ‛
‚ንሱስ ንዒኺ ኣይከውንን ይኸውን‛ ምስ በሇታ ሳሉ ‚እዙአን ግን
ኩለሻዕ ናትኪ እየን‛ ብምባሌ ሓሙሽተ ዯብዲቤታት ካብ ተመዚዙ
ኣውጺኣ ኣረከበታ። ብሙለአን ረቾቢታ ዜሓዚ እየን። ሰሇስተ
ካብቶም ሓሙሽተ ዯብዲቤታ ‘ዜዯንጎየ’ ዜብሌ ማሕተም
ዜተገብረልም ክኾኑ ከሇው እቲ ሓዯ ከኣ ‘ሳሌሳይ መሌእኽቲ’ ዜብሌ
ዜተሇጠፎ እዩ። ጁሌያ ንሓሙሽቲኡ ዯብዲቤታት ኣብ ጣውሊ ዗ርጊሓ
ክትዕ዗ብ ጽሕሪ ምጽናሕ ‚ሳሉ በጃኺ ክተሇቅሕኒ’ድ ትኽእሉ …‛
ብምባሌ እንዲተሰከፈት ሓተተታ።
ሳሉ ተገሪማ ጠመተታ። ‚እንታይ እዩ ግን ናትኪ ነገር ፍጹም
ክርዴኣኒ ዗ይክእሌ?‛
‚ከመይ ማሇትኪ እዩ ሳሉ?‛
‚ከም ሓዯ ጊሊ ሙለእ መዒሌቲ እንዲሰራሕኪ ንወጻኢታትኪ እኳ
ብግዙኡ ክትዒጽዊ ዗ይትኽእሉ። እቲ ዗ገርም ከኣ ሚሉዮናት
ንክትውንኒ ነዚ ኢዴኪ ዊጥ ኣቢሌኪ ‘እነ’የ ኣብዙ ኣሇኹ’ ምባሌ ዴዩ
ጠፊኡኪ?‛

276
— ሲዴኒ ሸሌዯን —

‚ይመስሇኪ ይኸውን እንበር ትዚረብለ ዗ሇኺ ሃብቲ ገን዗በይ


ኣይኮነን ሳሉ‛
‚እንታይ ኢኺ ትብሉ ዗ሇኺ? … ገን዗ብኪ እንበር!!‛ ሳሉ
ተቆጥዏት። ‚ሄሪ ኣቦኺ እንዴዩ ሓቀይ?‛
ጁሌያ ርእሳ ብምንቕናቕ ኣወንታ መሇሰት።
‚ተወዱኡ … ኣቦኺ ስሇዜኾነ ንሃብቱ ክትወርሲ ግቡእኪ’ዩ።
ትሰምዕኒ’ድ ኣሇኺ?‛
‚በጃኺ ረስዕዮ እዙ ዗ረባ። ንኣዯይ እንታይ ከም ዜገበራ ነጊረኪ
እንዴየ … ንዒይ ከኣ ጓሌ ኣሊትኒ ኢለ ዗ኪሩስ ነዚ ሳንቲም እውን
ከትርፈሇይ ኣይረኣየንን እዩ‛
ሳሉ ብሕርቃን ዒሚቕ ትንፋስ ሰሓበት። ክሌቲአን ካብ ገዜአን ምስ
ወጽኣ ብሓባር መኪንአን ናብ ዜዒሸጋለ ቦታ ኣምርሓ። ምስ በጽሓ
ጁሌያ ሰንቢዲ ኣብ ዗ሊቶ ተረፈት።
‚የሊን!!‛
‚ርግጸኛ ዱኺ ንመኪናኺ ኣብዙ ከም ዜዒሸግክያ?‛ ሓተተት ሳሉ።
‚እወ‛
‚ተሰሪቃ ኣሊ ማሇት’ዩ!!‛
ጁሌያ ርእሳ ብምንቅናቕ ኣለታ መሇሰት። ‚ኖኖእ‛
‚እንታይ ማሇትኪ’ዩ?‛
ጁሌያ ተጠውያ ንሳሉ ጠመተታ። ‚ከም ትሕጃ ሒዝማ ኣሇዉ
ማሇት እዩ። ናይ ሰሇስተ ወርሒ ክፍሉት ዴሒረ እየ ዗ሇኹ‛
‚ሕራይ ገበሩ!!‛ በሇት ሳሉ ብሕርቃን ኩምትር ኢሊ።
** ** **
ሳሉ ብዚዕባ ጁሌያ ምሕሳብ ክተቋርጽ ኣይከኣሇትን። ከም ሓዯ
ዚንታ ማሇት እኮ’ዩ … ሓሰበት ሳሉ። … ንግስቲ ከሊስ ንግስቲ ምዃና
዗ይትፈሌጥ ይበሃሌ ናይ ጁሌያ ነገር እዩ። ምዃን ናይ ጁሌያ ነገር
ትዕቢት እዩ ዜኸውን። ኣበይ እሞ ከየብጽሓ … ንሳቶም ከኣ ነዙ ኩለ
ሃብቲ ብ዗ይብኣ ክማቀሌዎ ፍርዱ ኣይኮነን!! ዯሓን ንሳ ትገብሮ ዜኾነ
ነገር ከም ዗የሇ ካብ ሓበረትኒ ኣነ ብወገነይ ግን ዜገብሮ ነገር ኣል።
ብተግባረይ ከኣ ሓዯ መዒሌቲ ክተመስግነኒ እያ።

277
— ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን —
ሽዒ ምሸት ጁሌያ ምውጽኣ ምስ ኣረጋገጸት፡ ሳሉ ነቲ ባኮ ኣውሪዲ
ኣብኡ ን዗ል ጽሑፋትን ስእሌታትን ክትፍትሽ ጀመረት። ኣብ ቀረባ
ግዛ ካብ ዜተሓትመ ጋዛጣ ዜተቆረጸ ጭራም ኣውጺኣ ኣንበበት።
ስዴራ ቤት ሄሪ ስታንፎርዴ ኣብ ስነስርዒት ቀብሪ ኣቡኦም ክሳተፉ
ናብ ሮዜ-ሂሌስ ምምሊሶም ካብ ዗ንበበቶ ፈሇጠት።
እታ ንግስቲ ናብኣቶም ዗ይትኸይዴ ተኾይና …. ሓሰበት ሳሉ። …
ንሳቶም ናብኣ ክመጽኡ ኣሇዎም።
ሳሉ ናይ ተቀባሉ ኣዴራሻ ቴይሇር ስታንፎርዴ ብምግባር ዯብዲቤ
ክትጽሕፍ ጀመረት።
** ** **

278

You might also like