2020 Assesment

You might also like

Download as docx, pdf, or txt
Download as docx, pdf, or txt
You are on page 1of 6

 ዓለም ለኻዊ ኩነታት ስደት

 ብ 2017 ኣ.ፈ መፅናዕቲ ውድብ ስደተኛታት ዓለም ከምዝሕብሮ ብብርኪ ዓለም

ኣስታት 258 ሚሊዮን ዝኸውን ስደተኛታት ህዝቢ ካብ መበቆሎም ተሰዲዶም ኣብ


ካልኦት ሃገራት ከምዝነብሩ
 እዚ በዝሒ ስደተኛታት እዚ ድማ ካብ ጠቕላላ በዝሒ ህዝቢ ዓለም 3.4 ሚኢታዊ
ከምዝኸውን
 ብተወሳኪ ካብዚ ቁፅሪ ስደተኛታት’ዚ 14 ሚኢታዊ ህፃናት ከምኡ ድማ 48.8
ሚኢታዊ ደቂ ኣንስትዮ ስደተኛታት ከምዝኮኑ
 ብብርኪ ዓለም ኩነታት ስደተኛታት ዝምልከት ኣብ 2017 ኣ.ፈ 6163 ሰደተኛታት

ከምዝመቱን ብተመሳሳሊ ኣብ 2018 ኣ.ፈ 2546 ሰደተኛታት ከምዝመቱ

 ኩነታት ስደት ሃገርና/ኢትዮጵያ

 ሃገርና ኢትዮጵያ ከም መቦቀል (origin)፣ መሰጋገሪትን ( transit) መብፅሒት/ተቐባሊት


ስደተኛታት ኮይና ከምዝተገልግል
1. መበቆል (Origin): - ብኣሻሓት ዝቑፀሩ ትውልደ ኢትዮጵያውያን
ብዝተፈላለተየ መንገድታት ናብ ማእኸላይ ምብራቕ ብፍላይ ድማ ናብ ሳውዲ
ዓረብያን፣ ደቡብ ኣፍሪካን ኣውሮፓን ከምዝስደዱ
2. መሰጋገሪት (Transit): -ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብፍላይ ናብ ኣውሮፓ
ክስደዱ ዝዓለሙ ካብ ሃገረ ኤልትሪያን ሱማሊላንድን ዝመፁ ስደተኛታት ከም
መሰጋገሪት ሃገር ኮይና ተገልግል
3. መብፅሒ/ተቐባሊት (Destination): – ልዕሊ 820,000 ስደተኛታት ካብ

ሶማሊያ፣ኤልትሪያን ደቡብ ሱዳንን (ዕቑባ ዝሓቱ ስደተኛታት ( refugees)


ተቐቢላ ከምዝተኣናግድ
 መብዛሕቲኦም ንስደት ተቓላዕቲ ዝኾኑ ዜጋታት ኣብ ከባቢታት ገጠር ዝነብሩ መናእሰይ ከምዝኾኑ

ብሰለስተ መውፅኢ በርታት ከምዝኸዱን ንሳቶም ድማ :-

1. ምስራቕ በሪ(The Eastern Route): - እዚ መውፅኢ በሪ’ዚ ናብ ሃገራድ


ማእከላይ ምስራቕ ብዋናነት ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝወስድ መንገዲ ኩይኑ ብ ጅቡቲ፣
የመንን ሶማሊያን ኣቢሎም ዝሰጋገርሉ መንገዲ እዩ።
2. ደቡብ በሪ(The Southern Route):- ስደተኛታት ብዋናነት ብኬንያ፣
ታንዛንያ፣ዛምቢያን ማላዊን ኣቛሪፆም ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝበፅሕሉ መንገዲ እዩ።
3. ሰሜን በሪ(The Northern Route): - ብኣንፈት ሱዳን፣ ሊብያን ጁቡቲን
ዝወስድ መንገዲ ኮይኑ ሃገረ ሊብያን ሱዳንን ከም መብፅሒ ኮይነን ዘገልግላ ሃገራት
እየን። ካብዚ ብተወሳኺ ናብ ሃገረ ኣውሮፓን ማእኸላይ ምብራቕን ከም መሰጋገሪ
መንገዲ ኮይነን ድማ የገልግላ።

መፅናዕቲ ውድብ ስደተኛታት ዓለም ከምዝሕብሮ ካብ 2012 – 2016 ኣ.ፈ .ብኣንፈት


ምብራቕ በሪ ኣቢሎም ናብ የመን ዝተሳገሩ ኢትዮጵያውያን

2016 --- ----------------------------97,000

2015---------------------------------82,268

2014-------------------------------- 71,907

2013-------------------------------- 54,213
2012-------------------------------- 84,376 = Total = 389,764
ኣብዚ ከባቢ ዝግበር ጉዕዞ ገበናት ካብ እዋን ናብ እዋን ይውስኽ ከምዘሎ
ኣብቲ ከባቢ ዋላ ኲናት ይሃሉ ናብ ስዑዲ ዓረብ ምስጋር ዝግበር ሙኮራ ጉዕዞ ከምዘየቋረፀ

ባህሪያት ዘይሕጋዊ ስደት ኣብ ኢትዮጵያ

 ብቀርኒ ኣፍሪካ ኣቢሎም ናብ ማእኸላይ ምብራቕ፣ ደቡብ ኣፍሪካን ኣውሮፓን ይስደዱ


 ስደተኛታት ናብ ሳውዲ ዓረብያ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ኣውሮፓን ኣሜሪካን ክሰግሩ ንዘይሕጋዊ ስደት መጓዝያ ካብ

ብር 15,000 ክሳብ ብር 300,000 ክፍሊት ብደለልቲ ይሕተቱን ይፍፅሙን

 ንወፃኢ ዝግበር ስደት ምስ ባህላዊ ምንቅስቓሳት ( ቀዋሚ ዝኾነ መንበሪ ዘይብሎም ዘላናት፣ነጋዶ፣ ዕቕባ ዝሓቱ

ስደተኛታት…)
 ቁጠበቀዊ ዓቕሞም ን ማሕበራዊ ናብራኦም ንምምሕያሽ፣ ቴክኖሎጂካዊን ከባቢያዊን ንምልዋጥ ድሌትን
ባህግን ዘለዎም መናእሰይ
 በቢግዚኡ ሓደሽቲ መንገድታትን መበገሲ ቦታታት ከምዝፍጠሩ
 ስደተኛታት ዶብ ንምስጋር
ዝመርሑዎም
ደለልቲ ይጥቀሙ
ግልጋሎት ዘይሕጋዊ
በቢ ክልሉ ዝገልፅ መረዳእታ
 ዶብ ንምስጋር ዝግበር ጉዕዞ ኩነታት
ተመለስቲ ስዑዲ ዓረብ
ኣየር ጠባይ ይፀልዎ (ካብ መስከረም

ክሳብ የካቲ/መጋቢት ኣብዘሎ ወቕቲ • ኣኣ 4,223


ንጉዕዞ ይጥቀምሉ)
• ዓፋር 3,306
• ቤ/ጉሙዝ 310
• ጋምቤላ 57
• ድሬዳዋ 939
 ካብ ስደት ዝተመለሱ መረዳእታ
ስደተኛታት ሃገርናን ክልልናን • ኣምሓራ 66,197
• ኦሮሚያ 63,665
• ደቡብ 7,174
• ሶማሊያ 513
• ትግራይ 57,216
ካብ ታሕሳስ 2017- ጥሪ
2019 ኣብ ዘሎ ግዘ
ካብ ስዑዲ ዓረብ
ዝተመለሱ ስደተኛታት

ኣምሓራ • ሰ/ሽዋ 4,686


• ሰ/ወሎ 13,476
• ኦሮሚያ ፍሉይ 10,725
ዞባ
• ደቡብ ወሎ 10,451
• ም/ጎጃም 693
ኦሮሚያ • ኣርሲ 8,633
• ባሌ 4,303
• ምብ/ሃረርጌ 8,785
ብብርኪ • ጅማ 9,130
ክልልን ዞባን • ምዕ/ወለጋ 525
• ምዕ/ኣርሲ 2,494
በዝሒ
• ምዕ/ሃረርጌ 4,056
ተመለስቲ • ዞባ ማእከል 3,209
ስዑዲ ዓረብ ትግራይ
• ዞባ ምብራቕ 13,767
• ሰ/ምዕራብ 2,534
• ደ/ምብራቕ 4,379
• ደቡብ 10,503
• ጉራጌ 522
ደቡብ
• ስልጤ 1,927
ኣኣ • ኣኣ 1,212
ብምኽንያት ኮቪድ -19 ካብ መንገድን ካብ ዝተፈላለቱ ሃገራት ዝተመለሱ መረዳእታ ስደተኛታት ተጋሩ

ዞባ ፆታ
ተባ ኣነ ድምር
መቐለ 19 22 41
ማእከል 265 106 371
ምብራቕ 655 139 794
ምዕራብ 49 5 54
ሰሜን ምዕራብ 225 114 339
ክልል ኣፋር 22 1 23
ደቡብ 535 66 601
ደቡብ ምብራቕ 313 77 390
62 19 81
ሓፈሻዊ ድምር 2145 549 2694
ተመለስቲ

You might also like