Everyday Life

You might also like

Download as docx, pdf, or txt
Download as docx, pdf, or txt
You are on page 1of 5

ዕለታዊ ሕይወት Everyday Life

መዓልታዊ ንጥፈታተይ ክገልፅ ይኽእል


ካብ ሶኑይ ክሳብ ዓርቢ weekdays

መብዛሕትኡ እዋን ሰዓት ሓደ ካብ ድቃሰይ ይትስእ


ነብሰይ ይሕፀብ I take shower
ክዳነይ ይኽደን put on clothes
ቁርሰይ ይበልዕ eat breakfast
መብዛሕትኡ እዋን ካብ ገዛይ ንጉሆ ሰዓት 2፡00 ይወፅእ
2፡30 ስራሕ ይበፅሕ
ስራሕ ሰዓት 11፡00 ይውድእ
ምሸት ሰዓት 5፡30 ይድቅስ
ንሾብዓተ ሰዓታት ዝኣክል ይድቅስ

ቀዳመ ሰናብቲ
ናይ ሰንበት ንጥፈታትኪ እንታይ ይመስል?

ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት በቲ ዝድለ ግሲ ኣማልእ፡፡


1. መብዛሕትኡ እዋን ካብ ድቃስኪ ክንደይ ሰዓት …………..
2. ቅድሚ ቁርሲ ድዩ ………ቁርሲ ክዳንኪ ትኽደኒ
3. ስራሕ ሰዓት ክንደይ……….
4. ሰንበት ሰንበት እንታይ…………….
5. ገነት ኩልግዘ ስራሕ………. ትበጽሕ፡፡
6. ደቀይ ቁርሲ ከብልዕ ስራሕ………
7. ቀዳም ቀዳም ምስ ስድራይ ናብ ቤት ሲነማ ……….
8. ንምንታይ ስራሕ……….
9. ሎሚ ክዳን………… እየ፡፡
10. በጃኻ ቀልጥፍ ሰዓት………

ተደጋገምቲ ቃላት
ኩል ግዘ መብዛሕትኡ እዋን መዓልታዊ
ሓልሓሊፉ ሓደ ሓደ ግዘ (ሳዕ) ፈጺሙ
ሰኒ ሰኒ ብስሩ
I can talk about clothes
ሸሚዝ ቃምሻ፣ ካምቻ፣ shirt
ጎልፎ jumper/ sweater
ስረ trousers
ጅንስ jeans
ቀምሽ skirt
ሽፎን፣ ዙርያ፣ ክዳን dress
ማልያ T-shirt
ጃኬት Jacket
ሱፍ፣ ምሉእ ክዳን suit
ካባ፣ ኮት coat
ናይ ዝናብ ክዳን raincoat

Write the following Colors in Tigrigna

White cream yellow green blue purple pink


brown red orange grey black dark blue pale blue OR light blue

Accessories
Scarf ክራባት tie ቆቢዕ hat ቀበቶ belt ቦርሳ handbag ፅላል umbrella ሰዓት watch
ጫማ shoes ሸበጥ sandals ካልሲ socks ጓንት Gloves ቦቲ boots
መንፅል/ እኩያለ glasses

ክዳን ክገዝእ (ክዕድግ) ይኽእል I can buy clothes

Talking about size


ቁፅርኺ ክንደይ እዩ?
ዓቐንኺ ክንደይ ይኸውን? what is your size?
መጠንኺ ክንደይ እዩ?
ልክዕኺ ክንደይ እዩ?

ንኡሽተይ ማእኸላይ ዓብዪ ነዊሕ ሓፂር ንውሕ ዝበለ ሕፅር ዝበለ

ፀቢቡኒ too tight


ገፊሑኒ too big
ልክዐይ ኣይኮነን not my size

ኣብ ዕዳጋ/ እንዳ ሹቕ/ ድንኳን

እንታይ ክእዘዝ
እንታይ ክሰምዐኪ can I help you?
እንታይ ክህበኪ

እወ ንኡሽተይ ዝመጠኑ (ንእስ ዝበለ) ፀሊም ቀምሽ ደልየ ነይረ


Yes I need a small size black skirt
ክንደይ ቁፅሪ ኢኺ ትገብሪ/ ትኽደኒ What size are you
ዓሰርተ ክልተ 12
እዚ ብጣዕሚ ፅቡቕ እዩ፤ ክልክዖ ዶ? This is lively. Can I try it on?
እወ፤ እቲ ክፍሊ መቐየሪ ክዳን ኣብቲ ኣለኪ Yes, sure. The changing room is over there.
ከመይ ኣጥዒሙለይ ዶ? How is it? Dose it look good on me?
እዋእ! ማራ ኣምሒሩልኪ እንበር Wow! It looks wonderful on you.
የቐንየለይ፤ ፈትየዮ እየ፡፡ ክወስዶ እየ፡፡ Thanks. I like it. I will take it.
ክንደይ ኢልክዮ ዋግኡ What is the price?
ኣኽቢርክዮ፡፡ ክባር እዩ It is expensive.
ቀንስለይ can you lessen on the price?
መጨረሽኡ (መወዳእትኡ) ግዳ ንገርኒ tell me the exact price.

ብዛዕባ (ፀባይ) ኩነታት ኣየር I can talk about the weather


ይዘንብ እዩ ዘሎ it is raining
ብርቱዕ ፀሓይ ኣላ (ሓያል ጸሓይ) sunny
ንፋስ ዝበዝሖ windy
ሰማይ ብግመ ተሸፊኑ ኣሎ foggy
በረድ ዝሓወሰ ዝናብ

ብዛዕባ ኩነታት ጥዕናይ ክዛረብ ይኽእል I can talk about illness


እንታይ ኮይንኪ? what is the matter?

ፅቡቕ ኣይስመዐንን ዘሎ
ኣይጠዓኹን ዘለኹ
የሕመኒ ኣሎ I don’t feel well
ኣሒሙኒ (ሒሙኒ)

….. ሒዙኒ፡፡ I have got….


ሕማም ርእሲ headache
ሕማም (ስኒ) ኩርምቲ toothache
ቁርፀት ከብዲ stomach ache
ሰዓል flu/ cough
ቁሪ ቁሪ የብለኒ ኣሎ a cold
ረስኒ ኣሎኒ high temperature
እግረይ የቀንዝወኒ ኣሎ pain on my leg
ሑቐይ የሕመኒ ኣሎ pain on my back
እንታይ ክገብር? What shall I do?
ሓኪም ረኣይ? See a doctor.
ቤት ሕክምና ኪዲ go to hospital

Read the following dialogues in pairs.

ኣኸዛ፤ ከመዓላትኩም ገዛ፤

አብረሀት፤ እግዚአብሔር ይመስገን፤ ኣኸዛ ከመይ ኣለኺ፤ እተዊ፡፡

ኣኸዛ፤ ዕዳጋ ኣይትኸድን ዲኺ ሎምዓንቲ?

አብረሀት፤ አረ ክኸይድ እየ፤ ቁሩብ ተፀበይኒ ክዳን ክቕይር፡፡


ኣኸዛ፤ ግርም፡፡ ደሓን ቀስ በሊ፤ ብዙሕ ኣይረፈደን

አብረሀት፤ ናይ መርካቶ ፀሓይ ትፈልጥያ እንዲኺ፤ ተሎ ኢልና ኢና ክንምለስ፡፡ እንታይ ጣጣ ጉጂ ኢኺ ትገብሪ


ሎምዓንቲ?

ኣኸዛ፤ ብዙሕ ኣይኮነን፡፡ ቡን ወዲአ ኣለኹ፡፡ ግዘ እንተረኺብኪ ድማ ናብ ሽሮ ሜዳ ብሓባር ከይድና ነፀላ


ተጋዝእኒ፡፡

ኣብረሀት፡ ሕራይ፤ ፀገም የለን፡፡ በሊ ንኺድ ከይረፈደ፡፡

You might also like