Download as pdf or txt
Download as pdf or txt
You are on page 1of 28

nU¶T Uz¤È TG‰Y

Bÿ‰êE KL§êE nU¶T


yTG‰Y mNGStEUz¤È
TG‰Y
yTG‰Y B¼¤‰êE KL§êE mNGST

mbL 19 ›mT ቐ. 2 መቐሇ - 19¾ ›mT qÜ. 2 መቐሇ


71/2003 ዒ.ም BˆL×T b¤T M<¶ Bÿ‰êE KL§êE mNGStE TG‰Y Zw{ 71/2003 ›/M

ቑፅሪ ዯንቢ 71/2004 ዒ/ም ዯንብ ቁጥር 71/2004 ዒ/ም


ዜተመሓየሸ ዯንቢ ስነ-ስርዒት ኣፇፃፅማ የተሻሻሇ የትግራይ ብሄራዊ ክሌሊዊ መንግስት
ዱስፕሉንን ኣቀራርባ ቅርታን ሰራሕተኛታት የመንግስት ሰራተኞች የዱስፒሉን አፇፃፀም
መንግስቲ ብሄራዊ ክሌሊዊ መንግስቲ ትግራይ ስነ ስርዒት እና የቅሬታ አቀራረብ ዯንብ

የትግራይ ብሄራዊ ክሌሊዊ መንግስት የስራ

ቤት ምኽሪ ፇፃሚ ክሌሊዊ አስፇፃሚ ምክር ቤት የተሻሻሇው የመንግስት


ስራሕ ብሄራዊ
መንግስቲ ትግራይ ብመሰረት ዜተማሓየሸ ኣዋጅ ሰራተኞች አዋጅ ቁጥር 189/2003 ዒ.ም አንቀፅ
ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብሄራዊ ክሌሊዊ 91 መሰረት የሚቀጥሇው ዯንብ አውጥቷሌ፡፡
መንግስቲ ትግራይ ቁፅሪ ኣዋጅ 189/2003 ዒ.ም
ዒንቀፅ 91 ዜስዕብ ዯንቢ ኣውፂኡ ኣል፡፡
ክፍሌ አንድ

ክፍሉ ሓዯ 1. ጠቅሊሊ ድንጋጌዎች


ይህ ዯንብ ’’የተሻሻሇ የመንግስት ሰራተኞች
1. ሓፇሻዊ ድንጋገታት
የዱስፕሉን አፇፃፀም ስነ-ስርዒት እና የቅሬታ አቀራረብ
እዙ ዯንቢ ’’ዜተመሓየሸ ዯንቢ ስነ-ስርዒት ኣፇፃፅማ
ዯንብ ቁጥር 71/2004’’ ተብል ሉጠቀስ ይችሊሌ፡፡
ዱስፒሉንን ኣቀራርባ ቅርታን ሰራሕተኛታት
መንግስቲ ቑፅሪ ዯንቢ 71/2004’’ ተባሂለ ክጥቀስ
ይኽእሌ፡፡
2. ትርጉም
በዙህ ዯንብ፡-
2. ትርጉም 1. ’’አዋጅ’’ ማሇት የትግራይ ብሄራዊ ክሌሊዊ

ኣብዙ ዯንቢ፡- መንግስት የተሻሻሇ የመንግስት ሰራተኛ አዋጅ

1. ’’ኣዋጅ’’ ማሇት ዜተማሓየሸ ኣዋጅ ቁጥር 189/2003 ነው፣

ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብሄራዊ ክሌሊዊ 2. በአዋጅ ቁጥር 189/2003 አንቀፅ 2 የተሰጡት

መንግስቲ ትግራይ ቁፅሪ ኣዋጅ 189/2003 ትርጓሜዎች ሇዙህም ዯንብ የሚያገሇግለ

እዩ፣ ናቸው፣

2. ኣብ ቁፅሪ ኣዋጅ 189/2003 ዒንቀፅ 2 3. ’’ቅሬታ’’ ማሇት የመንግስት ሰራተኛ ከቅርብ

ዜተውሃቡ ትርጓመታት ነዙ ዯንቢ’ውን ዗ገሌግለ አሇቃው ወይም ከሚመሇከተው የስራ ሃሊፉ ጋር

እዮም፣
3. ’’ቅርታ’’ ማሇት ሰራሕተኛ መንግስቲ ምስ ቀረባ nU¶T Uz¤È ‚Ü.­.ú
nU¶T Uz¤È -.ú.qÜ 291
ሓሊፉኡ ወይ ምስ ዜምሌከቶ ሓሊፉ ስራሕ

ÂY ˆd êU
ÃNÇ êU BR 9.25
1
ገፅ 2 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 2 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

ብዜገበሮ ምይይጥ ክፍታሕ ዗ይካኣሇን ብስሩዕ በሚያዯርገው ውይይት ሉፇታ ያሌተቻሇና


ከይዱ ምፅራይ ምሊሽ ክረክብ ዜግበኦን ጥርዒን በመዯበኛ ስነ-ስርዒት የመጣራት ሂዯት ምሊሽ
እዩ፣ ’’ኪኢሊ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን’’ ማሇት ኣብ ሉያገኝ የሚገባው አቤቱታ ነው፣ ’’ የአቤቱታ
ክሌሌን ወረዲን ሲቪሌ ሰርቪስ ዜርከብ ካብ አፇታት ባሇ ሞያ’’ ማሇት በክሌሌ እና በወረዲ
ሰራሕተኛታትን ኣብያተ ፅሕፇት መንግስትን በሲቪሌ ሰርቪስ የሚገኝ ከሰራተኛ እና
ብይግበኣኒ ዜቐረቡ ምምሕዲር ሓይሉ ሰብን ከመንግስት መስራቤት በይግባኝ የሚቀርቡ
ዱስፕሉንን ዜምሌከቱ ዋኒናት ብመሰረት ኣዋጅን የሰው ሃይሌ አስተዲዯር እና ዱስፒሉን
እዙ ዯንቢን መርሚሩ ፍትሓዊ ውሳነ ዜህብ ብዒሌ የሚመሇከቱ ጉዲዮች በአዋጁ እና በዙህ ዯንብ
ሞያ ፇፃሚ ስራሕ እዩ፣ መሰረት መርምሮ ፍትሓዊ ውሳኔ የሚሰጥ የስራ
አስፇፃሚ ባሇሙያ ነው፣
4. ’’ጥፍኣት’’ ማሇት ብሰራሕተኛታት መንግስቲ 4. ’’ጥፊት’’ ማሇት በሰራተኞች የሚፇፀም የአሰራር
ዜፍፀም ምጥሓስ ኣሰራርሓን ግድፇት ዱስፕሉንን ጥሰት እና የዱስፒሉን ጥፊት ማሇት ነው፣
እዩ፣
5. ’’ስንብት’’ ማሇት ሓዯ ሰራሕተኛ መንግስቲ ከቢድ 5. ’’ስንብት’’ ማሇት አንድ የመንግስት ሰራተኛ ከባድ

ግድፇት ዱስፕሉን ብምፍፃሙ ዜውሃቦ ቅፅዒት የዱሲፕሉን ጥፊት በመፇፀሙ የሚሰጥ የመጨረሻ

መወዲእታ ድስፕሉን እዩ፣ የዱስፕሉን ቅጣት ነው፣

6. ’’ምስምዕማዕ’’ ማሇት ኣብ ሞንጎ ሰራሕተኛን ቤት 6. ’’መስማማት’’ ማሇት በሰራተኛና በመንግስት

ዕዮን ዜፍጠር ኣፇሊሊይ ብምትዕራቕ ወይ መስራቤት መካከሌ የተፇጠረው ሌዩነት

ብምርድዲእ ዕሌባት ክረክብ ምግባር እዩ፣ በማስታረቅ ወይም በመረዲዲት እሌባት እንዱያገኝ
ማድረግ ማሇት ነው፣
7. ’’ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን’’ ማሇት ኣብቲ 7. ’’የአቤቱታ አፇታት የስራ ሂዯት’’ ማሇት በአዋጅ
ኣዋጅ ዒንቀፅ 71፣ 72፣ 73 ንቤት ፅሕፇትን አንቀፅ 71፣ 72፣ 73 ሇፅህፇት ቤትና ሇቢሮ የተሰጠ
ቢሮን ዜተውሃበ ስሌጣን ብሰራሕተኛ ዜቐርብ ስሌጣን በሰራተኞች የሚቀርብ የይግባይ ክርክር
ክርክር ይግበኣኒን ቅርታን ሪኡ ውሳነ ዜህብ ከይዱ ቅሬታ ኣይቶ ውሳኔ የሚሰጥ የስራ ሂዯት ማሇት
ስራሕ እዩ፣ ነው፣
8. ’’ጉጅሇ ዱስፕሉን’’ ማሇት ብመሰረት እዙ ዯንቢ 8. ’’የዱስፕሉን ቡደን’’ ማሇት በዙሁ ዯንብ መሰረት
ስሩዕ ምርመራ ዱስፒሉን ዗ካይድን ውሳነ ሓሳብ መዯበኛ የዱስፕሉን ምርመራ የሚካሄድና የውሳኔ
዗ቕርብን ጊዙያዊ ጉጅሇ ዱስፕሉን እዩ ጥርዒን ሓሳብ የሚያቀርብ ግዙያዊ የዱስፕሉን ቡድን ማሇት
ማሇት ካብ ኣዋጅ ቁፅሪ 189/2003 ዒንቀፅ 72/2 ነው፡፡ " አቤቱታ " ማሇት በአዋጅ ቁጥር 189/2003
ኣብ ዜተገሇፁ ዋኒናት ሰራሕተኛ መንግስቲ ዗ቕርቦ ዒንቀፅ 72/2/ በተገሇፁት ጉዲዮች የመንግስት
ኮይኑ ብቢሮ ወይ ብቤት ፅሕፇት ከይዱ ስራሕ ሰራተኛ የሚያቀርበው ሆኖ በሰው ሃይሌ አመራር
ኣመራርሓ ሓይሉ ሰብ ዜውሃብ መፍትሒ እዩ። ቢሮ ወይ ፅህፇት ቤት የስራ ሂዯት መፍትሄ
የሚሰጠው ነው።

2
ገፅ 3 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 3 የትግ ራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

3. ኣገሊሌፃ ፆታ 3. የፆታ አገሊሇፅ


ኣብዙ ዯንቢ ብተባዕታይ ፆታ ዜተገሇፀ ኩለ ንሌ በዙህ ዯንብ በወንድ ፆታ የተገሇፀው ሁለ ሇሴት ፆታም
ኣንስተይቲ እውን ዜሓውስ እዩ። ይጨምራሌ።

4. ወሰን ተፇፃምነት 4. የተፇፃምነት ወሰን


እዙ ዯንቢ ኣብ ሌዕሉ ብሕጊ ምምሕዲር ሰራሕተኛ ይህ ዯንብ በትግራይ ብሄራዊ ክሌሊዊ መንግስት
መንግስቲ ብሄራዊ ክሌሊዊ መንግስቲ ትግራይ የመንግስት ሰራተኞች ህግ በሚተዲዯሩ ሊይ ተፇፃሚ
ዜመሓዯሩ ተፇፃሚ ይኸውን። ይሆናሌ።

ክፍሉ ክሌተ ክፍሌ ሁሇት


ኣፇፃፅማ ዱስፕሉን የድስፒሉን ኣፇፃፀም
ምዕራፍ ሓዯ ምዕራፍ አንድ
ስሌጣንን ሓሊፍነትን ምውሳድ ስጉምቲ የዱስፕሉን እርምጃ የመወስድ ስሌጣንና
ድስፕሉን ሃሊፍነት
5. ቀሉሌ ጥፍኣት ዱስፕሉን 5. የድስፕሉን ቀሊሌ ጥፊት
ዜኾነ ሰራሕተኛ መንግስቲ ቀሉሌ ጥፍኣት ዱስፕሉን ማንኛውም የመንግስት ሰራተኛ ቀሊሌ የዱስፕሉን
እንተፇፂሙ ከከም ክብዯት ጥፍኣቱ፣ ጥፊት የፇፀመ እንዯሆነ እንዯየ ጥፊቱ ክብዯቱ፡-
ብመራሒ ስራሕ ቢሮ ወይ ሓሊፉ ቤት ዕዮ፣ ወናኒ በቢሮው የስራ መሪ ወይም በመስሪያቤቱ ሃሊፉ የስራ
ከይዱ ስራሕ፣ መተሓባበሪ ዯገፍቲ ከይዱ ስራሕ፡- ሂዯት ባሇቤት የስራ ሂዯቶች ድጋፍ ሰጪ አስተባባሪ፡-
1. መጠንቀቕታ ቃሌ ወይ፣ 1. የቃሌ ማስጠንቀቅያ ወይም፣
2. መጠንቀቕታ ፅሑፍ ክቐፅዕ ይኽእሌ፡፡ 2. የፅሑፍ ማስጠንቀቅያ ሉቀጣ ይችሊሌ፡፡

6. ከቢድ ጥፍኣት ዱስፕሉን 6. የዱስፕሉን ከባድ ጥፊት

ዜኾነ ሰራሕተኛ መንግስቲ ከቢድ ጥፍኣት ዱስፕሉን ማንኛውም የመንግስት ሰራተኛ ከባድ የዱስፕሉን

እንተፇፂሙ መራሒ ስራሕ ቢሮ ወይ ሓሊፉ ቤት ዕዮ ጥፊት የፇፀመ እንዯሆነ የቢሮው ስራ መሪ ወይም

ብመሰረት ኣዋጅን እዙ ዯንቢን ተፃሪዩ ምስቀረበለ ከም መስሪያቤት በአዋጁና በዯንቡ መሰረት ተጣርቶ

መጠን ክብዯት እቲ ጥፍኣት፡- በቀረበሇት እንዯ ጥፊቱ ክብዯት መጠን ፡-

1. ክሳብ ሓዯ ወርሒ መሃያ ዜበፅሕ መቕፃዕቲ፣ 1. እስከ የአንድ ወር ዯመወዜ የሚዯርስ ቅጣት፣

2. ክሳብ ሰሇስተ ወርሒ መሃያ ዜበፅሕ መቕፃዕቲ፣ 2. እስከ የሶስት ወር የሚዯርስ የዯመወዜ ቅጣት፣

3. ካብ ክሌተ ዒመት ዗ይበሌፅ ካብ ብርኪ ስራሕን 3. ከሁሇት አመት የማይበሌጥ ከስራ ዯረጃ

መሃያን ምትሓት፣ ከዯመወዜ ዜቅ ማድረግ፣

4. ካብ ስራሕ ናይ ምስንባት ስሌጣንን ሓሊፍነትን 4. ከስራ የማሰናበት ስሌጣንና ሓሊፉነት

ይህሌዎ፡፡ ይኖረዋሌ፡፡

3
ገፅ 4 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 4 የትግ ራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

7. ካብ ስራሕን መሃያን ምእጋድ 7. ከስራ እና ከዯመወዜ ማገድ


1. ዜኾነ ሰራሕተኛ መንግስቲ ብመሰረት እቲ ኣዋጅ 1. ማንኛውም የመንግስት ሰራተኛ በአዋጁ አንቀፅ 69
ዒንቀፅ 69 ንኡስ ዒንቀፅ 1ን 2ን ንሓዯ ወርሒ ካብ ንኡስ አንቀፅ 1እና 2 መሰረት ሇአንድ ወር
መሃያን ስራሕን ክእገድ ይኽእሌ እዩ፣ ከዯመወዜ እና ከስራ ሉታገድ ይችሊሌ፣
2. ሓዯ ሰራሕተኛ ካብ ስራሕ እንትእገድ ዜተኣገዯለ 2. አንድ ሰራተኛ ከስራ ሲታገድ የታገዯበት ምክንያት
ምኽንያት ብፅሑፍ ይግሇፀለ እቲ ሰራሕተኛ በፅሑፍ ይገሇፅሇታሌ የሰራተኛው አድራሻ
ኣድራሽኡ ዗ይተፇሇጠ እንተኾይኑ ወይ ድማ ባሇመታወቁ ወይም በላሊ ምክንያት የማገጃ
ብካሌእ ምኽንያት መኣገዱ ትእዚዜ ነቲ ሰራሕተኛ ትእዚዘን ሇሰራተኛው ሇራሱ መሰጠት ካሌተቻሇ
ንባዕለ ምሃብ እንተ዗ይተኻኢለ እቲ ትእዚዜ ትእዚዘ በመስሪያቤቱ የማስታወቅያ ሰላዲ ሊይ
ኣብቲ ቤት ዕዮ ምሌክታ መጠቅዑ ሰላዲ ተጠቂዐ ተሇጥፎ ሇአምስት ተከታታይ የስራ ቀናት እንዱቆይ
ንሓሙሽተ ተኸታታሉ መዒሌቲ ስራሕ ንክፀንሕ ይዯረጋሌ፣
ይግበር፣
3. የመንግስት ሰራተኛው በተከሰሰው ጥፊት
3. እቲ ሰራሕተኛ መንግስቲ ብዜተኸሰሶ ጥፍኣት
ምክንያት ከስራ እንዱሰናበት ካሌተወሰነበት
ምኽንያት ካብ ስራሕ ንክሰናበት እንተ዗ይ
በስተቀር በእግደ ወቅት ሳይከፇሌበት የቀረ
ተወሲንዎ ኣብ እዋን እገድኡ ከይተኸፇል
ዯመወዜ ያሇወሇድ ተከፍልት ወዯ ስራው
ዜቐረየ መሃይኡ ብ዗ይወሇድ ተኸፉለ ናብ
ይመሇሳሌ፣
ስርሑ ይምሇስ፣
4. በአዋጅ አንቀፅ 69 እንዲሇ ሆኖ ሰራተኛው
4. ኣብቲ ኣዋጅ ዒንቀፅ 69 ከም዗ል ኮይኑ እቲ
ከስራ የሚታገድበት ምኽንያት፡-
ሰራሕተኛ ካብ ስራሕ ዜእገዯለ ምኽንያት፡-
ሀ. ተከሳሽ ከተከሰሰበት ጥፊት ጋር አግባብነት
ሀ. ተኸሳሲ ምስ ዜተኸሰሰለ ጥፍኣት ኣግባብ
ያሇው ማስረጃ በማበሊሸት ወይም
዗ሇዎም መረዲእታታት ብምብሌሻው ወይ
በመዯበቅ ሇምርመራው ያሰናክሊሌ ተብል
ብምሕባእ ነቲ ምርመራ ከተዒናቅፍ እዩ
ሲገመት፣
ተባሂለ እንትግመት፣
ሇ. ከስራው ባህሪ ጋር ተሳስሮ በመንግስት
ሇ. ምስ ባህሪ ስርሑ ተኣሳሲሩ ኣብ ንብረት
ንብረት ጉዲት ያዯርሳሌ ተብል ሲጠርጠር፣
መንግስቲ ጉድኣት ከብፅሕ እዩ ተባሂለ
እንትጥርጠር፣
ሐ. ዜተኸሰሰለ ጥፍኣት ከቢድ ካብ ምዃኑ ሐ. የተከሰሰበት ጥፊት ከባድ ከመሆኑ የተነሳ

ዜተበገሰ ሞራሌ ካሌኦት ሰራሕተኛታት የላልች ሰራተኞች ሞራሌ የሚነካ ወይም

ዜትንክፍ ወይ ኣብ ተገሌጋሊይ ህዜቢ ኣብ ተገሌጋይ ህዜብ በመንግስት ስራና

ስራሕ መንግስትን ሰራሕተኛን ክህሌዎ ሰራተኞች ሉኖረው የሚገባ እምነት

ዜግባእ እምነት ዗ስእን እንትኾን፣ የሚያሳጣ ከሆነ፣

መ. እቲ ጥፍኣት ካብ ስራሕ ዗ሰናብቶ ኮይኑ መ. ጥፊቱ ከስራ የሚያባርረው ሆኖ ከተገመተ

እንትግመት እዩ፡፡ ነው፡፡

ገፅ 5 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 5 የትግ ራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

4
ምዕራፍ ክሌተ ምዕራፍ ሁሇት
ምርመራ ዱስፕሉን የዱስፒሉን ምርመራ
8. ሱለጥ ምፅራይ ዱስፕሉን 8. የተፊጠነ የዱስፕሉን ምርመራ
1. ዜኾነ ሰራሕተኛ መንግስቲ ብመሰረት እዙ ዯንቢ 1. ማንኛውም የመንግስት ሰራተኛ በዙህ ዯንብ ዒንቀፅ
ዒንቀፅ 5 ንኡስ ዒንቀፅ /1/ ወይ /2/ ዗ቕፅዕ 5 ንዐስ አንቀፅ /1/ ወይም /2/ መሰረት
ቀሉሌ ጥፍኣት ዱስፒሉን ዜፇፀመ እንተኾይኑ የሚያስቀጣ ቀሊሌ የዱስፒሉን ጥፊት የፇፀመ
መራሒ ስራሕ ቢሮ ወይ ሓሊፉ ቤት ዕዮ፣ ወናኒ እንዯሆነ እና የቢሮ ስራ መሪ ወይም የመስሪያቤት
ከይዱ ስራሕ፣ መተሓባበሪ ዯገፍቲ ከይዱ ስራሕ፣ ሃሊፉ፣ የስራ ሂዯት ባሇቤት፣ የስራ ሂዯት ዯጋፉ
ኣድሊይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነቲ ጥፍኣት ዗ፃርዩ አስተባባሪ፣ የፅሕፇት ቤት ሃሊፉ አስፇሊጊ ሆኖ
ክሌተን ካብኡ ንሊዕሌን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ካገኘው ሇጥፊቱ የሚያጣሩ ሁሇትና ከሁሇት በሊይ
ክምድብ ይኽእሌ፣ የመንግስት ሰራተኞች ሉመድብ ይችሊሌ፣
2. ተኸሳሲ ዜቐረበለ ክሲ ብፅሑፍ ወይ ብቃሌ 2. ተከሳሽ የቀረበሇትን ክስ በፅሑፍ ወይም በቃሌ
ክፇሌጦ ተገይሩ መሌሲ ሒዘ ይቀርብ፣ እንዱያውቀው ተዯርጎ መሌሱ ይዝ ይቀርባሌ፣
3. ዜምሌከቶ ሓሊፉ እቲ ዜቐረበለ ውሳነ ሓሳብ 3. የሚመሇከተው ሃሊፉ የቀረበሇት የውሳኔ ሓሳብ
መርሚሩ ውሳነ ይህብ፡፡ መርምሮ ውሳኔ ይሰጣሌ፣

9. ስሩዕ ምፅራይ 9. መዯበኛ ማጣራት


ዜኾነ ሰራሕተኛ መንግስቲ ብመሰረት እዙ ዯንቢ ማንኛውም የመንግስት ሰራተኛ በዙህ ዯንብ አንቀፅ 6
ዒንቀፅ 6 ብ዗ቕፅዕ ጥፍኣት ድስፒሉን ዜተኸሰሰ መሰረት በሚያስቀጣ የዱስፕሉን ጥፊት የተከሰሰ
እንተኾይኑ እቲ ክሲ በዝም ዜስዕቡ ድንጋጌታት ይፃረ፡፡ እንዯሆነ ክሱ በሚከተለትን ድንጋጌዎች ተከትል
ይጣራሌ፡፡
10. ፅሑፍ ክሲ 10. የክስ ፅሑፍ
1. ፅሑፍ ክሲ ድስፒሉን ብመራሒ ስራሕ ቢሮ ወይ
1. የዱስፕሉን የክስ ፅሑፍ በቢሮው ስራ መሪ
ሓሊፉ ቤት ዕዮ ወይ ወናኒ ከይዱ ስራሕ ወይ
ወይም በመስሪያቤት ሃሊፉ ወይም በስራ ሂዯት
መተሓባበሪ ዯገፍቲ ከይዱ ስራሕ ዗ተፇረመን
ባሇቤት ወይም በዯጋፉ የስራ ሂዯት አስተባባሪ
ማህተም ቤት ዕዮ ዜዒረፎን ኮይኑ፦
የተፇረመበትና የመስሪያቤቱ ማህተም
የተዯረገበት ሆኖ፦
ሀ. ሽም ተኸሳሲ፣
ሀ. የተከሳሽ ስም፣
ሇ. ዜርዜር ጥፍኣት፣
ሇ. የጥፊቱ ዜርዜር፣
ሐ. ጥፍኣት ዜተፇፀመለ ግ዗ን ቦታን፣
ሐ. ጥፊቱ የተፇፀበት ጊዛና ቦታ፣
መ. ዜተጥሓሰ ድንጋገ ሕጊን፣
መ. የተጣሰ የሕግ ድንጋገ
ሰ. ዜርዜር መርትዖን ክሕዜ አሇዎ።
ሰ. የማስረጃ ዜርዜር መያዜ አሇበት።
2. ተኸሳሲ ካብ ሓዯ ንሊዕሉ ብዜኾነ ጥፍኣት
2. ተከሳሹ ከአንድ በሊይ በሆነ ጥፊት የተከሰሰ ከሆነ
ዜተኸሰሰ እንተኾይኑ ንሕድሕድ ጥፍኣት
እያንዲንደ ጥፊት ተሇይቶ በዙህ አንቀፅ ንኡስ
ተፇሌዩ በዙ ዒንቀፅ ንኡስ ዒንቀፅ 1/ሇ-ሰ/
አንቀፅ 1/ሇ-ሰ/ በተመሇከተው መሰረት መግሇፅ
ዜተጠቐሱ ክግሇፅ ኣሇዎ፡፡
አሇበት፡፡

ገፅ 6 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 6 የትግ ራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

5
11. ምምሕያሽ ክሲ 11. ክስን ማሻሻሌ
1. ኣብ ውሽጢ ፅሑፍ ክሲ ዱስፕሉን ዜተገሇፀ ዜርዜር 1. በዱስፕሉን ክስ ፅሑፍ ውስጥ የተገሇፀውን የጥፊቱ
ጥፍኣት ብዜምሌከት መሰረታዊ ኣብዜኾነ ዜርዜር በሚመሇከት መሰረታዊ በሆነ ነጥቦች ሊይ
ነጥብታት ስሕተት ወይ ግድፇት ምህሊው ስህተት ወይም ግድፇት መኖሩ ሲታወቅ የውሳኔ ሀሳብ
እንትፍሇጥ ውሳነ ሓሳብ ቅድሚ ምቕራቡ ኣብ ከመቅረቡ በፉት በማንኛውም ጊዛ ክሱን ማሻሻሌ
ዜኾነ ግ዗ ክሲ ምምሕያሽ ይከኣሌ እዩ፣ ይቻሊሌ፣
2. ተኸሳሲ ተማሓይሹ ኣብ ዜቐርበለ ክሲ ዱስፕሉን 2. ተከሳሽ ተሻሽል በቀረበ የዱስፒሉን ክስ ሊይ መሌስ
መሰሌ ምቕራብ መሌሲ ይህሌዎ፡፡ የማቅረብ መብት ይኖረዋሌ፡፡

12. ኩነታት ምቁራፅ ክሲ 12. ክስ የሚቋረጥበት ሁኔታ


1. ክሲ ዱስፕሉን ዜቐረበለ ሰራሕተኛ መንግስቲ 1. የዱስፕሉን ክስ የቀረበሇት የመንግስት ሰራተኛ
ብዜኾነ ምኽንያት ግሌጋልት ምሃቡ እንተቋሪፁ በማንኛውም ምክንያት አገሌግልት መስጠቱ
ምርኣይ ክሲ ይቋረፅ፣ ካቋረጠ ክሱን መታየት ያቆማሌ፣
2. ብከቢድ ጥፍኣት ዱስፕሉን ዜተኸሰሰ ሰራሕተኛ 2. በከባድ የዱስፒሉን ጥፊት የተከሰሰ የመንግስት
መንግስቲ ብናይ ባዕለ ድላት ስርሑ ብምሌቃቁ ሰራተኛ በራሱ ፍቃድ ስራውን በመሌቀቁ
ግሌጋልቱ እንተተቋሪፁን ሽድሽተ ወርሒ አገሌግልቱ አቋርጦ እንዯሆነ እና ስድስት ወር
ቅድሚ ምምሌኡ ኣብዜኾነ ቤት ዕዮ መንግስቲ ከመምሊቱ በፉት በማንኛውም የመንግስት
ተመሉሱ እንተተቆፂሩን እቲ ዜተቋረፀ ክሲ መስሪያቤት ተመሌሶ የተቀጠረ እንዯሆነ
ምርኣይ ይካኣሌ፡፡ የተቋረጠውን ክሲ እንዯገና ሉታይ ይቻሊሌ፡፡

13. ምፍሊጥ ክሲ 13. ክስ ስሇማስታወቅ


1. ጉጅሇ ዱስፕሉን ንዜተኸሰሰ ሰራሕተኛ መሌሲ 1. የዱስፒሉን ቡድን ክስ የቀረበሇት መሌሱን ይዝ
ክሲ ሒዘ ንክቐርብ ቅዲሕ ፅሑፍ ክስን እንዱቀርብ የክሱ ፅሑፍና ማስረጃዎች ቅጅ
መርትዖታትን ይሌእኸለ፣ አያይዝ ይሌክሇታሌ፣
2. እቲ ክሲ ዜስምዏለ ቦታ፣ መዒሌትን ሰዒትን 2. ክሱ የሚሰማበትን ቦታ፣ ቀንና ሰዒትን የሚገሌፅ
ዜገሌፅ ኮይኑ እንተነኣሰ እቲ ክሲ ካብ ዜስመዏለ ሆኖ ቢያንስ ክሱን ከሚሰማበት ቀን ከአምስት
ቅድሚ ተኸታታሉ ሓሙሽተ መዒሌቲ ስራሕ የስራ ቀናት በፉት ሇተከሳሽ መድረስ አሇበት፣
ንተኸሳሲ ክበፅሖ ኣሇዎ፣
3. እቲ ሰራሕተኛ ክርከብ ብ዗ይምኽኣለ ወይ 3. ሰራተኛው ሉገኝ ባሇመቻለ ወይም ሇመቀበሌ
ንምቕባሌ ፍቓዯኛ ብ዗ይምዃኑ እቲ ምሌክታ ፍቃዯኛ ባሇመሆኑ የክሱን ማስታወቅያውን
ክሲ ንምሃብ እንተ዗ይተኻኢለ እቲ ምሌክታ ክሲ ሇመሰጠት ያሌተቻሇ እንዯሆነ የክሱን

ኣብቲ ቤት ዕዮ መጠቅዑ ሰላዲ ንተኸታታሉ 5 ማስታወቅያ በመስሪያቤቱ የማስታወቅያ ሰላዲ
መዒሌቲ ስራሕ ተሇጢፈ ንክፀንሕ ይግበር፣ ሊይ ተሇጥፎ ሇ5 ተከታታይ የስራ ቀናት
እንዱቆይ ይዯረጋሌ፣

ገፅ 7 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 7 የትግ ራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

6
4. ጥፍኣት ፇፂሙ ተባሂለ ክሲ ዜቐረበለ ሰራሕተኛ 4. ጥፊት ፇፅሞ ተብል ክስ የቀረበሇት ሰራተኛ
ብዜተፇሊሇየ ምኽንያት ብመገሻ ስራሕ፣ በተሇያየ ምክንያት በፉሌድ በእስራት፣ በህመም
ብማእሰርቲ፣ ብሕማም ወይ ካብ ዒቕሙ ንሊዕሉ ወይ ከአቅሙ በሊይ በሆነ ላሊ ምክንያት በስራ
ብዜኾነ ካሉእ ምኽንያት ኣብ ስራሕ ዗ይነበረ እንተ ያሌነበረ እንዯሆነ ወዯ ስራው ከተመሇሰበት በ5ተ
ኾይኑ ናብ ስርሑ ካብ ዜተመሇሰለ ኣብ ውሽጢ ተከታታይ የስራ ቀናት ክሱን እንዱያውቀው
5ተ ተኸታታሉ መዒሌቲ ስራሕ እቲ ክሲ ክፇሌጦ ይዯረጋሌ፡፡
ይግበር፡፡

14. ቀዲማይ ብርኪ መቃወሚ ክሲ


1. ብመሰረት እዙ ዯንቢ ዒንቀፅ 13 ፅሑፍ ክሲ 14. የመጀመሪያ ዯረጃ የክስ መቃወምያ
ዜበፅሖ ተኸሳሲ፡- 1. በዙህ ዯንብ አንቀፅ 13 መሰረት የክስ ፅሑፍ
ሀ. እቲ ክሲ ብመሰረት እቲ ኣዋጅ ብይርጋ የዯረሰው ተከሳሽ፡-
ዜተዒፀወ እንተኾይኑ፣ ሀ. ክሱን በአዋጅ መሰረት በይርጋ የተ዗ጋ
እንዯሆነ፣
ሇ. ተፇፂሙ ዜተብሃሇ ተግባር ብዱስፕሉን
ሇ. ተፇፀመ የተባሇ ድርጊት በድስፕሉን
ከኽሰስ ዗የኽእሌ እንተኾይኑ፣ ወይ
ሉያስከሰስ የማይችሌ ከሆነ፣ወይም
ሐ. ብዜተኸሰሶ ዋኒን ቅድም ክብሌ ውሳነ
ሐ. በተከሰሰበት ጉዲይ ቀዯም ሲሌ ውሳኔ
ዜዒረፎ እንተኾይኑ፣ እቲ ክሲ ክረኣ
የተሰጠበት ከሆነ፣ ክሱን ሉታይ አይገባም
ኣይግብኦን ክብሌ መቃወምይኡ ከቕርብ
በማሇት መቃወምያው ሉያቀርብ ይችሊሌ፡፡
ይኽእሌ፡፡
2. ጉጅሇ ዱስፒሉን
ሀ. እቲ ዜቐረበ መቃወምያ ዜተቀበል እንተኾ 2. የዱሰፕሉን ቡድን
ይኑ እቲ ክሲ ንክዕፆ ንክሲ መቅረቢ ውሳነ ሓሳብ ሀ. የቀረበውን መቃወምያ የተቀበሇው እንዯሆነ
የቕርብ፣ ወይ ክሱ እንዱ዗ጋ ሇክስ አቅራቢው የውሳኔ
ሇ. ነቲ ዜቐረበ መቃወሚያ ዗ይተቐበል ሓሳብ ያቀርባሌ ወይም
እንተኾይኑ ተኸሳሲ ንዜቐረበለ ክሲ መሌሲ ሇ. መቃወሚያውን ያሇተቀበሇው ከሆነ ተከሳሹ
ንክህብ ይእዜዜ፡፡ ሇቀረበበት ክስ መሌስ እንዱሰጥበት

15. መሌሲ ክሲ ያ዗ዋሌ፡፡

1. ክሲ ዱስፕሉን ዜቐረቦ ሰራሕተኛ መንግስቲ


15. የክስ መሌስ
ንዜቐረበለ ክሲ ዜኣምን ወይ ዜኽሕድ 1. የዱስፕሉን ክስ የቀረበሇት የመንግስት ሰራተኛ

እንተኾይኑ መሌሲ ብዜርዜር ብምግሊፅ ብፅሑፍ ሇቀረበሇት ክስ የሚያምን ወይም የሚክድ ከሆነ

የቕርብ፣ ይህንኑ መሌሱ በዜርዜር በመግሇፅ መሌሱ

2. መሌሲ ክሲ እቲ ተከሳሲ ወይ ሕጋዊ ወኪለ በፅሑፍ ያቀርባሌ፣

ዜፇረመለ ኮይኑ፡- 2. የክስ መሌስ ተከሳሹ ወይም ሕጋዊ ወኪለ

ሀ. ኣብቲ ክሲ ብዚዕባ ዜተገሇፀ ሕድ ሕድ የፇረመሇት ሆኖ፡-

ፍፃመ ወይ ጥፍኣት ኣመሌኪቱ ዜተውሃቦ ሀ. በክሱ ስሇተገሇፁው እያንዲንደ ድርጊት

መሌስን፣ ወይም ጥፊት አስመሌክቶ የተሰጠ መሌስ እና፣

ገፅ 8 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 8 የትግ ራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

7
ሇ. ተኸሳሲ ንክረኣየለ ዜዯሌዮም መርትዖታት ሇ. ተከሳሹ እንዱታይሇት የሚፇሌጋቸውን
መከሊኸሉ ዜርዜር ክሕዜ ኣሇዎ፣ የመከሊከያ ማስረጃዎች በዜርዜር መያዜ
3. ተኸሳሲ ካብ ዜ዗ር዗ሮም መርትዖታት መከሊኸሉ አሇበት፣
ኣብ ኢደ ዜርከብ መርትዖታት ፅሑፍ ቅዲሕ 3. ተከሳሹ ከ዗ረ዗ራቸው የመከሊከያ ማስረጃዎች
ኣተሓሒዘ ከቕርብን ጉጅሇ መካከሌ በእጅ የሚገኙትን የፅሑፍ ማስረጃዎች ቅጅ
ዱስፕሉን ንኽቕርበለ ዜዯሌዮም መርትዖታትን አያይዝ ማቅረብ እና የዱስፕሉን ቡድኑ
ኣብ ኢድ መን ከምዜርከቡ ክገሌፅ ኣሇዎ፡፡ እንዱቀርብሇት የሚፇሌገው ማስረጃዎች ዲግም
በማን እጅ እንዯሚገኙ መግሇፅ አሇበት፡፡
16. ብምእማን ወይ ብምኽሓድ ዜተውሃቦ
መሌሲ 16. በማመን ወይም በመካድ የተሰጠ መሌስ
1. ተኸሳሲ ኣብ መሌሱ እንተኣሚኑ ጉጅሇ
ዱስፕሉን ተወሳኺ ምፅራይ ንምግባር ኣድሊይ 1. ተከሳሹ ክሱን በማመን መሌስ የሰጠ እንዯሆነ
ኮይኑ እንተ዗ይረኹቡዎ እቲ ዜቐረበ ክስን የዱስፕሉን ኮሚቴው ተጨማሪ ማጣራት ማድረግ
ዜተውሃቦ መሌስን ብምምርማር ውሳነ ሓሳብ አስፇሊጊ ሆኖ ካሊገኘው በስተቀር የቀረበውን
የቕርብ፡ ክስ እና የተሰጠው መሌስ በመመርመር የውሳነ
2. ተኸሳሲ ነቲ ዜቐረበለ ጥፍኣት እንተ዗ይኣ ሚኑ ሓሳብ ያቀርባሌ፣
ጉጅሇ ድስፕሉን ምስክራት ከሳሲን ተኸሳሲን 2. ተከሳሽ ከቀረበሇት ጥፊት ካሇመነ የድስፕሉን
ብምስማዕን ፅሑፍ መርትዖታቶምን ኮሚቴው የተከሳሽና የከሳሽ ምስክሮች በመስማት
ብምምርማርን ክሲ የፃሪ፡፡ እና የፅሑፍ ማስረጃዎች በመመርመር ክሱን
ያጣራሌ፡፡
17. መርትዖታት ምቕራብ
ተኸሳሲ ክቀርበለ ዜሓቶም መርትዖታት ፅሑፍ 17. ማስረጃዎች ስሇማቅረብ
ካብዜምሌከቶ ኣካሌ ንክቀርበለ ክሓትት ይኽእሌ፡፡ ተከሳሹ እንዱቀርቡሇት የሚጠይቃቸው የፅሑፍ
ማስረጃዎች ከሚመሇከተው ኣካሌ እንዱቀርብሇት
ሉጠይቅ ይችሊሌ፡፡
18. ምስክራት ምፅዋዕ
1. ጉጅሇ ዱስፕሉን ምስክራት ከሳሲን ተኸሳሲን 18. ምስክሮች ስሇመጥራት
ቀሪቦም ምስክርነት ቃልም ንክህቡ መፀዋዕታ
ክበፅሖም ይገብር፣ 1. የከሳሽ እና ተኸሳሽ ምስክሮች ቀርበው

2. ኣብ ሓዯ ዜተተሓሓ዗ ጭብጢ ቃልም ዜህቡ የምስክርነት ቃሊቸው እንዱሰጡ የዱስፕሉን

ምስክራት ብሓዯ ግ዗ ተፀዊፆም ተራ ብተራ ቡድን መጥሪያ እንዱዯርሳቸው ያዯርጋሌ፣

እናቐረቡ ንክስምዐ ይግበር፣ 2. በአንድ በተያያ዗ ጭብጦች ሊይ ቃሊቸው

3. ጉጅሇ ዱስፕሉን ኣድሊይ ኮይኑ እንተረኸብዎ የሚሰጡ ምስክሮች በአንድ ጊዛ ተጠርተው ተራ

ተወሳኺ ምስክራት ቐሪቦም ቃሌ ምስክርነቶም በተራ በየተራቸው እየቀረቡ እንዱሰሙ

ንክህቡ ክገብር ይኽእሌ፡፡ ይዯረጋሌ፣


3. የዱስፕሉን ቡድን አስፇሊጊ ሆኖ ሲያገኘው
ተጨማሪ ምስክሮች ቀርበው የምስክርነት
ቃሊቸውን እንዱሰጡ ሉያዯርግ ይችሊሌ፡፡

ገፅ 9 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 9 የትግ ራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

8
19. ምስማዕ ምስክርነት 19. ምስክር ስሇ መሰማት
1. ጉጅሇ ዱስፕሉን ቃሌ ምስክርነት ዜቕበሌ ከሳሲን 1. የዱስፕሉን ቡድን የምስክርነት ቃሌ የሚቀበሇው
ተኸሳስን ኣብዜተረኸበለ ይኸውን፣ ከሳሽ እና ተከሳሽ በተገኙበት ጊዛ ይሆናሌ፣
2. ኣብዙ ዒንቀፅ ንኡስ ዒንቀፅ /1/ ድንጋገ ከም዗ል 2. የዙህ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ /1/ ድንጋጌ እንዲሇ
ኮይኑ፡- ሆኖ፡-
ሀ. ምስክራት ከሳሲ ኣብ ዜስምዏለ ግ዗
ተኸሳሲ ንክቀርብ ተነጊሩዎ ኣብ ቆፀርኡ ሀ. የከሳሽ ምስክር በሚሰሙበት ጊዛ ተከሳሽ

መዒሌቲ ከይቐረበ እንትተርፍ፣ ወይ እንዱቀርብ ተነግሮት በቆጠረው ቀን

ሇ. መከሊኸሉ መሰኻኽር ተኸሳሲ ኣብ ሳይቀርብ ከቀረ፣ ወይም

ዜስምዏለ ግ዗ ከሳሲ ንክቀርብ ተነጊሩዎ ሇ. የተከሳሽ መከሊከያ ምስክሮች በሚሰሙበት

ከይቐረበ እንተተሪፈ፣ እቶም መሰኻኽር ጊዛ ከሳሽ እንዱቀርብ ተነግሮት ሳይቀርብ

ከሳሲ ብ዗የሇለ ክስምዐ ይኽእለ፣ ከቀረ ምስክሮቹ ከሳሽ በላሇበት ሉሰሙ

3. ጉጅሇ ድስፕሉን እቲ ምስክር ምስቲ ክሲ ይችሊለ፣

ዜተተሓሓ዗ ዜሰመዖ ወይ ዜረኣዮ ወይ ዜተዒ዗ቦ 3. የዱስፕሉን ቡድኑ ምስክሩን ከክሱ በተያያ዗ የሰማው

ነገር ንኸረድእ እናሓተተ እቲ ዜህቦ መሌሲ ቃሌ ወይም ያየው ወይም የተገነ዗በው ነገር እንዱያስረዲ

ብቃሌ ይምዜግብ፣ እየጠየቀ የሚሰጠው መሌስ ቃሌ በቃሌ

4. ናይዙ ዒንቀፅ ንኡስ ዒንቀፀ /3/ ድንጋገ ይመ዗ግባሌ፣

እንተሃሇወኳ ምስክር ዜፀወዏ ተኸራኻሪ ወገን ነቲ


ምስክር ተወሳኺ ሕቶታት ብምሕታት እቲ ዜህቦ 4. የዙህ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ /3/ የተዯነገገ ቢኖርም

መሌሲ ንክምዜገበለ ክሓትት ይኽእሌ፣ እንኳ ሇምስክር የጠራ ተከራካሪ ወገን ሇምስክሩ

5. ከሳሲ ንምስክራት ተኸሳሲ፣ ተኸሳሲ ድማ ተጨማሪ ጥያቄዎች በመጠየቅ የሚሰጠው መሌስም

ንምስክራት ከሳሲ፣ መስቀሇኛ ሕቶ ክሓቱ ይኽእለ እንዱመ዗ገብሇት ሉጠይቅ ይችሊሌ፣

እዮም፣ 5. ተከሳሽ የከሳሽ ምስክሮች ከሳሽ ዲግም የተከሳሽ

6. መስቀሇኛ ሕቶ ዜቐርብ እቲ ምስክር ዜሃቦ ምስክሮች መስቀሇኛ ጥያቄ ሉጠይቁ ይችሊለ፣

ትኽክሇኛ ዗ይኮነ ቃሌ ምስክርነት እንተሃሉዩ


እዙይ ብግሌፂ ንጉጅሇ ዱስፒሉን ንምርኣይ እዩ፡፡ 6. መስቀሇኛ ጥያቄ የሚቀርብበት ምስክሩ የሚሰጠው
ትክክሇኛ ያሇሆነ የምስክርነት ቃሌ ካሇ እሱን
20. ናይ መወዲእታ ሓሳብ ተኸሳሲ በግሌፅ ሇዱስፕሉን ቡደኑ ሇማሳየት ነው፡፡
ጉጅሇ ዱስፕሉን ምፅራይ ቅድሚ ምውድኡ ተኸሳሲ
መወዲእታ ሓሳቡ ክህብ ዕድሌ ይህቦ፡፡ 20. የተከሳሽ የመጨረሻ ሓሳብ
የዱስፕሉን ቡደኑ ምርመራውን ማጣራት ከማጠናቀቁ

21. ፀብፃብ ምፅራይ በፉት ተከሳሽ የመጨረሻ ሓሳቡን እንዱሰጥ እድሌ

1. ጉጅሇ ዱስፕሉን ምፅራዩ ምስ ወድኣ ውፅኢት ይሰጠዋሌ፡፡

ምፅራይን ውሳነ ሓሳብ ዜሓ዗ ፀብፃብን ንክሲ


21. የምርመራው ሪፖርት
መቕረቢ የቕርብ፣
1. የዱስፕሉን ቡደን ምርመራው ከጨረሰ በኋሊ
የምርመራው ውጤትና የውሳኔ ሓሳቡን የያ዗
ሪፖርት ሇክስ አቅራቢው ያቀርባሌ፣

9
ገፅ 10 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 10 የትግ ራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

2. ውፅኢት ምፅራይ ጥፍኣት ተኸሳሲ ዗ረጋግፅ 2. የምርመራው ውጤት የተከሳሹን ጥፊተኛነት


እንተኾይኑ ጉጅሇ ዱስፕሉን ዗ቕረቦ ውሳነ ሓሳብ የሚያረጋግጥ ከሆነ የዱስፕሉን ቡድኑ
ክውሰድ ዜግበኦ ቅፅዒት ዱስፕሉን ከርኢ ኣሇዎ፣ የሚያቀርበው ውሳኔ ሓሳብ ሉወሰድበት የሚገባው
የዱስፕሉን ቅጣት ማመሊከት፣
3. ጉጀሇ ዱስፕሉን ነቲ ቅፅዒት ኣመሌኪቱ ዗ቕርቦ 3. የዱስፕሉን ቡድኑ ቅጣቱን በሚመሇከት
ውሳነ ሓሳብ፡- የሚቀርበው የውሳኔ ሓሳብ፡-
ሀ. ክብዯት እቲ ጥፍኣትን ዜተፇፀመለ ሀ. የጥፊቱ ክብዯትና ድርጊቱ የተፇፀመበትን
ኩነታትን፣ ሁኔታ፣
ሇ. ተኸሳሲ ሕለፍ ግሌጋልት ዗መኑ ዗ርእዮ ሇ. ተከሳሹ ባሇፇው የአገሌጋልት ዗መኑ ያሳየ
ዜነበረ ስነ-ምግባርን ውፅኢት ስራሕን፣ ውን የነበረ የስነ-ምግባርና የስራ ውጤትን፣
ሐ. ተኸሳሲ ቅድሚኡ ዜነበሮ ጥፍኣት ሪከርድ ሐ. የተከሳሹ ቀዯም ሲሌ የነበረው የጥፊት
዗ገና዗ብ ክኸውን ኣሇዎ፣ ሪከርድ ያገና዗በ መሆኑን አሇበት፣
4. ውፅኢት ምፅራይ ጥፍኣት ተኸሳሲ ዗ረጋግፅ 4. የምርመራ ውጤቱ ሇተከሳሽ የጥፊተኛነት
እንተ዗ይኮይኑ ካብቲ ክሲ ነፃ ምዃኑ ዜገሌፅ የሚያረጋግጥ ካሌሆነ ከክሱ ነፃ መሆኑነ የሚገሌፅ
መረዲእታ ክበፅሖ ይግበር፡፡ መረጃ እንዱዯርስዎ ያዯረጋሌ፣

22. ውሳነ መራሒ ስራሕ ቢሮ ወይ ሓሊፉ ቤት 22. የቢሮ ስራ መሪ ወይም የመስሪያቤት ሃሊፉ
ዕዮ ውሳኔ
1. ብመሰረት እዙ ዯንቢ ዒንቀፅ 21 ዜቐረበለ 1. በዙህ ዯንብ አንቀፅ 21 መሰረት የቀረበሇት
ፀብፃብ ምፅራይ ምስ መርመረ ውሳነ ሓሳብ ሪፖርት ከመረመረ በኋሊ የኮሚቴውን የውሳኔ
ጉጅሇ ከፅድቅ ወይ ምኽንያት እንትህሌዎ፡- ሓሳብ ሇማፅዯቅ ወይም በቂ ምክንያት ሲኖረው፡-
ሀ. ነቲ ዜቐረበለ ውሳነ ሓሳብ ከመሓይሽ፣ ሀ. ከቀረበሇትን ውሳኔ ሓሳብ ሉያሻሽሌ፣
ክሌውጥ፣ክስዕር፣ከፅድቕ ይኽእሌ፣ ወይ ሉሇውጥ፣ ሉሽር፣ሉያፀድቕ ይችሊሌ፣
ሇ. እቲ ጉጅሇ ነቲ ጉዲይ እንዯገና ንክምርምሮ ሇ. ኮሚቴው ጉዲዩን እንዯገና እንዱመረምረው
ክእዜዜ ይኽእሌ፣ ሇማ዗ዜ ይችሊሌ፣
2. ብመሰረት እዙ ዒንቀፅ ንኡስ ዒንቀፅ /1/ 2. በዙህ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ /1/ የተሰጠው ውሳኔ
ዜተውሃበ ውሳነ ነቲ ስራሕተኛ ብፅሑፍ ክወሃብ ሇሰራተኛው በፅሑፍ መሰጠት አሇበት፡፡
ኣሇዎ፡፡ ኣድራሻ ሰራሕተኛ ብ዗ይምፍሊጡ ወይ የሰራተኛው አድራሻ ባሇመታወቁ ወይም በላሊ
ብካሌእ ምኽንያት እቲ ውሳነ ክወሃቦ ምክንያት ውሳኔውን መሰጠት ካሌተቻሇ
እንተ዗ይተኻኢለ ኣብቲ ቤት ዕዮ ሰላዲ ምሌክታ በመስሪያቤቱ በማስታወቅያ ሰላዲ ሊይ

ንተከታታሉ 5 ስራሕ መዒሌቲ ተሇጢፈ ሇተከታታይ ሇ5 የስራ ቀናት ተሇጥፎ ይቆያሌ፣
ይፀንሕ፣
3. እቲ ውሳነ ካብ ሓዯ ወርሒ መሃያ ክሳብ ስራሕ 3. ውሳኔው ከአንድ ወር ዯመወዜ እስከ ከስራ
ምስንባት ዜበፅሕ ቅፅዒት ድስፕሉን እንትኸውን፣ የመሰናበት የሚዯርስ የዱስፕሉን ቅጣት የሲቪሌ
ቢሮ ሲቪሌ ሰርቪስ ብቅዲሕ ንክፇሌጦ ይግበር፡፡ ሰርቪስ ቢሮ በግሌባጭ እንዱያውቀው
ይዯረጋሌ፡፡

10
ገፅ 11 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 11 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

23. ኣፇፃፅማ ውሳነ 23. የውሳኔ አፇፃፀም


1. ካብ ስራሕ ምስንባት ወፃኢ ዗ሇዉ ውሳነታት 1. ከስራ መሰናበት ውጭ ያሇው የዱስፕሉን
ቅፅዒት ዱስፕሉን ተግባራዊ ዜኸውን፣ ብመሰረት የቅጣት ውሳኔዎች ተግባራዊ የሚሆኑት፣
ኣብዙ ዯንቢ ዒንቀፅ 22/2/ እቲ ሰራሕተኛ ነቲ ሰራተኛው ውሳኔውን በዙህ በዯንብ አንቀፅ
ውሳነ ንክፇሌጦ ምስተገበረ ብድሕሪ 30 22/2/ መሰረት እንዱያውቀው ከተዯረገ ከ30
መዒሌታት እዩ፡፡ ኮይኑ ግን እቲ ሰራሕተኛ ቀናት በኋሊ ነው፡፡ ሆኖም ሰራተኛው በዙህ በዯንብ
ብመሰረት ናይዙ ዯንቢ ዒንቀፅ 37 ይግበኣኒ አንቀፅ 37 መሰረት ይግባይኝ ያቀረበ እንዯሆነ
዗ቕረበ እንተኾይኑ ኣብ ርእሲ’ቲ ይግበኣኒ ውሳነ የይግባኙ ሊይ ውሳኔ እስከሚሰጠው ድረስ
ክሳብ ዜውሃቦ ኣፇፃፅምኡ ተኣጊደ ይፀንሕ፣ አፇፃፀሙ ታገዶ ይቆያሌ፣
2. ካብ ስራሕ ምስንባት ንዜፍፀም ቅፅዒት 2. ከስራ በመሰናት የሚፇፅም ቅጣት በዙህ ዯንብ
ብመሰረት እዙ ዯንቢ ዒንቀፅ 37 እቲ ሰራሕተኛ አንቀፅ 37 መሰረት ሰራተኛው ይግባኝ አቅርቦ
ይግበኣኒ ኣቕሪቡ ኣፇፃፅምኡ ዯው ንክብሌ አፇፃፀሙ እንዱቆም ወይ እንዱያቋርጥ
እንተ዗ይኣጊድዎ፣ ብመሰረት እዙ ዯንቢ ዒንቀፅ ካሊሳገዯው በስተቀር በዙህ ዯንብ አንቀፅ 22/2/
22/2 እቲ ውሳነ ንክፇሌጦ ካብ ዜተገበረለ መሰረት ውሳኔውን እንዱያውቀው ከተዯረገበት
መዒሌቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ይኸውን፡፡ ቀን ጀምሮ ተግባራዊ ይሆናሌ፡፡

ምዕራፍ ሶስት
ምዕራፍ ሰሇስተ
የዱስፕሉን ቡድን
ጉጅሇ ዱስፕሉን
24. የዱስፕሉን ቡድን ማቋቋም
24. ምጥያሽ ጉጅሇ ድስፕሉን
ማንኛውም የመንግስት መስሪያቤት በዙህ ዯንብ
ዜኾነ ቤት ዕዮ መንግስቲ ብመሰረት እዙ ዯንቢ ስሩዕ
መሰረት መዯበኛ የዱስፕሉን ምርመራ የሚያካሂድና
ምፅራይ ዱስፕሉን ዗ካይድን ውሳነ ሓሳብ ዗ቕርብን
የውሳኔ ሃሳብ የሚያቀርብ ጊዙያዊ የዱስፕሉን ቡድን
ግዙያዊ ጉጅሇ ዱስፕሉን የጣይሽ፡፡
ያቋቁማሌ፡፡

25. ኣባሊት ድስፕሉን ኮሚቴ 25. የዱስፕሉን ኮሚቴ አባልች


1. ኣብ ክሌሌ ኣብያተ ዕዮ ብመራሒ ስራሕ ወይ 1. በክሌሌ መስሪያቤት በስራ መሪ ወይም በዯጋፉ

ብዯጋፉ ከይዱ ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሉ የስራ ሂዯት አመራር የሰው ሃይሌ አመራር

ሰብ ኣብ ወረዲ ድማ ብሓሇፉ ቤት ዕዮ ዜምረፁ በወረዲ ዯግሞ በመስሪያቤቱ ሊፉ የሚመረጡ

ሰሇስተ ወይ ሓሙሽተ ኣባሊት ዗ሇዎ ይኸውን፣ ሶስት ወይም አምስት አባልች ያሇው ይሆናሌ፣

2. ካብ ጠቕሊሊ ኣባሊት ጉጅሇ ዱስፕሉን እንተነኣሰ 2. ከጠቕሊሊው የድስፕሉን ቡድን አባልች ቢያንስ

ሓዯ ወይ ክሌተ ዯቂ-ኣንስትዮ ክኮና ይግበር፡፡ አንድ ወይም ሁሇት ሴቶች እንዱሆኑ ይዯረጋሌ፡፡

11
ገፅ 12 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 12 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

26. መመ዗ኒ ረቋሒ ጉጅሇ ኣባሌነት 26. የቡድኑ አባሊት የአባሌነት መመ዗ኛ
ዜኾነ ኣባሌ ጉጅሇ፡- ማንኛውም የቡድን አባሌ፡-
1. ብፅቡቕ ስነ-ምግባሩን ብኣፇፃፅማ ስርሑን 1. በመሌካም ስነ-ምግባሩና በስራ አፇፃፀሙ
ዜተመስገነ፣ የተመሰገነ፣
2. ኣብ ውሽጢ ዜሓሇፇ ክሌተ ዒመታት ብጉድሇት 2. ባሇፈት ሁሇት አመታት ውስጥ በዱስፕሉን
ዱስፕሉን ዗ይተቐፅዏ፣ ጉድሇት ያሌተቀጣ፣
3. ሚስጢር ቤት ዕዮ ዗የባኽን፣ 3. የመስሪያቤቱን ምስጥር የማያባክን፣
4. ኣብ ኣሰራርሓ ምምሕዲር ሓይሉ ሰብ ኣፍሌጦ 4. በአስተዲዯር የሰው ሃይሌ አመራር እውቀት
዗ሇዎ ክኸውን ይምረፅ፡፡ ያሇው ቢሆን ይመረጣሌ፡፡

27. ዗መን ግሌጋልት 27. የአገሌግልት ዗መን


዗መን ግሌጋልት ጉጅሇ ዱስፕሉን ክሳብ ዜሓዝ ክሲ የዱስፕሉን ኮሚቴ የአገሌግልት ዗መን የያ዗ውን
ድስፕሉን ምፅራይ ዜውዲእ ይኸውን፡፡ ኮይኑ ግና ኣብ በሂዯት የድስፕሉን ክስ ማጣራት እስከሚያጠናቅቅ
ካሉእ እዋን ካሌእ ክሲ ዱስፕሉን እንትፍፀም ዲግም ይሆናሌ፡፡ ይሁን እንጂ በላሊ ጊዛ ላሊ የዱስፕሉን ክስ
ክምረፁ ይኽእለ፡፡ ሲፇፀም እንዯገና ሉመረጡ ይችሊለ፡፡

28. ስነ-ስርዒት ኣኼባ ጉጅሇ ድስፕሉን 28. የዱስፕሉን ቡድን ስብሰባ ስነ-ስርዒት

1. ጉጅሇ ዱስፕሉን ኣብ ዜተመረፀለ እዋን ስርሑ 1. የዱስፕሉን ቡድኑ በተመረጠበት ጊዛ ስራውን


ክጅምር ይግበር፣ እንዱጀምር ይዯረጋሌ፣
2. ምሌኣተ ጉባኤ 50% ክድመር ሓዯ ይኸውን 2. ምሌኣተ ጉባኤ 50%ሲዯመር አንድ ይሆናሌ፣
3. ብጉጅሇ ዱስፕሉን ዜቐረበ ውሳነ ሓሳብ ካብ 3. ቡድኑ የሚያቀርበው የውሳኔ ሓሳብ በድምፅ
ዜተረኸቡ ብኣብዜሓ ድምፂ ይኸውን፡፡ እቲ ብሌጫ ይሆናሌ ድምፁ እኩሌ ከሆነ ሰብሳቢው
ድምፂ ማዕረ እንተኾይኑ ኣካቢ ዗ሇዎ ሓሳብ ያሇበት ወገን ያቀረበው ሓሳብ ያሌፊሌ፡፡
ይሓሌፍ፡፡ ብክሌቲኡ ወገን ዜቐረበ መበገሲ በሁሇቱ ወገን የቀረበ መነሻ የውሳኔ ሃሳብ ከነ
ውሳነ ሓሳብ ምስ ምኽንያቱ ናብ ክሲ መቕረቢ ምክንያቱ ወዯ ክስ አቅራቢ
ይቐርብ፣ ያቀርባሌ፣
4. ጉጅሇ ድስፕሉን ኣፃርዩ መወዲእታ ውሳነ 4. የድስፕሉን ኮሚቴው አጠርቶ የመጨረሻ የውሳኔ
ሓሳብን ሪኢቶን ንክሲ መቅረቢ ኣብ ውሽጢ ሓሳብ እና አስተያየት ሇክስ አቅራቢው በአምስት
ሓሙሽተ መዒሌቲ የቕርብ፣ ቀኖች ውስጥ ያቀርባሌ፣
5. ክሲ መቕረቢ ዜቐረበለ መበገሲ ውሳነ ሓሳብ 5. ክስ አቅራቢው የቀረበሇት መነሻ የውሳኔ ሃሳብ
መሰረት ብምግባር ኣብ ወሽጢ ክሌተ መዒሌቲ መሰረት በማድረግ በሁሇት ቀኖች ወስጥ ውሳኔ
ውሳነ ይህቦ፡፡ ይሰጣሌ፡፡

12
ገፅ 13 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 13 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

29. ካብ ኣባሌነት ምስራዜን ካብ ኣኼባ 29. ከሰብሰባ መነሳትና ከአባሌነት መሰረዜ


ምሌዒሌን
1. ዜኾነ ኣባሌ ጉጅሇ ድስፕሉን ምስ ክሲ ዜቐረበለ 1. ማንኛውም የዱስፕሉን ኮሚቴ አባሌ ክስ ከቀረበበት

ሰራሕተኛ ፅሌኢ፣ ስጋ ወይ መውሰቦ ዜምድና ሰራተኛ ጋር ፀብ፣ የስጋ ወይም የጋብቻ ዜምድና

዗ሇዎም ምዃኑ እንተተረጋጊፁ እቲ ቤት ዕዮ ካብቲ ያሇው መሆኑ ከተረጋገጠ በመስሪያቤቱ

ምፅራይ ከሌዕል ወይ ብባዕለ ክሇዒሌ ይኽእሌ፣ ከምርመራው /ከአባሌነት/ ሉያነሳው ወይም በራሱ

2. ዜኾነ ኣባሌ ጉጅሇ፡- ሉነሳ ይችሊሌ፣

ሀ. በቲ ጉጅሇ እናተርኣየ ዗ል ዋኒን 2. ማንኛው የኮሚቴው አባሌ፡-

ዜምሌከት ሚስጥር ዗ባኸነ ወይ፣ ሀ. በኮሚቴው በመታየት ሊይ ያሇ ጉዲይ

ሇ. ስራሕ ጉጅሇ ብዜኾነ መንገዱ ዗ተዒናቐፇ፣ በሚመሇከት ምስጢር ያባከነ፣

እንተኾይኑ ካብ ኣባሌነቱ ክስረዜ ይኽእሌ፡፡ ሇ. የኮሚቴውን ስራ በማናቸውም አኳሃነ


ያዯናቀፇ፣ እንዯሆነ ከአባሌነት ሉሰረዜ
ይችሊሌ፡፡
ክፍሉ ሰሇስተ
ክፍሌ ሶስት
ስነ-ስርዒት ኣቀራርባ ቅርታ
30. ዕሊማ የቅሬታ አቀራረብ ስነ-ስርዒት

ዕሊማ ስርዒት ምትእንጋድ ቅርታ ሰራሕተኛታት 30. ዒሊማ


መንግስቲ፡- የመንግስት ሰራተኞችን ቅሬታዎች የማስተናገጃ

1. ንቅርታ ስለጥ መፍትሒ ንምሃብ፣ ስርዒት ዒሇማ፡-

2. መበገሲ ቅርታታት ክኾኑ ዜኽእለ ጌጋታት 1. ሇቅሬታዎች ኣፊጣኝ መፍትሔ በመስጠት፣

ንምእራምን፣ 2. ሇቅሬታዎች መንስኤ ሉሆኑ የሚችለ

3. ኩልም ሰራሕተኛታት ብማዕረ ንምትእንጋድ ስህተቶችንና በማረም እና፣

዗ኽእሌ፣ ፍትሓዊ ዜኾነ ኣሰራርሓ ብምርግጋፅን 3. ሁለንም ሰራተኞች እኩሌ ሇማስተናገድ

ስጡም ርክብ ስራሕተኛ ንምምዕባሌን ብምሕሳብ የሚያስችሌ፣ ፍትሓዊ የሆነ አሰራር የሚያሰፍን

እዩ፡፡ እና የሰመረ የሰራተኛ ግንኙነት እንዱዲብር


በማሰብ ነው፡፡
31. መሰሌ ምቕራብ ቅርታ
1. ዜኾነ ሰራሕተኛ መንግስቲ ሕጋዊ መሰሇይ 31. ቅሬታ የማቅረብ መብት
ጎዱለኒ ወይ በዯሌ በፂሑኒ ዜብሌ ቅርታ 1. ማንኛውም የመንግስት ሰራተኛ ሕጋዊ መብቴ

እንተሃሌይዎ ቅርትኡ ንክረኣየለን መፍትሒ ጎድልብኛሌ ወይም በዯሌ ተፇፅሞብኛሌ በማሇት

ስጉምቲ ንክውሰዯለን ንቤት ዕይኡ መሰሌ ቅር የተሰኘ እንዯሆነ ቅሬታው እንዱታይሇትና

ምሕታት ይህሌዎ፣ የመፍትሄ እርምጃ እንዱወሰድ መስሪያቤቱን

2. ናይዙ ዒንቀፅ ንኡስ ዒንቀፅ /1/ ሓፇሻዊ ድንጋገ የመጠየቅ መብት ይኖረዋሌ ፣

ከም዗ል ኮይኑ፡- 2. የዙህ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ /1/ አጠቃሊይ

ሀ. ምስ ኣተረጓጉማ ወይ ኣፇፃፅማ ሕግታት፣ ድንጋገ እንዯተጠበቀ ሆኖ፡-

ዯንብታትን መምርሕታትን፣ ሀ. ከሕጎችና መምሪያዎች ኣተረጓጎም ወይ

ሇ. ምስ ኣተሓሊሌዋ መሰሊትን ጥቕምታትን፣ አፇፃፀም፣


ሇ. ከመብቶችና ጥቅሞች አጠባበቅ፣

13
ገፅ 14 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 14 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

ሐ. ምስ ኩነታት ጥዕናን ድሕንነትን ከባቢ ሐ. ከስራው አከባቢ ጤንነትና ድህንነት


ስራሕ፣ ሁኔታዎች፣
መ. ምስ ኣወሃህባ ስራሕ ምዯባን ብርኪ መ. ከስራ ምዯባና ዯረጃ አሰጣጥ፣
ስራሕን፣
ሰ. ምስ ም዗ና ኣፇፃፅማ ስራሕ፣ ሰ. ከስራ ም዗ና አፇፃፀም፣
ረ. ብሓሊፍቲ ዜፍፀሙ ግቡእ ዗ይኮኑ ፅዕንቶ ረ. በሃሊፉዎች ከሚፇፀሙ ተገቢ ያሌሆኑ
ታት፣ ወይ ተፅዕኖዎች፣ ወይም
ሸ. ምስ ኩነታት ግሌጋልት ዜምሌከቱ ካሌኦት ሸ. የአገሌግልት ሁኔታዎችን ከሚመሇከቱ
ጉዲያትን ዜተተሓሓ዗ ምኽንያታትን በዯሌ ላልች ጉዲዮች ጋር በተያያ዗ ምክንያት
በፂሑ እዩ ዜብሌ ሰራሕተኛ መንግስቲ በዯሌ ዯረሰብኝ የሚሌ የመንግስት ሰራተኛ
ቅርትኡ ከቕርብ ይኽእሌ፡፡ ቅሬታውን ሉያቀርብ ይችሊሌ፡፡

32. መመሌከቲ ቅርታ 32. የቅሬታ ማመሌከቻ

1. ቅርታ ዗ሇዎ ሰራሕተኛ መንግስቲ ብቀዲምነት 1. ቅሬታው እንዱሰማሇት የሚፇሌግ የመንግስት


ቅሬትኡ ናብ ከይዱ ስርሑ የቕርብ፣ ሰራተኛ የቅሬታ ማመሌከቻውን መጀመሪያ
ሇስራ ሂዯቱ ያቀርባሌ፣
2. እቲ ሰራሕተኛ ቅርትኡ ብከይዱ ሰራሑ 2. ሰራተኛው ቅሬታው በስራ ሂዯቱ ካሌተፇታ
እንተ዗ይተፇቲሑለ ብክሌሌ ብርኪ ናብ ዯጋፉ በክሌሌ ዯረጃ ወዯ የሰው ሃይሌ አመራር ዯጋፉ
ከይዱ ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሉ ሰብ የስራ ሂዯት ያቀርባሌ፣
የቕርብ፣
3. ብወረዲ ብርኪ ናብ ሓሊፉ ቤት ዕዮ ወረዲ 3. በወረዲ ሇወረዲው የመስሪያቤት ሃሇፉ
የቕርብ። ዜርዜር አፇፃፅምኡ ቢሮ ብ዗ውፅኦ ያቀርባሌ፣ ዜርዜር አፇፃፀሙ ቢሮው
መምርሒ ይውሰን፣ በሚያወጣው መመርያ ይወሰናሌ፣
4. መመሌከቲ ቅርታ እዝም ዜስዕቡ ክሕዜ ኣሇዎ፡- 4. ቅሬታ ማመሌከቻ የሚከተለትን መያዜ አሇበት፡
ሀ. ሽምን ኣድራሻን መመሌከቲ፣ ሀ. የአመሌካቹን ስም አድራሻ፣
ሇ. መፀዊዑ መዯብ ስራሕ ፣ ሇ. የስራ መዯብን መጠሪያ፣
ሐ. ሽም ቀረባ ሓሊፉኡ፣ ሐ. የቅርብ አሇቃው ስም፣
መ. መሌዒሉ እቲ ቅርታ፣ መ. የቅሬታው መንስኤ፣
ረ. ዯገፍቲ መርትዖታት /እንተሃሌዮም/ ረ. ዯጋፉ ማስረጃዎች /ካለ/፣
ሰ. መመሌከቲ ዜዯሌዮም ፍታሕ፣ ሰ. አመሌካቹ የሚሻውን መፍትሄ፣
ሸ. ዕሇትን ፉርማን፣ ሸ. ቀንና ፉርማ፡፡
5. ናይቶም ቅርታታት መሌዒሉ ሓዯ ዒይነት 5. የቅሬታቸው መንስኤ አንድ ዒይነት የሆነ
እንተኾይኑ እቶም ስራሕተኛታት መንግስቲ የመንግስት ሰራተኞች የቅሬታ ማመሌከቻቸውን
መመሌከቲ ቅርትኦም ብተወካሉኦም ኣቢልም በተወካያቸው አማካይነት በቡድን ሉያቀርቡ
ብሓባር ከቕርቡ ይኽእለ ይችሊለ፡፡

14
ገፅ 15 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 15 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

33. ግ዗ ገዯብ መቕረቢ ቅርታ 33. የቅሬታ ማቅረቢያ ጊዛ ገዯብ


1. ኣብ ቤት ዕይኡ ዜተኻየዯ ስራሕቲ ምምሕዲር 1. በመስሪያቤቱ በሰው ሃይሌ አስተዲዯር
ሓይሉ ሰብ ዜተውሃበ ውሳነ ቅር ዜበል ሰራሕተኛ የተሰጠው ውሳኔ ቅር የተሰኘው ሰራተኛ በ5 የስራ
ኣብ ውሽጢ 5 መዒሌቲ ስራሕ መበገሲ ቅርትኡን ቀናት ውስጥ የቅሬታው መነሻና የሚፇሌገውን
ዜዯሇዩ ፍታሕን ብምግሊፅ ጥርዒኑ ብፅሑፍ ናብ መፍትሄ በመግሇፅ ቅሬታውን በፅሑፍ
ቤት ዕዮኡ የቕርብ፣ ሇመስሪያቤቱ ያቀርባሌ፣
2. ኣብዙ ዒንቀፅ ንኡስ ዒንቀፅ /1/ ኣብ ዜተወሰነ 2. በዙህ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ /1/ በተወሰነው
ግ዗ ገዯብ ካብ ዒቕሙ ንሊዕሉ ብዜኾነ ምኽንያት የጊዛ ገዯብ ውስጥ ከአቅም በሊይ በሆነ ምክንያት
ቅርትኡ ከቕርብ ዗ይክኣሇ ሰራሕተኛ መንግስቲ ቅሬታው ሉያቀርብ ያሌቻሇ የመንግስት
ካብ ዒቕሙ ንሊዕሉ ዜኾነ ምኽንያት ካብ ሰራተኛ ከአቅም በሊይ በሆነ ምክንያት
ዜተወገዯለ ኣብ ውሽጢ 5 መዒሌትታት ስራሕ በተወገዯ በ5 የስራ ቀናት ውስጥ ማመሌከቻውን
ጥርዒኑ ከቕርብ ይኽእሌ፡፡ ሉያቀርብ ይችሊሌ፡፡

34. ምፅራይ ቅርታን ኣወሃህባ ውሳነን 34. የውሳኔ አሰጣጥና ቅሬታን መመርመር
1. ቅርታ ዜቐረበለ ኣካሌ መመሌከቲ ቅርታ 1. ቅሬታ የቀረበበት አካሌ የቅሬታ ማመሌከቻ
እንትቐርበለ ኣብዙ ዯንቢ ዒንቀፅ 32 ዜተዯንገገ ሲቀርብሇት በዙህ ዯንብ አንቀፅ 32 የተዯነገገው
ኣማሉኡ ዜቐረበ ምዃኑ ብምርግጋፅ ተቐቢለ አማሌቶ የቀረበ መሆኑን በማረጋገጥ ተቀብል
ይምዜግብ፣ ይመ዗ግባሌ፣
2. ቅርታ ዜቐረበለ ኣካሌ፡- 2. ቅሬታ የቀረበሇት አካሌ፣
ሀ. ቅርታ መመሌከትን ኣግባብ ዗ሇዎም ሀ. የቅሬታ ማመሌከቻውና አግባብ ያሊቸውን
መርትዖታትን ብምፅራይ፣ ማስረጃዎች በመመርመር፣
ሇ. ምስ መመሌከትን ቀረባ ሓሊፉኡን ወይ ሇ. ከአመሌካቹ እና የቅርብ አሇቃው ወይም
ኣብቲ እዋን ውሳነ ዜሃበ ሓሊፉ ስራሕ በጉዲዩ ሊይ ውሳኔ ከሰጠው የስራ ሃሊፉ
ብምምይያጥን፣ ጋር በመወያየት፣ እና
ሐ. ኣግባብ ዗ሇዎም ሕግታት፣ ዯንብታት፣ ሐ. አግባብ ያሊቸውን ሕጎች፣ ዯንቦች
መምርሕታትን ብምግንዚብ ንዜቐረበለ መመሪያዎች በማገና዗ብ ቅሬታ ያጣራሌ፣
ቅርታ የፃሪ፡፡
3. ቅርታ ዜቐረበለ ኣካሌ ዜቐረበለ ቅርታ ኣፃርዩ 3. ቅሬታ የቀረበሇት አካሌ የቀረበሇትን ቅሬታ
ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዒሌቲ ስራሕ ውሳነ አጣርቶ በ5 የስራ ቀኖች ውስጥ ውሳኔ በፅሑፍ
ብፅሑፍ ንጥርዒን መቕረቢ ክወሃብ ይገብር፡፡ ካብ ሇቅሬታ አቅራቢ ሉሰጠው ያዯርጋሌ ከአቅሙ
ዒቕሙ ንሊዕሉ እንተኾይኑ ናብ መራሒ ስራሕ በሊይ የሆነ እንዯሆነ ወዯ ስራ መሪ ቀርቦ
ቀሪቡ ክውሰን ይገብር፣ እንዱወሰን ያዯርጋሌ፣

15
ገፅ 16 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 16 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

4. ብወረዲ ብርኪ ካብ ቤት ዕይኡ ብዜተውሃቦ ውሳነ 4. በወረዲ ዯረጃ በመስሪያቤቱ በተሰጠው ውሳኔ ቅር
ቅር ዜበል ሰራሕተኛ ቅር ዗በል ምኽንያትን ያሇው ሰራተኛ ቅር ያሇው ምክንያትና የሚፇሌገው
ዜዯሌዩ ፍታሕን ብምግሊፅ ናብ ወረዲ ኣመራርሓ መፍትሄ በመግሇፅ ወዯ ወረዲ የሲቪሌ ሰርቪስ
ሓይሉ ሰብ ቤት ፅሕፇት ሲቪሌ ሰርቪስ ኣቕሪቡ ፅሕፇት ቤት ቅሬታ ሰሚ አቅርቦ ውሳነ ያገኛሌ፣
ውሳነ ይረክብ፡፡
5. ኣብዙ ዒንቀፅ ንኡስ ዒንቀፅ 4 ብዜተውሃበ ውሳነ 5. በዙሁ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ 4 የተሰጠ ውሳነ ቅር

ቅር ዜበል ኣካሌ ናብ ቤት ፅሕፇት ሲቪሌ ሰርቪስ የተሰኘ አካሌ ወዯ ሲቪሌ ሰርቪስ ፅህፇት ቤት

ኣተኣሊሌያ ጥርዒን የቕርብ፣ አቤቱታ ሰሚ ያቀርባሌ፣

6. ብክሌሌ ብርኪ ብቤት ዕይኡ ብዜተውሃበ ውሳነ ቅር 6. በክሌሌ ዯረጃ በመስሪያቤት በተሰጠ ውሳኔ ቅር

ዜብል ሰራሕተኛ ቅር ዜበል ምኽንያትን የተሰኘው ሰራተኛ ቅር የተሰኘበት ምክንያት እና

ዜተዯሌየ ፍታሕን ብምግሊፅ ናብ ክሌሌ ቢሮ የሚፇሌገውን መፍትሄ በመግሇፅ ወዯ ክሌሌ

ሲቪሌ ሰርቪስ ከይዱ ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሉ ሰብ ሲቪሌ ሰርቪስ ቢሮ የሰው ሃይሌ አመራር የስራ

ኣቕሪቡ ውሳነ ይረክብ፣ ሂዯት ኣቅርቦ ውሳነ ያገኛሌ፡፡

7. ኣብዙ ዒንቀፅ ንኡስ ዒንቀፅ 6 ብዜተውሃበ ውሳነ 7. በዙሁ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ 6 የተሰጠ ውሳኔ ቅር

ቅር ዜበል ኣካሌ ናብ ቢሮ ሲቪሌ ሰርቪስ የተሰኘ አካሌ ወዯ ሲቪሌ ሰርቪስ ቢሮ አቤቱታ

ኣተኣሊሌያ ጥርዒን የቕርብ፣ በዙ ኣካሌ ዜውሃብ ሰሚ ያቀርባሌ፣ በዙህ አካሌ የተሰጠ ውሳኔ

ውሳነ ናይ መወዲእታ ይኸውን፣ የመጨረሻ ይሆናሌ፣

8. በቢዯረጅኡ ብዜተውሃበ ውሳነ ዗ይዒገበ ሰራሕተኛ 8. በየዯረጃው በተሰጠው ውሳኔ ያሌተስማማ ሰራተኛ

ናብ ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ቅርታ ወዯ የስራ ሂዯት የቅሬታ ሰሚ ሉያቀርብ የሚችሇው

ከቕርብ ዜኽእሌ እቲ ወሳነ ነዙ ሰራሕተኛ ብፅሑፍ ውሳኔው በመንግስት ሰራተኛው በፅሑፍ ከዯረሰበት

ካብ ዜበፅሖ መዒሌቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ቀን ጀምሮ በ10 ቀናት ውስጥ የተሰጠው ውሳኔ

መዒሌቲ ዜተውሃበ ውሳነ ብምሓዜ ይኸውን፣ በመያዜ ይሆናሌ፣

9. በዙ ዯንቢ ዒንቀፅ 37 ንኡስ ዒንቀፅ 1-7 ዜተገሇፁ 9. በዙህ ዯንብ አንቀፅ 37 ንኡስ አንቀፅ 1-7 የተገሇፁ

ነዙ ክፍሉ’ውን ተግባራዊ ይኸውን፡፡ ሇዙህ ክፍሌም ተግባራዊ ይሆናለ፡፡

ክፍሉ ኣርባዕተ ክፍሌ አራት


ስነ-ስርዒት ይግበኣኒ የይግባኝ ስነ-ስርዒት
35. ይግበኣኒ ዜብሃሇልም ምኽንያታት 35. ይግባኝ የሚባሌባቸው ምክንያቶች
ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣብዙ ኣዋጅ ዒንቀፅ 72 የመንግስት ሰራተኛ በአዋጁ አንቀፅ 72 በተ዗ረ዗ሩት
ብዜተ዗ር዗ሩ ምኽንያታት ናብ ክሌሌን ወረዲን ምክንያቶች ሇክሌሌና ሇወረዲ አቤቱታት ሰሚ ይግባኝ
ኣተኣሊሌያ ጥርዒናት ይግበኣኒ ከቕርብ ዜኽእሌ እቲ ሉያቀርበ የሚችሇው ጉዲዩን በሚመሇከተው አካሌ
ዋኒን ብዜምሌከቶ ኣካሌ ውሳነ ረኺቡ ይግባኣኒ በሃሉ ውሳኔ አግኝቶ ይግባኝ ባይ የውሳኔ ግሌባጭ በእጁ
ውሳነ ቅዲሕ ኣብ ኢደ ምስበፅሖ እዩ፡፡ ከዯረሰው ነው፡፡

16
ገፅ 17 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 17 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

36. ምሌክታ ይግባአኒ 36. የይግባኝ ማስታወቅያ


1. እቲ ሰራሕተኛ መንግስቲ ብመሰረት ናይዙ ዯንቢ 1. የመንግስት ሰራተኛው በዙህ ዯንብ አንቀፅ 37
ዒንቀፅ 37 ዗ቕርቦ ይግባአኒ መራሒ ስራሕ ቢሮ መሰረት ይግባኝ የሚያቀርበው የቢሮ ወይ የፅህፇት
ወይ ሓሊፉ ቤት ዕዮ ዜህቦ ውሰነ መወዲእታ ቅር ቤት ሃሇፉ በሰጠው የመጨረሻ ውሳኔ ቅር የተሰኘ
ዜበል ሰብ ይግበኣኒ ከቕርብ ይኽእሌ፣ ሰው ይግባኝ ሉያቀርብ ይችሊሌ፣
2. ብመሰረት ናይዙ ዒንቀፅ ንኡስ ዒንቀፅ /1/ ምሌክታ 2. በዙህ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ /1/ መሰረት የይግባኝ
ይግበኣኒ ዜበፅሖ መንግስታዊ ቤት ዕዮ እቲ ማስታወቅያ የዯረሰው የመንግስት መስሪያቤት
ዜተሓተቶ ቅዲሕ መዜገብ ኣብ ሓሙሽተ የተጠየቀውን የመዜገብ ግሌባጭ በተከታታይ 5
ተኸታተሌቲ መዒሌታት ስራሕ ዗ይበሌፅ ግ዗ የስራ ቀናት ባሌበሇጠ ጊዛ ውስጥ ሇሰራተኛው
ውሽጢ ነቲ ሰራሕተኛ ክህቦ ኣሇዎ፡፡ መስጠት አሇበት፡፡

37. ገዯብ ግ዗ን ኣቀራርባ ይግበኣኒን 37. የይግባኝ አቀራርብና የጊዛ ገዯብ
1. ብሰራሕተኛ መንግስቲ ዜቐርብ ጥርዒን 1. የመንግስት ሰራተኛ የሚያቀርበው የይግባኝ
ይግባኣኒ ኣብ ሌዕሉ ይግባአኒ ዜተብሃሇለ ውሳነ ማመሌከቻ ይግባኝ በተባሇበት ውሳኔ ሊይ
ዜቐረበ ምኽንያት ተቃውሞ ይግበኣኒ ብሃሊይ ተቃውሞ የቀረበበትን ምክንያትና ይግባኝ ባዩ
ንክመሓሊሇፇለ ዜዯሌዩ ውሳነን ብግሌፂ ክጠቅስ እንዱተሊሇፍሇት የሚፇሌገውን ውሳኔ በግሌፅ
ኣሇዎ፣ ማመሌከት አሇበት፣
2. ብቤት ዕይኡ ብዜተውሃበ ውሳነ ዗ይዒገበ 2. በመስሪያቱ የተሰጠ ውሳኔ ያሌተስማማው
ሰራሕተኛ መንግስቲ ናብ ከይዱ ስራሕ የመንግስት ሰራተኛ ወዯ አቤቱታ ሰሚ የስራ
ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ይግበኣኒ ክቐርብ ዜኽእሌ ሂዯት ይግባኝ ሉያቀርበው የሚችሇው ውሳኔው
እቲ ውሳነ ነቲ ሰራሕተኛ መንግሰቲ ብፅሑፍ ካብ ሇመንግስት ሰራተኛው በፅሑፍ ከዯረሰበት ጊዛ
ዜበፅሐ መዒሌቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ጀምሪ በ10 ቀናት ውስጥ የተሰጠው ይግባኝ
መዒሌትታት ስራሕ ዜተውሃበ ውሳነ ይግበኣኒ ውሳኔ በመያዜ፣ በክሌሌ የሚገኝ መስሪያቤት
ብምሓዜ ኣብ ክሌሌ ዜርከብ ኣብያተ ዕዮ ዜሰርሕ የሚሰራ ሰራተኛ ከሆነ ወዯ ሲቪሌ ሰርቪስ ቢሮ፣
ሰራሕተኛ እንተኾይኑ ናብ ቢሮ ሲቪሌ በወረዲ ወይ ከተማ መስሪያቤት የሚገኙ
ሰርቪስ ኣብ ወረዲ ወይ ከተማ ኣብያተ ዕዮ ሰራተኛች ዯግሞ ወዯ ወረዲ ወይም ከተማ
ዜርከቡ ሰራሕተኛታት ድማ ናብ ወረዲ ወይ ሲቪሌ ሰርቪስ ፅሕፇት ቤት አቤቱታቸው
ከተማ ቤት ፅሐፇት ሲቪሌ ሰርቪስ ጥርዒኖም ያቀርባለ፣
የቕርቡ፣
3. ኣብዙ ዒንቀፅ ንኡስ ዒንቀፅ /2/ ድንጋገ 3. የዙህ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ /2/ ድንጋገ ቢኖርም

እንተሃሇወ’ኳ እቲ ይግበኣኒ ዜዯንጎየ ካብ ዒቕሙ ይግባኙ የ዗ገየው ከአቅም በሊይ በሆነ ምክንያት

ንሊዕሉ ብዜኾነ ምኽንያት እንተኾይኑ እቲ ከሆነ የመንግስት ሰራተኛው ከአቅሙ በሊይ

ሰራሕተኛ መንግስቲ ካብ ዒቕሚ ንሊዕሉ ብዜኾነ የሆነው ምክንያት ከተወገዯበት ጊዛ ጀምሮ

ምኽንያት ካብ ዜተወገዯለ ግ዗ ጀሚሩ ኣብ

17
ገፅ 18 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 18 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

ውሽጢ ሓሙሽተ ስራሕ መዒሌትታት ናብ ቢሮ በ5 ቀናት ውስጥ ሇአቤቱታ ሰሚ ቢሮ ወይም


ስቪሌ ሰርቪስ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ወይ ቤት ሇሲቪሌ ሰርቪስ ፅሕፇት ቤት አቤቱታውን
ፅሕፇት ሲቪሌ ሰርቪስ ጥርዒኑ የቕርብ፣ ያቀርባሌ፣
4. ብመሰረት ናይዙ ዒንቀፅ ንኡስ ዒንቀፅ /3/ 4. በዙህ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ /3/ መሰረት ጊዛው
ግዙኡ ምስሓሇፇ ይግበኣኒ ከቕርብ ንክፍቀዯለ ካሇፇ በኋሊ ይግባኝ እንዱቀርብ ሇማስፇቀድ
ዜቐረበ መመሌከቲ እቲ ይግባኣኒ ብእዋኑ የሚቀርብ ማመሌከቻ በጊዛው ይግባኝ
ክቐርብ ዗ይተካኣሇለ ምኽንያት ብዜርዜር ሇማቅረብ ያሌተቻሇበትን ምክንያት በዜርዜር
ዜገሌፅ ክኸውን ይግባእ፡፡ ዯገፍቲ መርትዖታት የሚገሌፅ መሆን አሇበት፡፡ ዯጋፉ ማስረጃዎች ካለም
እንተሃሌዮም’ውን ክተሓሓዘ ኣሇዎም፣ መያያዜ አሇባቸው፣
5. ብወረዲ ወይ ከተማ ቤት ፅሕፇት ሲቪሌ ሰርቪስ 5. በወረዲ ወይም ከተማ የሲቪሌ ሰርቪስ ፅሕፇት ቤት
ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ውሳነ ዜተውሃቦ ሰራሕተኛ በቲ አብዮቱታ ሰሚ ውሳነ የተሰጠው ሰራተኛ በውሳኔው
ውሳነ እንተ዗ይዒጊቡ ናብ ክሌሌ ቢሮ ሲቪሌ ሰርቪስ ካሌተሰማማ ወዯ ክሌሌ ሲቪሌ ሰርቪስ ቢሮ
ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ጥርዒን ንምቕራብ ዜከኣሌ ኣብቲ አብዮቱታ ሰሚ አቤቱታ ሇማቅረብ የሚቻሌ በአዋጅ
ኣዋጅ ዒንቀፅ 72 እንተኾይኖም ብወረዲ ወይ ከተማ አንቀፅ 72 ከሆነ በወረዲ ወይም በከተማ ፅሕፇት
ቤት ፅሕፇት ዜተውሃበ ውሳነ ቅዲሕ ብምሓዜ እቲ ቤት የተሰጠ ውሳኔ ግሌባጭ በመያዜ ውሳው በእጅ
ውሳነ ኣብ ኢደ ካብ ዜበፅሖ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ከዯረሰበት ጀምሮ በ10 ተከታታይ የስራ ቀናት
ዒሰርተ ተኸታተሌቲ መዒሌቲ ስራሕ ናብ ክሌሌ ውስጥ ወዯ ክሌሌ የሲቪሌ ሰርቪስ ቢሮ ያቀርባሌ፣
ቢሮ ሲቪሌ ሰርቪስ የቕርብ፣ 6. በወረዲ ወይም ከተማ የሲቪሌ ሰርቪስ ፅሕፇት ቤት
6. ብወረዲ ወይ ከተማ ቤት ፅሕፇት ሲቪሌ ሰርቪስ አብዮቱታ ሰሚ ውሳኔ የተሰጠው ሰራተኛ
ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ውሳነ ዜተውሃቦ ሰራሕተኛ በቲ በውሳኔው ካሌረካ ወዯ ክሌሌ አቤቱታ ሇማቅረብ
ውሳነ እንተ዗ይዒጊቡ ናብ ክሌሌ ጥርዒን የሚያስችለ ተብሇው በሕግ የተቀመጡ ጉዲዮች
ንምቕራብ ዗ኽእለ ተባሂልም ብሕጊ ከሆኑ በወረዲ ወይም
ዜተቐመጡ ጉዲያት እንተኾይኖም ብወረዲ ወይ በከተማ የሲቪሌ ሰርቪስ ፅሕፇት ቤት አብዮቱታ
ከተማ ቤት ፅሕፇት ሲቪሌ ሰርቪስ ኣተኣሊሌያ ሰሚ የተሰጠ ውሳኔ ግሌባጭ በመያዜ ከአቅሙ
ጥርዒን ዜተውሃቦ ውሳነ ቅዲሕ ብምሓዜ ካብ በሊይ በሆነ በተሇያየ ምክንያት በስራው
ዒቕሙ ንሊዕሉ ብዜኾነ ዜተፇሊሇየ ምኽንያት ባሇመኖሩ አቤቱታው ሉያቀርብ ያሌቻሇ ሰራተኛ
ኣብ ስርሑ ብ዗ይምንባሩ ጥርዒኑ ከቕርብ ወዯ ስራው ከተመሇሰበት ቀን ጀምሮ በአስር
዗ይከኣሇ ሰራሕተኛ ናብ ስራሕ ካብ ዜተመሇሰለ ተከታታይ የስራ ቀናት ውሰጥ ወዯ የሲቪሌ
ዕሇት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ዒሰርተ ተኸታተሌቲ ሰርቪስ ቢሮ አቤቱታውን ያቀርባሌ፣
መዒሌቲ ስራሕ ናብ ቢሮ ሲቪሌ ሰርቪስ
ጥርዒኑ የቕርብ፣
7. ይግባአኒ ክቐርብ ዜኽእሇለ እዋን እታ መወዲእታ 7. ይግባኝ ሉቀርብ የሚችሌበት ጊዛ የመጨረሻ ቀን
መዒሌቲ በዒሌ እንተኾይኑ እቲ ይግባኣኒ ኣብ በአሌ ከሆነ ይግባኙ በሚቀጥሇው የስራ ቀን ሉቀርብ
ዜቕፅሌ መዒሌቲ ስራሕ ከቕርብ ይኽእሌ ይችሊሌ፣

ገፅ 19 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 19 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003
18
8. ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ቢሮ ሲቪሌ ሰርቪስ ኣብ ፍር 8. የሲቪሌ ሰርቪስ ቢሮ አብየቱታ ሰሚ በፍሬ ነገር
ነገር ክርክር ዜህቦ ውሳነ ናይ መወዲእታ ኮይኑ ኣብ ክርክር የሰጠው ውሳኔ የመጨረሻ ሆኖ በአዋጅ
ኣዋጅ ዒንቀፅ 72/1/ ኣመሌኪቱ መሰረታዊ አንቀፅ 72/1/ የተመሇከተ መሰረታዊ የህግ ስህተት
ስሕተት ሕጊ ኣል ዜበሇ ተኸራኸሪ ወገን ግን ኣብ አሇው የሚሌ ተከራካሪ ወገን በ10 የስራ ቀን
10 መዒሌቲ ስራሕ ናብ ክሌሌ ሊዕሇዋይ ቤት ሇክሌለ ጠቅሊይ ፍርድ ቤት ቅሬታው ማቅረብ
ፍርዱ ቅርትኡ ከቕርብ ይኽእሌ፡፡ ይችሊሌ፡፡

38. መመሌከቲ ይግባኣኒ


38. የይግባኝ ማመሌከቻ
1. መመሌከቲ ይግበኣኒ ብይግባአኒ በሃሊይ ወይ
1. የይግባኝ ማመሌከቻ በይግባኝ ባዩ ወይም
ብወኪለ ክፍረምን እዝም ዜስዕቡ ክሕዜን ኣሇዎ፣
በወኪለ ሉፇረም እና የሚከተለትን መያዜ
አሇበት፡-
ሀ. ሽምን ኣድራሻን ይግበኣኒ በሃሉ፣
ሀ. የይግባኝ ባዩ ስምና አድራሻ፣
ሇ. ሽም ወሃቢ መሌሲ ቤት ፅሕፇት፣
ሇ. የመሌስ ሰጭው የመንግስት መስሪያቤት ስም
ሐ. ምኽንያት ይግባኣኒ ዜተብሃሇልም፣
ሐ. ይግባኝ የተባሇባቸውን ምክንያቶች፣
መ. ዜዯሌዮ ውሳነ፣
መ. የሚፇሌገውን ውሳኔ፣
ረ. ተተሓሒዝም ዜቐረቡን ብትእዚዜ ከይዱ
ረ. ተያይ዗ው የቀረቡትና በአቤቱታ ሰሚ የስራ
ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ንክቐርበለ
ሂዯት ትእዚዜ እንዱቀርቡሇት የሚፇሌጋቸው
ዜዯሌዮም መርትዖታት ዜርዜር፣
ማስረጃዎች ዜርዜር፣
2. ካብ ሓዯ ንሊዕሉ ብዜኾኑ ይግበኣና በሃሌቲ
2. ከአንድ በሊይ በሆኑ ይግባኝ ባዮች የሚቀርብ
ዜቐርቡ ይግበኣኒ ጥርዒናት ብባዕልም ወይ
የይግባኝ ማመሌከቻ በራሳቸው ወይም
ብተወከሌቶም ተፇሪሙ ክቐርብ ይኽእሌ፣
በወኪሊቸው ተፇርሞ ሉቀርብ ይችሊሌ፣
3. ብመሰረት ናይዙ ዒንቀፅ ዜቐርብ ጥርዒን
3. በዙህ አንቀፅ መሰረት የሚቀርብ የይግባኝ
ይግበኣኒ ብሰሇስተ ቅዲሕ ተዲሌዩ ናብ ከይዱ
ማመሌከቻ በሶስት ቅጂ ተ዗ጋጅቶ ወዯ አቤቱታ
ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ክቐርብ ኣሇዎ፡፡
ሰሚ የስራ ሂዯት መቅረብ አሇበት፡፡

39. ምምዜጋብ ይግባአኒ


1. ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ማመሌከቻ 39. ይግባኝን ስሇመመዜገብ
ይግበኣኒ እንትቐርበለ ናይዙ ዯንቢ ዒንቀፅ 38 1. አቤቱታ ሰሚ የስራ ሂዯት ይግባኝ ማመሌከቻ
ድንጋገታት ዗ማሌአ ምዃኑ ብምርግጋፅ ተቐቢለ ሲቀርብሇት የዙህ ዯንብ አንቀፅ 38 ድንጋጌዎች
ይምዜግብ፣ ያሟሊ መሆኑን በማረጋገጥ ተቀብል ይመ዗ግባሌ፣
2. ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ዋኒን ይግባአኒ
ከከም ኣቀራርብኦም ቅዯም ሰዒብ ቑፅሪ 2. አቤቱታ ሰሚ የስራ ሂዯት የይግባኝ ጉዲይ
ተዋሂብዎም ዜምዜገብለ መዜገብ እንዯየ አቀራረባቸው ቅዯም ተከተሌ ቁጥር
ይግባአኒ ይሕዜ፡፡ ተሰጥቶት የሚመ዗ግብበት የይግባኝ መዜገብ
ይይዚሌ፡፡

ገፅ 20 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 20 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003
19
40. ይግበኣኒ ውድቂ ምግባር 40. ይግባኝን ውድቅ ስሇማረግ
ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ንዜቐረበለ ይግበኣኒ አቤቱታ ሰሚ የስራ ሂዯት የቀረበሇት የይግባኝ
ቅርታ መርሚሩ እቲ ይግባአኒ ዜተብሃሇለ ዋኒን በቲ ማመሌከቻ መርምሮ ይግባኝ የተባሇበት ጉዲይ በአዋጁ
ኣዋጅ ዒንቀፅ 72 ድንጋገታት ዜሽፇን ኮይኑ አንቀፅ 72 ዯንጋጌዎች የሚሸፇን ሆኖ ካሊገኘው መሌስ
እንተ዗ይረኺብዎ ንውሃቢ መሌሲ ቤት ፅሕፇት ምፅዋዕ ሰጭውን መስሪያቤት መጥራት ሳያስፇሌግ ይግባኙን
ከየድሇየ ነቲ ይግበኣኒ ውድቂ ገይሩ ንይግባአኒ በሃሊይ ውድቅ አድርጎ ይግባኝ ባዩን ሉያሰናብተው ይችሊሌ፡፡
ከሰናብቶ ይኽእሌ፡፡

41. ምፍቃድ ይግበኣኒ 41. ይግባኝ ስሇመፍቀድ


1. ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ንዜቐረበለ 1. የስራ ሂዯት አቤቱታ አፇታት የቀረበሇትን
ይግባአኒ መመሌከቲ ጥርዒን መርሚሩ ይግባአኒ የይግባኝ ማመሌከቻ መርምሮ ይግባኝ ሇማቅረብ
ንምቕራብ ዗ኽእሌ ምኽንያት ምህሊው የሚያስችሌ ምክንያት መኖሩን ሲያረጋግጥ
እንተረጋጊፁ እቲ ይግባአኒ ዜሰመዏለ መዒሌቲ ይግባኝ የሚሰማበትን ቀን ወስኖ
ብምውሳን ይግባኣኒ በሃሌን ውሃቢ መሌሲ ቤት ይግባኝ ባዩና መሌስ ሰጭው መስሪያቤት
ፅሕፇትን ንክፇሌጥዎ ይገብር፡ እንዱያዉቀት ያዯርጋሌ፡፡
2. ይግባአኒ ኣብ ዜሰመዏለ መዒሌቲ ውሃቢ መሌሲ 2. ይግባኙ በሚሰማበት ቀን መሌስ ሰጭው
ቤት ዕዮ መሌሱ ብፅሑፍ ሒዘ ንኽቐርብ ቅዲሕ መስሪያቤት መሌሱን በፅሑፍ ይዝ እንዱቀርብ
ይግባአኒ ቅርታ ንክበፅሖ ይግበር፡፡ የይግባኝ ማመሌከቻው ቅፅ እንዱዯርሰው
ይዯረጋሌ፡፡

42. ምቕራብ ተኸራከርቲ ወገናት 42. የተከራካሪ ወገኖች መቅረብ


1. ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ክትዕ ይግባአኒ 1. አቤቱታ ሰሚ የስራ ሂዯት የይግባኝ ከርክሩን
ዜሪኢ ክሌቲኦም ተኸራኸርቲ ወገናት ኣብ የሚያየው ተከራካሪ ወገኖች በተገኙበት ይሆናሌ፣
ዜተረኸበለ ይኸውን፣
2. ናይዙ ዒንቀፅ ንኡስ ዒንቀፅ /1/ ድንጋገ 2. የዙህ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ /1/ ድንጋጌ ቢኖርም፡-

እንተሃሇወ’ውን፡-
ሀ. መሌስ ሰጭው መስሪያቤት በቀጠሮው ቀን
ሀ. ውሃቢ መሌሲ ቤት ዕዮ ትእዚዜ መቕረቢ
በፂሕዎ ኣብ ቆፀሮ መዒሌቲ እንተ዗ይቀሪቡ እንዱቀርብ ትእዚዜ ዯርሶት ካሌቀረበ

እቲ ይግበኣኒ ብ዗የሇለ ይረኣ ፣ ይግባኙ በላሇበት ይታያሌ፣

ሇ. ይግበኣኒ በሃሊይ ኣብ ቆፀሮ መዒሌቲ ሇ. ይግባኝ ባዩ በቀጠረው ቀን ካሌቀረበ ይግባኙ

እንተ዗የቀሪቡ እቲ ይግባአኒ ይስረዜ፣ ይሰረዚሌ፣

3. ውሃቢ መሌሲ ቤት ዕዮ ኣብ ቆፀሮ መዒሌቲ ክቐርብ 3. መሌስ ሰጭው መስሪያቤት በቀጠሮው ቀን ሉቀርብ

዗ይከኣሇ ብብቁዕ ምኽንያት እንተኾይኑ፣ ኣብ ያሌቻሇበት በበቂ ምክንያት ከሆነ በላሇበት የተሰጠ

዗የሇለ ዜተውሃበ ትእዚዜ ወይ ትእዚዜ ወይም ውሳኔ እንዱነሳሇት ትእዚዜ ወይም

ገፅ 21 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 21 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003
20
ውሳኔው መሰጠቱን ካወቀበት ቀን ጀምሮ በ10
ውሳነ ንክሇዒሇለ እቲ ትእዚዜ ወይ ውሳነ ምውሃቡ ተከታታይ የስራ ቀናት ውስጥ ሇአቤቱታ ሰሚ
ካብ ዜፇሇጠለ መዒሌቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10ተ ሉያመሇከት ይችሊሌ፣
ተኸታተሌቲ መዒሌታት ስራሕ ናብ ኣተኣሊሌያ
ጥርዒን ከመሌከት ይኽእሌ፣ 4. ይግባኝ ባዩ በቀጠሮው ቀን ሉቀርብ ያሌቻሇው
4. ይግበኣኒ በሃሊይ ኣብ ቆፀሮ መዒሌቲ ክቐርብ በበቂ ምክንያት ከሆነ መቅረብ ያሌቻሇበት
዗ይከኣሇ ብብቁዕ ምኽንያት እንተኾይኑ፣ ምክንያት በተወገዯሇት በ10 ተከታታይ የስራ ቀናት
ንክቐርብ ዗ይከአሇለ ምኽንያት ካብ ዜተወገዯለ ውስጥ የተሰረ዗ው ይግባኝ እንዯገና እንዱታይሇት

መዒሌቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ተኸታተሌቲ ወዯ አቤቱታ ሰሚ ሉያመሇክት ይችሊሌ፡፡
መዒሌታት ስራሕ እቲ ዜተሰረ዗ ይግበኣኒ እንዯገና
ንኽረኣየለ ናብ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ከመሌከት
ይኽእሌ፡፡
43. የመጀመሪያ ዯረጃ መቃወሚያ
1. የአቤቱታ ሰሚ የስራ ሂዯት የቀረበሇትን ይግባኝ
43. ቀዲማይ ብርኪ መቃወሚ ውድቅ እንዱያዯርገው መሌስ ሰጭው
1. ውሃቢ መሌሲ ቤት ዕዮ ካብዝም ዜስዕቡ መስሪያቤት ከሚከተለት ምክንያቶች በአንድ
ምኽንያት ኣብ ሓዱኡ ተመስሪቱ ከይዱ ስራሕ ሊይ ተመስርቶ የመጀመሪያ ዯረጃ መቃወሚያ
ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ንዜቐረበለ ይግባአኒ ውደቕ ሉያቀርብ ይችሊሌ፡-
ንኽገብሮ ቀዲማይ ብርኪ መቃወሚያ ከቕርብ
ይኽእሌ እዩ፡- ሀ. ጉዲዩ በአዋጅ አንቀፅ 72 መሰረት

ሀ. ብመሰረት እዙ ኣዋጅ ዒንቀፅ 72 ክቐርብ ይግባኝ ሉቀርብሇት የሚችሌ ካሌሆነ፣

ዜኽእሌ ይግባአኒ እንተ዗ይኾይኑ፣ ሇ. አቤቱታ ሰሚ የስራ ሂዯት በዙህ ዯንብ

ሇ. ይግበኣኒ መቕረቢ ግዙኡ ዜሓሇፎን ከይዱ አንቀፅ 37/4/ መሰረት ሳይፇቅድሇት

ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን’ውን ብመሰረት የይግባኝ ማቅረቢያ ጊዛው ካሇፇ በኋሊ

እዙ ዯንቢ ዒንቀፅ 37/4/ ከይፇቐዯለ የቀረበ ከሆነ ወይም ፣

ዜቐረበ ይግባአኒ እንተኾይኑ ወይ፣ ሐ. ጉዲዩ ቀዯም ሲሌ አቤቱታ ሰሚ የስራ

ሐ. እቲ ዋኒን ቅድም ክብሌ ናብ ከይዱ ስራሕ ሂዯት ቀርቦ ውድቅ የተዯረገ ወይም

ኣተኣሇሌያ ጥርዒን ቀሪቡ ውድቂ ዜተገበረ ውሳኔ የተሰጠበት ከሆነ ነው፣

ወይ ውሳነ ዜተውሃቦ እንተኾይኑ እዩ፣ 2. አቤቱታ ሰሚ የስራ ሂዯት ይግባኙን መሰማት

2. ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ይግበኣኒ ከመጀመሩ በፉት በቀረበሇት የመጀመ ሪያ ዯረጃ

ቅድሚ ምስምዐ ንዜቐረበለ ቀዯማይ ብርኪ መቋወምያ ሊይ ውሳኔ ይሰጣሌ፣

መቃወሚያ ውሳነ ይህበለ፣ 3. አቤቱታ ሰሚ የስራ ሂዯት ይግባኙን መስማት

3. ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ነቲ ይግባአኒ ከጀመረ በኋሊ በዙህ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ /1/

ምስማዕ ምስጀመረ ብመሰረት እዙ ዒንቀፅ ንኡስ መሰረት የሚቀርብ መቋወምያ ተቀባይነት

ዒንቀፅ /1/ ዜቐረበ መቃወሚያ ተቐባሌነት አይኖረውም፡፡

ኣይህሌዎን፡፡

21
ገፅ 22 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 22 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

44. መሌሲ ይግባአኒ 44. የይግባኝ መሌስ


1. ውሃቢ መሌሲ ቤት ዕዮ ንዜቐረበለ ይግባአኒ 1. መሌስ ሰጭው መስሪያቤት ሇቀረበሇት ይግባኝ
ዜህቦ መሌሲ ብዜምሌከት ብመራሒ ስራሕ ቢሮ የሚሰጠው መሌስ በሚመሇከተው በቢሮ ስራ መሪ
ወይ ብሓሊፉ ቤት ዕዮ ወይ ውክሌና ብዜተውሃቦ ወይም በመስሪያቤቱ ሃሊፉ ወይም ውክሌና
ሰብ ከፍረምን እዝም ዜስዕቡ ከካትትን ኣሇዎ፡- በተሰጠው ሰው መፇረምና የሚከተለትን መያዜ
ሀ. ሽምን ኣድራሻን ይግበኣኒ በሃሊይን መሌሲ አሇበት፡-
ውሃቢ ቤት ዕዮ፣ ሀ. የይግባኝ ባዩን እና የመሌስ ሰጭውን
ሇ. መከራኸሪ ነጥብታት ቤት ዕዮ፣ መስሪያቤት ስምና አድራሻ፣
ሐ. ተተሓሒዝም ዜቐረቡ ዜርዜር መከሊኸሉ ሇ. የመስሪያቤቱን መከራከሪያ ነጥቦች፣
መርትዖታት፣ ሐ. ተያይ዗ው የቀረቡ የመከሊከያ ማስረጃዎችን
መ. ሽምን ኣድራሻን መሰኻኽር፡፡ ዜርዜር፣
2. ኣብ ቅርታ ይግበኣኒ ዜተጠቐሰን ብይግባአኒ መ. የምስከሮችን ስምና አድራሻ፣
ውሃቢ መሌሲ ብቀጥታ ይኹን ብተ዗ዋዋሪ 1. በይግባኝ ማመሌከቻ ሊይ የተጠቀሰና በይግባኝ
መንገዱ ዗ይተኽሓዯ ፍረ ነገር ከምዜተኣመነለ መሌስ በቀጥታ ወይም በተ዗ዋዋሪ መንገድ
ይቑፀር፡፡ ያሌተካዯ ፍሬ ነገር እንዯታመንበት ይቆጠራሌ፣

45. መመሌከቲ ይግበኣንን ምምሕያሽ 45. የይግባኝ ማመሌከቻና መሌስን


መሌስን ስሇማሻሻሌ
1. ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ንትክክሇኛ 1. አቤቱታ ሰሚ የስራ ሂዯት ሇትክክሌኛ ወሳኔ

ኣዋሃህባ ውሳነ ዜሕግዜ ኮይኑ ኣብ ዜርከበለ አሰጣጥ የሚረዲ ሆኖ ሲያገኘው ውሳኔ ከመሰጠቱ

ግ዗ ውሳነ ቅድሚ ምሃቡ ኣብ ዜኾነ ግ዗ ቅርታ በፉት በማናቸውም ጊዛ የይግባኝ ማመሌከቻው

ይግባአኒ ወይ መሌሲ ንክመሓየሽ ከፇቅድ ወይም መሌስ እንዱሻሻሌ ሉፇቅድ ይችሊሌ፣

ይኽእሌ፣
2. ቅርታ ይግበኣኒ ወይ መሌሲ ተመሓይሹ 2. የይግባኝ ማመሌከቻ ወይም መሌስ ተሻሽል

እንትቐርብ አቲ ካሌኣዋይ ተኸራኻሪ ወገን ሲቀርብ ላሊው ተከራካሪ ወገን እንዯሁኔታው

ከከም ኩነታቱ መሌሲ ወይ ናይ መሌሲ መሌሲ መሌስ ወይም የመሌስ መሌስ እንዱሰጥበት

ንክህበለ ይግበር፡፡ ይዯረጋሌ፡፡

46. ምግዲፍ ይግባአኒ 46. ይግባኝን ስሇመተው


1. ይግባአኒ በሃሊይ ኣብቲ ዋኒን ውሳነ ቅድሚ 1. ይግባኝ ባዩ ውሳኔ ከመሰጠቱ በፉት በማናቸውም
ምዕራፍ ኣብዜኾነ እዋን ንከይዱ ስራሕ ጊዛ ሇአቤቱታ ሰሚ ሇስራ ሂዯት በፅሁፍ ገሌፆ
ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ብፅሑፍ ገሉፁ እቲ ይግባአኒ ይግባኙን ማቋረጥ ይችሊሌ፣
ክቋርፆ ይኽእሌ፣

22
ገፅ 23 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 23 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

2. ጥርዒን ይግባአኒ ዗ቋረፀ ሰራሕተኛን ኣብያተ ዕዮ 2. ይግባኙን ያቋረጠ የመንግስት ሰራተኛን እና


መንግስትን ነቲ ዋኒን ኣመሌኪቱ ዲግም ይግባአኒ የመንግስት መስርያ ቤት በዙያው ጉዲይ ሊይ
ከቕርብ ኣይኽእሌን፡፡ እንዯገና ይግባኝ ሉያቀርብ አይችሌም፡፡

47. ምፅዋዕን ምስማዕን ምስክር 47. ምስክር ስሇመጥራትና ስሇመስማት


1. ምስክራት ዜኾነ ተኸራኻሪ ወገን ሰራሕተኛታት 1. የማንኛውም ተከራካሪ ወገን ምስክሮች የመሌስ
ውሃቢ መሌሲ ቤት ዕዮ እንተኾይኖም ከይዱ ስራሕ ሰጭው መስሪያቤት ሰራተኞች ከሆኑ አቤቱታ
ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ንሕድሕዶም መፀዋዕታ ሰሚ የስራ ሂዯት ሇእያንዲንዲቸው መጥሪያ
ምሌኣኽ ከየድሇየ ትእዚዜ ብቤት ዕየኦም መሊክ ሳያስፇሌገው ትእዚዜ በመስሪያቤቱ
ንክበፅሖም ክገብር ይኽእሌ፣ አማካይነት እንዱዯርሳቸው ማድረግ ይችሊሌ፣
2. ዜኾነ ምስክር ካብ ውሃቢ መሌሲ ቤት ፅሕፇት 2. የመሌስ ሰጭው መስሪያቤት ሰራተኛ ያሌሆነ
ወፃኢ ንክቐርብ ብከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ምስክር እንዱቀርብ በአቤቱታ ሰሚ የስራ ሂዯት
መፀዋዕታ ንኽበፅሕ ይግበር፣ መጥሪያ እንዱዯርሰ ይዯረጋሌ፣
3. ኣብዙ ዯንቢ ዒንቀፅ 19 ዜተቐመጡ ድንጋገታት 3. የዙህ ዯንብ አንቀፅ 19 ድንጋጌዎች አቤቱታ ሰሚ
ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ንዜስምዐ የስራ ሂዯት ሇሚሰጠው ምስክሮችም ተፇፃሚ
መሰኻኽር’ውን ተፇፃምነት ይህሌዎም፡፡ ይሆናሌ፡፡

48. ተወሰኽቲ መርትዖታት 48. ስሇተጨማሪ ማስረጃዎች


ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ንኣወሃህባ ፍትሓዊ የስራ ሂዯት የአቤቱታ አፇታቱ ፍትሃዊ ውሳኔ አሰጣጥ

ውሳነ ኣድሊይ ኮይኑ እንትረኽቦ ብባዕለ ተበግሶ አስፇሊጊ ሆኖ ሲያገኘው በራሱ አነሳሽነት ተጨማሪ

ተወሳኺ መርትዖታት ፅሑፍ ወይ ምስክራት ንኸቕርቡ የፅሑፍ ማስረጃዎች ወይም ምስክሮች እንዱቀርቡ

ክእዜዜ ይኽእሌ፡፡ ሉያዜ ይችሊሌ፡፡

49. ኣወሃህባ ውሳነ 49. የውሳኔ አሰጣጥ


1. ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ተኸራኸርቲ 1. የስራ ሂዯት የአቤቱታ አፇታቱ ተከራከሪ

ወገናት ዗ቕረብዎም መከራኸሪ ነጥብታትን ወገኖች ያቀረባቸውን መከራከሪያ ነጥቦችና

መርትዖታትን ብምምርማርን ነቲ ዋኒን ማስረጃዎች በመመርመር ሇጉዲዩ አግባብነት

ኣግብባብነት ዗ሇዎም ሕግታት፣ ዯንብታትን ያሊቸው ሕጎች፣ ዯንቦችና መምሪያ በመገና዗ብ

መምርሕታትን ብምግንዚብ ኣብ ውሽጢ በ5 ተከታታይ የስራ ቀናት ውስጥ ያስማማሌ

ተኸታተሌቲ 5 መዒሌቲ ስራሕ የሰማምዕ ወይ ወይም ወሳኔ ይሰጣሌ፣

ውሳነ ይህብ፣

23
ገፅ 24 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 24 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

2. ዜቐረበ ይግባአኒ መሌሲ ውሃቢ ቤት ዕዮ ውሳነ 2. ይግባኝ የቀረበው መሌስ ሰጭውን መስሪያቤት
ዜቓወም እንተኾይኑ ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ውሳኔ የሚቃወም ሲሆን የስራ ሂዯት የአቤቱታ
ጥርዒን ነቲ ውሳነ ብምፅዲቕ፣ ብምስዒር ወይ አፇታቱ ውሳኔውን በማፅዯቅ፣ በመሻር ወይም
ብምምሕያሽ ክውሰን ይኽእሌ፡፡ በማሻሻሌ ሉወሰን ይችሊሌ፡፡

50. ኣፇፃፅማ ውሳነ 50. የውሳኔ አፇፃፀም


1. ኣብያተ ዕዮ ብከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒናት 1. በአቤቱታ ሰሚ የስራ ሂዯት የተሰጠ የመጨረሻ
ዜተውሃቦ ናይ መወዲእታ ውሳነ ኣብ ወሽጢ ውሳኔ መስሪያቤቶች በ5 የስራ ቀናት ውስጥ
ተኸታተሌቲ 5 መዒሌቲ ስራሕ ይፍፀም፣ ይፇፅማሌ፣
2. ኣብዙ ዒንቀፅ ንኡስ ዒንቀፅ 1 ዜተጠቐሰ ከም዗ል 2. በዙህ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ /1/ የተጠቀሰውን
ኮይኑ በቢብርኩ ዜርከቡ ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ እንዲሇ ሆኖ በየዯረጃው በወረዲ በከተማ እና በክሌሌ
ብወረዲ፣ ከተማን ክሌሌን ሲቪሌ ሰርቪስ የሲቪሌ ሰርቪስ የስራ ሂዯት አቤቱታ አፇታት
ዜተውሃበ መወዲእታ ውሳነ ንምትግባር የሚሰጥ የመጨረሻ ውሳኔ ሇማስፇፀም
ፍቓዯኛ ዗ይኮነ ኣካሌ በቲ ዜሾሞ ኣካሌ ፇቃዯኛ ያሌሆነ አካሌ በሚሾሞው አካሌ
ምሕታቱ ከም዗ል ኮይኑ ኣብ ውሽጢ ዒሰርተ መጠይቁ እንዲሇ ሆኖ በ10 ተከታታይ የስራ
ተኸታታሉ መዒሌቲ ስራሕ ኣይተፇፀመሇይን ቀናት ውስጥ አሌተፇፀመሌኝም ብል
ክብሌ በቲ ውሳነ ተረባሓይ ዜኾነ በውሳኔው ተጠቃሚ የሆነ ወገነ ካመሇከተ
ወገንእንተመሌኪቱ ክኢሊ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን በየዯረጃው ያሇ ባሇሞያ የአቤቱታ አፇታት
እዙ ከይዱ ስራሕ ብመሰረት ነቲ ውሳነ የስራ ሂዯቱ ውሳኔው እንዱፇፀምሇት ሇወረዲ
ንኸፍፀመለ ንወረዲ ቤት ፍርዱ ይፅሕፍ፣ ፍርድ ቤት ይፅፊሌ፣ ወረዲ ፍርድ ቤትአስገድዶ
ኣብያተ ፍርዱ ወረዲ ኣገዱደ የፇፅም። ያስፇፅማሌ።
3. ውሳነ ብ዗ይ ምፍፃሙ ኣብ ሰራሕተኛ ንዜበፅሕ 3. ውሳኔው ባሇመፇፀሙ በሰራተኛው ሊይ
ጉድኣት መራሒ ስራሕ ወይ ሓሊፉ ቤት ሇዯረሰው ጉዲት የስራው መሪ ወይም የፅህፇት
ዕዮ ተሓታቲ ይኸውን። ቤቱ ሓሊፉተጠያቂ ይሆናሌ።

51. ቅፅዒት ይርጋ ግ዗ 51. የቅጣት የይርጋ ጊዛ


ብዱስፕሉን ዜተቐፀዏ ሰራሕተኛ መንግስቲ ብሪከርድ በዱስፕሉን የተቀጣ የመንግስት ሰራተኛ በሪከርድ

ክጥቀሰለ እንተኾይኑ፡ የሚጠቀስበት ከሆነ፡-

1. ቀሉሌ ቅፅዒት ዱስፕሉን ካብ ዜተወሰነለ ዕሇት 1. ቀሊሌ የዱስፕሉን ቅጣት ከተወሰነሇት ቀን

ጀሚሩ ክሳብ ሰሇስተ ወርሒ፣ ጀምሮ እስከ ሶስት ወር፣

2. ካብ ሓዯ ወርሒ ክሳብ ሰሇስተ ወርሒ መሃያ 2. ከአንድ ወር እስከ ሶስት ወር ዯመወዜ

዗ቕፅዕ ከቢድ ቅፅዒት ዱስፕሉን ዜተወሰነለ ካብ የሚያስቀጣ ከባድ የዱስፕሉን ቅጣት የተወሰነበት

ዜተወሰነለ ዕሇት ጀሚሩ ክሳብ ሓዯ ዒመት፣ ቅጣቱ ከተወሰነበት ቀን ጀምሮ እስከ አንድ
አመት፣

24
ገፅ 25 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 25 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

3. ምትሓት ብርኪ ስራሕ፣ ምትሓት መሃያን ምስንባት 3. ከባድ የዱስፕሉን ቅጣት ከስራ ዯረጃ መውረድ፣
ስራሕን ከቢድ ቅፅዒት ዱስፕሉን ኮይኑ እቲ ከዯመወዜ መቀነስና ከስራ መሰናበት ሆኖ ቅጣቱ
ቅፅዒት ካብ ዜተወነለ ዕሇት ጀሚሩ ክሳብ ክሌተ የሚፇፀመው ከተወሰነበት ቀን ጀመሮ እስከ ሁሇት
ዒመት ይኸውን፡፡ አመት ይሆናሌ፡፡

52. ኣብ ክሌሌ ቤት ዕዮ ኣብ ከይዱ ስራሕ 52. በክሌሌ መስሪያ ቤት በየስራ ሂዯቱ


ንዜፍፀም ግድፇት ግዯ ወናኒ ከይዱ የሚፇፀም ግድፇት ዋና የስራ ሂዯት ባሇቤት
ስራሕን መተሓባበሪ ዯገፍቲ ከይዱ ስራሕን እና የዯጋፉ የስራ ሂዯት አስተባባሪ ሚና
1. ኣብ ከይዱ ስርሑ ግድፇት ዱስፕሉን እንትፍፀም 1. በስራ ሂዯቱ የዱስፕሉን ጥሰት ሲፇፀም ወይም
ወይ ተፇፂሙ ኢለ እንትኣምን እቲ ፀገም ንክፍታሕ ተፇፅመዋሌ ብል ሲያምን ችግሩን እንዱፇታ
ፃዕሪ ይገብር፡፡ ብምርድዲእ ክፍታሕ ን዗ይካኣሇ ጥረት ያዯርጋሌ፡፡ በመረዲዲት ሉፇታ ያሌቻሇ
ጉዲይ ብመሰረት እዙ ዯንቢ ክፃረ ይገብር፣ ጉዲይ በዯንቡ መሰረት እንዱጣራ ይዯረጋሌ፣
2. ቀሉሌ ውሳነ ቅፅዒት ዱስፕሉን ይህብ፣ 2. ቀሊሌ የዱስፕሉን ቅጣት ውሳኔ ይሰጣሌ፣
3. ከቢድ ግድፇት ዱስፕሉን እንትፍፀም ብፅሑፍ ክሲ 3. ከባድ የድስፕሉን ጥሰት ሲፇፀም በፅሑፍ ክስ
ብምድሊው ናብ ጉጅሇ ዱስፕሉን የቕርብ፡፡ በመ዗ጋጀት ወዯ የዱስፕሉን ቡደን ያቀርባሌ፡፡

53. ኣብ መንጎ ክሌተ ከይዱታት ስራሕ ቤት 53. በክሌሌ መስሪያቤት በሁሇት የስራ ሂዯት
ዕዮ ክሌሌ ንዜፍፀም ግድፇት ስራሕ ግዯ መካከሌ ሇሚፇፀም የስራ ግድፇት የዋና
ወናኒን መተሓባበሪ ዯጋፉ ከይዱስራሕን አስተባባሪ እና ዯጋፉ የስራ ሂዯት ሚና
1. ኣብ ዜኾነ ከይዱ ስራሕ ብሰራሕተኛ ካሉእ 1. በማንኛውም የስራ ሂዯት በላሊ የስራ ሂዯት
ከይዱ ስራሕ ዜተፇፀመ ግድፇት እንትህለ ሰራተኛ የተፇፀመ ጥሰት ሲኖር የስራ ሂዯቶቹ
እቶም ከይዱታት ስራሕ ክፇትሕዎ ፃዕሪ እንዱፇቱት ጥረት ያዯርጋለ፣
ይገብሩ፣ 2. ሉፇታ ካሌቻሇ ሇሰው ሃይሌ አመራር ዯጋፉ
2. ክፍታሕ እንተ዗ይኪኢለ ናብ ዯጋፉ ከይዱ የስራ ሂዯት ያስታውቃለ፣
ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሉ ሰብ የፍሌጡ፣ 3. አንድ ሰራተኛ ከስራ ሂዯቱ ውጪ በላሊ የስራ
3. ሓዯ ሰራሕተኛ ካብ ከይዱ ስርሑ ወፃኢ ኣብ ሂዯት የድስፕሉን ጥሰት ከፇፀመ ወይም በየስራ
ካሌእ ከይዱ ስራሕ ግድፇት ዱስፕሉን ሂዯቶች መሃከሌ አሇመጣጣም ከተፇጠረ የሰው
እንተፇፂሙ ወይ ድማ ኣብ ሞንጎ እቶም ሃይሌ አመራር አጣርቶ የመጨረሻ ውሳኔ
ከይዱታት ስራሕ ምስሕሓብ እንተተፇጢሩ ሇመሰጠት ወዯ ስራ መሪው ያቀርባሌ፡፡
ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሉ ሰብ ኣፃሪዩ ናይ
መወዲእታ ውሳነ ንምሃብ ናብ መራሒ ስራሕ
የቕርብ፡፡
54. በክሌሌ መስሪያቤት የሰው ሃይሌ አመራር
54. ኣብ ክሌሌ ቤት ዕዮ ግዯ ዯጋፉ ከይዱ ዯጋፉ የስራ ሂዯት ሚና
ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሉ ሰብ 1. ተፇፀመ የተባሇ የድስፕሉን ጥሰት ከአሰራሮች
1. ተፇፂሙ ዜተብሃሇ ግድፇት ድስፕሉን ምስ

25
ገፅ 26 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 26 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

ኣሰራርሓታት ብምግንዚብ ኣድሊይ እንተኾይኑ ጋር በመገና዗ብ አስፇሊጊ ከሆነ ከ3 ወይም ከ5


ካብ 3 ወይ ካብ 5 ዗ይበሌፁ ኣባሊት ዗ሇዎ ጉጅሇ የማይበሌጡ አባሊት ያሇው የዱስፕሉን ቡድን
ድስፕሉን ክጣየሽ ይገብር፣ እንዱቋቋም ያዯርጋሌ፣
2. በብከይዱ ስርሑ ዗ይተፇትሐ ቅርታ ይሰምዕ፣ 2. በየስራ ሂዯቱ ያሌተፇታ ቅሬታ ይሰማሌ፣
ንክፍታሕ ይፅዕር፣ ክፍታሕ ተ዗ይክኢለ ጠሚሩ እንዱፇታ ይጥራሌ፣ መፍታት ካሌቻሇ ወዯ ስራ
ናብ መራሒ ስራሕ የቕርብ፡፡ መሪ ያቀርባሌ፡፡

55. ኣብ ክሌሌ ቤት ዕዮ ግዯ መራሒ ስራሕ 55 በክሌሌ መስሪያቤት የስራ መሪ ድርሻ


1. መራሒ ስራሕ ነቲ ዜቐረበለ ውሳነ ሓሳብ ከቢድ 1. የስራ መሪ ሇቀረበሇት ከባድ የዱስፕሉን ቅጣት
ቅፅዒት ዱስፕሉን ብምርኣይ ሙለእ ብሙለእ ወይ ውሳኔ ሃሳብ በማየት ሙለ በሙለ ወይ በከፉሌ
ብክፊሌ ስሌጣን ምፅዲቕ ወይ ምምሕያሽ ወይ የማፅዯቅ ወይም የማሻሻሌ ወይም የመሰረዜ
ምንፃግ ይህሌዎ፣ ስሌጣን ይኖረዋሌ፣
2. በብብርኩ ንዜቐርብ ቅርታታት ውሳነ ይህብ፡፡ 2. በመጨረሻ ዯረጃ የቀረቡ ቅሬታዎች ውሳኔ
ይሰጣሌ፡፡
56. ግዯ ሓሊፉ ቤት ዕዮ
1. ኣብቲ ቤት ዕዮ ግድፇት ዱስፕሉን እንትፍፀም 56. የመስሪያ ቤት ሃሊፉ ሚና
ወይ ተፇፂሙ ኢለ እንትኣምን ኣብ ቀሉሌ 1. በመስሪያቤቱ የዱስፕሉን ጥሰት ከተፇፀመ
ግድፇት ዱስፕሉን መወዲእታ ወሳነ ይህብ፣ ወይም ተፇፅመዋሌ ብል ሲያምን በቀሊሌ
የዱስፕሉን ጥሰት ሊይ የመጨረሻው ውሳነ
2. ከቢድ ግድፇት ዱስፕሉን እንትፍፀም ነቲ ይሰጣሌ፣
ግድፇት ዗ፃርዩ ካብ 3 ክሳብ 5 ዜኾኑ ኣባሊት 2. ከባድ የዱስፕሉን ጥሰት ሲፇፀም ጥሰቱን
዗ሇውዎ ጉጅሇ ድስፕሉን ክጣየሽ ይገብር፣ የሚያጣሩ ከ3 እስከ 5 የሚሆኑ አባሊት ያለት
3. ናብ ዜተጣየሸ ጉጅሇ ክሱ ብፅሕፍ የቕርብ፣ የድስፕሉን ኮሚቴ እንዱቋቋም ያዯርጋሌ፣

3. ወዯ ተቋቋመው ኮሚቴ በፅሑፍ ክሱን

4. ሓሊፉ ቤት ዕዮ ነቲ ዜቐረበለ ውሳነ ሓሳብ ውሳነ ያቀርባሌ፣

ይህብ፣ 4. የመስሪያቤቱ የስራ መሪ ወይም የመስሪያቤት

5. ኣብቲ ቤት ዕዮኡ ዜሇዒለ ቅሬታታት ሓይሉ ሃሊፉ የቀረበሇት የውሳነ ሃሳብ ውሳኔ ይሰጣሌ፣

ሰብ ብምርኣይ ውሳነ ይህብ፡ 5. በመስሪያቱ የሚነሱ የሰው ሃይሇ ቅሬታዎች


በማየት ውሳኔ ይሰጣሌ፡፡
57. ወፃኢታት ጥርዒን ይግባአኒን
1. ተኸራኸርቲ ወገናት ክትዕ ጥርዒንን ይግባኣንን
57. የይግባኝ አቤቱታ ወጪዎች
዗ስዕበልም ወፃኢታት በብባዕልም ይኽእለ፣ 1. ተከራካሪ ወገኖች የይግባኝ ክርክሩ

2. ናይዙ ዒንቀፅ ንኡስዒንቀፅ /1/ድንጋገ ከም዗ል ያስከተሇባቸውን ወጭ በየራሳቸው ይችሊለ

ኮይኑ፣ይግባአኒ በሃሊይ ኣብኢድ ውሃቢ መሌሲ 2. የዙህ አንቀፅ ንኡስ አንቀፅ /1/ ዯንጋጌ እንዲሇ

ቤት ዕዮ ትሕዜቶ ውሽጢ ዜርከብ መርትዖ ሆኖ ይግባኝ ባዩ በመሌስ ሰጭው መስሪያቤት


ይዝታ ስር የሚገኝ ማስረጃ

26
ገፅ 27 ነጋሪት ጋዛጣ ትግራይ ቑ ዯንቢ 71/2003 ገፅ 27 የትግራይ ነጋሪት ጋዛጣ ዯንቢ ቁ 71/2003

ብትእዚዜ ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒናት በአቤቱታ ሰሚ የስራ ሂዯት ትእዚዜ እንዱቀር
ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ንክቐርቡ እንትግበር ዜሓቶ ብሇት ሲያስዯርግ የሚያስከትሇውን ወጭ
ወፃኢ ንክከፍሌ ኣይሕተትን፣ እንዱከፍሌ አይጠየቅም፣
3. ከይዱ ስራሕ ኣተኣሊሌያ ጥርዒን ንዜፅውዖም 3. የአቤቱታ ሰሚ የስራ ሂዯት ሇሚጠራችው
መሰኻኽር ኣበሌን መዒዒዜን ይኸፍሌ። ምስክሮች የውል አበሌና መዣይከፍሊሌ፣
4. ብምኽንያት ፀገም መራሒ ስራሕ ቢሮ ወይ ሓሊፉ 4. በቢሮ የስራ መሪ ወይም በመስሪያ ቤት ሃሊፉ
ቤት ዕዮ ርኡይ ግድፇት ኣብ ሌዕሉ ሰራሕተኛ ምክንያት በሰራተኛው ሊይ ግሌፅ የሆኑ ጥሰቶች
ጥቕዒት ንምብፃሕ ዜተፇፀመ ንምዃኑ እንትረጋገፅ ሇማድረስ የተዯረገ ስሇመሆኑ ሲረጋገጥ የተዯረገ
ዜተገበረ ወፃኢ ካብ መሃያ ሓሊፉ ቤት ዕዮ ወይ ወጪ ከስራ መሪው ወይም ከመስሪያ ቤቱ ሃሊፉ
መራሒ ስራሕ ወይ ነዙ ወፃኢ ዜዲረገ ኣካሌ ተቖሪፁ ዯመወዜ ወይም ሇዙሁ ወጪ ካዯረገው አካሌ
ኣታዊ ይኸውን፡፡ ተቆርጦ ገቢ ይሆናሌ፡፡

ክፍሉ ሓሙሽተ ክፍሌ አምስት


ዜተፇሊሇዩ ድንጋገታት ሌዩ ሌዩ ዯንጋጌዎች
58. ስሌጣን ምውፃእ መምርሒ 58. መመሪያ የማውጣት ስሌጣን

ቢሮ ሲቪሌ ሰርቪስ ነዙ ዯንቢ ንምፍፃም ዗ድሌዩ ይህ ዯንብ ሇማስፇፀም የሚያስፇሌግ መመሪያ የሲቪሌ
መምርሒታት የውፅእ፡፡ ሰርቪስ ቢሮ ያወጣሌ፡፡

59. ዜተስዒሩ ሕግታት 59. የተሻሩ ሕጎች


1. ዯንቢ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ቁፅሪ 21/1996 1. የመንግስት ሰራተኞች ዯንብ ቁጥር 21/1996

በዙ ዯንቢ ተሳዑሩ ኣል፣ በዙህ ዯንብ ተሽረዋሌ፣

2. ነዙ ዯንቢ ዜፃባእ ዜኾነ ይኹን መምርሒ ወይ 2. ይህን ዯንብ የሚቃረን ማንኛውም ዯንብ፣

ትእዚዜ ቃሌ ይኹን ፅሑፍ ወይ ሌማዲዊ መመሪያ ወይም የሌምድ አሰራር በዙህ ዯንብ

ኣሰራርሓ ኣብዙ ዯንቢ ብዜተመሇከቱ ጉዲያት በተመሇከቱ ጉዲዩች ሊይ ተፇፃሚነት የሇውም፡፡

ተፇፃሚነት ኣይህሌዎምን፡፡

60. እዙ ዯንቢ ዜፀንዏለ ግ዗ 60. ዯንቡ የሚፀናበት ጊዛ

እዙ ዯንቢ ብቤት ምኽሪ ስራሕ ፇፃሚ ካብ ይህ ዯንብ በክሌለ ስራ አስፇፃሚ ምክር ቤት


ዜፀዯቐለ መስከረም 11/2004 ዒ.ም ጀሚሩ ከፀዯቀበት መስከረም 11/2004 ዒ.ም ጀምሮ የፀና
ዜፀንዏ ይኸውን፡፡ ይሆናሌ፡፡

ኣባይ ወሌደ ኣባይ ወሌደ

ፕሬዜዲንት ብሄራዊ ክሌሊዊ የትግራይ ብሄራዊ ክሌሊዊ

መንግስቲ ትግራይ መንግስት ፕሬዙዲንት

27
28

You might also like